“ ጻድቓናት ዘዕርፍሉ ቤት ይግበሮ ” !! በሉ፡ ሓደ ብዕድመ ዝደፍኡ ሽማግለ ኣቦ። ወርሓት ክረምቲ ብርቱዕ ማይ ዝዘንበሉ ዝነበረ’ዩ። ምድረ ሰማይ ብብርቱዕ ሰርቢ ማይ ዝተኸደነ ኩሉ ፍጡር መዕቆቢ ክደሊ ምዃኑ ዝርዳእ፡ ሰብ ክጓየ፡ ኣዕዋፍ ክዝምራ፡ ኣኽላባት ከኣ ክነብሑ፡ ንፋስ ድማ ብግደኡ ሒዝዎ ንዝመጽእ ዝነበረ ጠሊ ከስምዕ ሃቦምላ ገልጠምጠም ክብል እንከሎ ክሳብ ሂወት ዘይነብሮም ነገራት ከም […]
Aug 21 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ጭካነ ስርዓት ህግዲፍ (ድምጺ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን-1) 14 ሓምለ 2007 ጸረ-ህዝቢ ተግባራትን ጭካነን ስርዓት ህግዲፍ ብቁጽሪ ብዙሕ ብክብደት ድማ ዘስካሕክሕ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ዝተገለጸ ስለ ዝኾነ ምዝርዛር ኣየድልዮን’ዩ ዝብል እምነት ኣለና። እኳደኣ ብዙሓት ከም ዝሰማምዕዎ ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ’ዚ ክዝረብ እንከሎ ብዘይ ኮለል ስርዓት ህግዲፍ ምሉእ ብምሉእ ኣንጻር ድሌታትን ረብሓታት ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኢልካ ምጥቕላል እቲ ዝሓሸ […]
Aug 14 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair Dear Sirs/Madams, Dear Compatriots! In this open letter, I would like to appeal to all Eritrean intellectuals to show sympathy for the oppressed people and join the forces for democratic change in Eritrea. The role of the Eritrean intellectuals during the political and armed struggle was very decisive so that the […]
Aug 8 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
አጓብዝ ዓድታትና ቃርሳ ክጻወቱ ከለዉ ብዘይ ሸነኹ ንዝመጾም መቘራቚስቲ፣ ዒሎኻ ብምባል፣ ኢዱ ክሳብ ተዘዝ ዝብሎ ብጥወ ይቕርስምዎ፡፡ ብዘይ ግቡኡ ብምእታዉ ስርዐት ቃርሳ ይግህስ ስለ ዘሎ፤ ተልሜደን ተጻዋቲ ብተግሳጽ ምኩራት ዒሎኡ ከጽንዕ ይግድድዎ አለዉ ማለት’ዩ፡፡ አብዚ ንአይ ኣገዳስነት ዘለዎ ከአ፣ ተልሜደን ዓለውቲ ይኹኑ ምኩራቶም ቃርሳ፣ ማለት ጸወታ ቃርሳ ምዃኑ ዘንጊዖም አብ ሐድሕደ ምግታታር ምስ ዝበጽሑ ኢዩ፡፡ […]
Aug 7 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
(ድምጺ ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን-1ይ ወገን) ከም ኣብ ኩሉ ሃገራት ዝርኤ፡ ሃገርና ኤርትራ እውን በብመድረኹ ትልለየሎም ጉዳያት ነይሮማን ኣለዉዋን። እዚ መለለዪ’ዚ ጸሊእካ ትኽውሎ ፈቲኻ ድማ ተምጸኦ ዘይኮነስ ግዜኡ ሓልዩ ዝገሃድ እዩ። ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ኣስታት ሰብዓ ዓመታት ክትልለየሉ ዝጸነሐት ብቓልሳ ምእንቲ ሃገራዊ ልኡላውነትን ምኽባር ኩሉ መሰላት ወዲ ሰብን ነይሩ። ነዚ ሓርበኛ መለለዪኣ ንምዕቃብ ድማ ኣንጻር […]
Aug 6 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair Today’s dominating issue is the restructuring of the Eritrean state. People want to change the fundamental characteristics of the dictatorial state. What are the contents of the state restructuring project? There are no surveys conducted but public opinions show that some in favour of federalism and some others favour unitary state with […]
Jul 30 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ኤሪትራዊት አደ አብ ስደት ሱዳንን ኢትዮጵያን ገዲም ተጋደልትን መናእሰይን አብ ኮንተይነር ህዝቢ ኤርትራ ንሓደ ክፍለ ዘመን ብዘይ ዕረፍቲ ተቓሊሱ፡ ኣሻሓት ደቁ ከፊሉ ዋና ሃገሩ ከኸውን በቒዑ እኳ እንተተባሃለ፡ መሰሉን ሓርነቱን ተመንጢሉ ክብሩን ክበሪ ሃግሩን ተደፊሩ፡ ኣብ ዓለም ዝነበሮ ዝናን ተቐባልነትን መሬት ዘቢጡ፡ ዋና ከም ዘይብሉ እንስሳ አብ ሃገሩን አብ ስደትን አደዳ መቕዘፍቲ ኮይኑ ይርከብ፡ ስርዓት […]
Jul 29 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ መበል 16 ዓመት ጽምብል በዓል ነጻነት ኤርትራ ፕ.ኢ.ኣ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ፍሉይ ሕታም 25 ግንቦት 2007 ሓዳስ ኤርትራ ሰፊሩ ይርከብ። ካብ’ቲ ዝገርም እዛ ጋዜጣ ኣብ ኣቀራርጽኣ( ኣሰናዳእቲ) ፍልይቲ ዝገብራ፡ ብወገነይ ዝተዓዘብክዎ ንበዓል ነጻነት ጥራሕ ዘይኮነስት፡ ብመጀመሪያ ፍልይቲ ሕታም ምዃና ዝገልጽ ኣብ ቀዳማይ ገጽ ኣብ ላዕሊ-ጸገማይ ወገን ፍሉይ ሕታም ዝብል ብኣዝዩ ደቂቕ ጽሑፍ ይርከባ። […]
Jul 22 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ክቕይር ኣኽእሎ የብሉን !!! ጉጅለ ህ.ግ.ዲ.ፍ ንትሕዝቶ መሰረታዊ ታሪኽና ክቕይር ዓቕምን ብቕዓትን የብሉን። ትሕዝቶ መሰረት ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብክንደይ ዝተራቐቁን ዝሓየሉን ፖለቲካውያን ሓይልታት ተፈቲኑ ዝሓለፈ ታሪኽ፡ ወዙን ትሕዝትኡን ዘይቕይር ክብርን ዋጋን ዘለዎ ነባሪ ታሪኽ’ዩ። ኣብ ዝሓለፈ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራውን፡ ቁጠባውን ሃለዋት ህዝቢ ኤርትራ፡ ይንዋሕ ይሕጸር ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ ሰንሰለታዊ መዋእል መግዛእቲ፡ ፖርቱጋላውያን፡ ቱርካውያን፡ ግብጻውያን፡ መሳፍንቲ […]
Jul 20 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ተጋዳላይ ተወልደ ገብረስላሴ ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ፡ ኣትላንታ፡ ሲያትል ከምኡውን ብዕለት ሰነ 24 2007 ኣብ ከተማ ቦስቶን፡ ዝተኻየደ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ኣገዳስነቱን ውጽኢቱን ፍሉይ ኣተኵሮ ክግበረሉ ዝግባእ ኰይኑ ይስምዓኒ። ብመሰረቱ እዚ ኣኼባታት’ዚ ዝተኻየደሉ ህልው ኵነታት ክንርኢ እንኰሎና፡ ስርዓት ኣስመራ ኣብ ናይ ስለያ ትካላቱ ጥራይ ተንጠልጢሉ፡ ፖለቲካዊ ዕርቃኑ ብውሽጥን ብደገን ሰብ […]
Jul 12 2007 | Posted in
Articles |
Read More »