Section

News

News and analysis

News

ዘተ ምስ ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ ክፍሊ ፖለቲካ ሃገራዊ ኮምሽን መሳርሕቱን።

ዝኸበርክምን/ክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልዑል ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። ብምቅጻል ከምቲ ልሙድ ንዓርቢ 5 ነሃሰ (August), 2011,  ክቡር ሓው ኡስታዝ ዓሊ መሓመድ ስዒድ ኣቦ-ወንበር ሽማግለ…

By farajatPublished
News

ሰነዳት ሃገራዊ ጉባኤ ብቋንቋ ኩናማ ተተርጒሙ!!

ኣብዚ ሰሙን’ዚ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ብምትሕግጋዝን ምውህሃድን ደምሓኩኤን ኣባላት ሃገራዊ ኮምሽንን ጉዱሳት ባእታታት ተወለድቲ ብሄር ኩናማን ብዝተወስደ ኣብነታዊ ተበግሶታትን ብርቱዕ ጻዕርታትን እቶም ኣርባዕተ ንድፊ…

By farajatPublished
News

ንድፊ ሰነዳት ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ አብ መርበብ ሓበሬታ ኮምሽን ምዝርግሑ ንሕብር

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንሰነዳት ሰፊሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ አብ ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ሃገራዊ ኮምሽን ይዝርግሖም ምህላው ንመላእ ህዝብን ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ከበስር ይፈቱ።…

By farajatPublished

Search the site

Back to top