መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ 23 ሰነ 2016
ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም :: ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ…
Section
News and analysis
ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም :: ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ…
ምዑታት ኣባላት ዉሽጣዊ ስርዒት ግሃድኤ ብምትሕብባር ምስ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ዝኾኑ ሓርበኛታት፣ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጻዊዒት ዘርጊሖም። ህዝብና ቡሩራዊ ኢዮበል ናጽነቱ ኣብ ዘብዕለሉ…
ደገፍትን ወከልትን ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 25 ናጽነት ሃገረ ኤርትራ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ሶልና ሃለን ቀዳም ዕለት 14 ግንቦት 2016 ካብ ሰዓት12.00…
ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶ፡ ብምክንያት ሃገራዊ ብዓል ናጽነት ኤረትራ ሃገራዊ ዘተ ከምኡውን በቶም ወናማት ሙዚቀኛታት ደለይቲ ፍትሒ ቶሮንቶ ተዳልይልኩም…
Radio Erena: 25 April 2016 ሰበ ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳ፣ ክፍሊ ዞባ ኣፍሪቃ ምስ ወከልቲ ደምበ ተቓውሞን መንግስቲ ኤርትራን ከምዝተዘራረቡ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንሬድዮ…
ብመኽንያት ብሰንበት ዕለት 3 ምያዝያ ዝተፈጸመ ባርባርዊ ቅዝፈት መንእሰያትን ከምኡውን ሕጻናት ቆሉዕን ኣደታትን ናይ ዝኽሪ መዓልቲ ንቀዳም ዕለት 24.04.2016 ካብ ሰዓት 6:00 pm ኣብ…
22 ምያዝያ ንሰራዊት ግሃድኤ-ሕድሪ (ሰራዊት ሕድሪ) መዓልቲ ዝኽሪ ስዉኣቱ ንህዝባዊ ሓርነት ኢያ፡፡ ሰራዊትን ኣባላትን ግሃድኤ-ሕድሪ በቲ ኣብ ሙሉእ ዓለም ተዘርጊሖምሉ ዝርከቡ መስመራት ቃልሶም ኣቢሎም…
ብጻይና ገዲም ተገዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ዘርኤ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቀዳም ዕለት 16. 04. 2016 ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ እቲ ኹሉ ዘይሰኣኖ ኣምላኽ ንተጋዳላይ…
Dear Fellow Eritreans in the Diaspora, We are writing to invite you to be a signatory of a call that we will soon issue…
እቲ መስዋእትን ስንክልናን ብሉጻት ደቂ ሃገር ዝሓተተ ናጽነት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ዝተጸበዮ ሰላምን ራህዋን አየጨበጦን ፡ ብኣንጻሩ እኳደኣ ኣብ እዋን ባዕዳውያን ገዛእቲ ከማን ርእዩዎ…
