ባዓል ምምስራት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ጨንፈር ርያድ ተኻይዱ
ጨንፈር ርያድ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብጅምዓት ዕለት 23/01/2015 መሪሕነት ሰልፍን ኣባላትን፡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ውድባትን፡ ሓላፊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጥን፡ ዓበይትን ናኣሽቱን፡ ደቂ-ኣንስትዮን፡ መንእስያትን፡…
Section
News and analysis
ጨንፈር ርያድ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ብጅምዓት ዕለት 23/01/2015 መሪሕነት ሰልፍን ኣባላትን፡ መራሕቲ ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ውድባትን፡ ሓላፊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጥን፡ ዓበይትን ናኣሽቱን፡ ደቂ-ኣንስትዮን፡ መንእስያትን፡…
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከም’ቲ ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ ዝፈጸሞ፡ ሕጂ’ውን ኣብ ከተማታት ዓዲ ቐይሕን ሰንዓፈን ብዝተመሳሰለ ኣገባብ ኣባይቲ ዜጋታት ንከፍርስ ይዳሉ ምህላዉ ካብ ደቡብ ኤርትራ ዝበጽሓና…
ESMNS Australia branch Public Meeting Sunday February 1, 2015 @ 4:00 PM Flemington Community Center 25 Mt Alexader Rd, Vic
In Gedenken an Khaled Idris Bahray Demo in Berlin, Sonntag, den 18.01.2015 Unter dem Motto: Gegen den rassistischen Normalzustand! Redebeitrag: Freweyni Habtemariam http://www.rbb-online.de/politik/beitrag/2015/01/Demonstration-Berlin-Khaled-Bahray.html…
ብሓሙስ ዕለት 15/01/2015 ብሀለኮፕተር ዝተሰነየ ሓደ ምሉእ ክፍለ ሰራዊት ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ ክሳብ 80 ዝኸውን ገዛውቲ ብሓይሊ ብምእታው፡ ነቶም ተቐማጦ ካብ ገዛውቶም ብምስጓግ፡ እቲ…
ህንጻ ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ኣብ ከተማ ርያድ (ስዑዲ ዓረብያ) ሎሚ ሓሙስ ዕለት 15/01/2015 ኣጋ ወጋሕታ ከም ዝተባረዐ፡ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። እዚ ክበብ’ዚ ኣብ…
EYSC is today announcing the launch of a new grassroots project inside Eritrea under the name ‘Maebel2015’. It’s objective: to build a popular umbrella…
ጋዜጣዊ – መግለጺ: ሓሙሽተ (5) ዕሉላት ናይ ስለያ ኣባላት ተቐቲሎም። ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ
ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ጽዑቕ ናይ ክተት ወፍሪ ኣብ ምክያድ ይርከብ ምህላዉ ዝተፈልጠ ኮይኑ፡ መብዛሕትኡ ክፍልታት ህዝብና ተቐባልነት ከም ዘይረኸበ ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኤርትራ ዝበጽሓና…
ESMSN Australia Branch Public meeting 38 Lytton Rd East Brisbane, QLD
