ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን-ካናዳውያን ኣብ ከተማ ኦታዋ ዋና ከተማ ካናዳ
ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰ ይኤርትራ ጨንፈር ካናዳን ምስ ግዱሳት መንእሰያት ኤርትራውያን ተቀማጦ ከተማ ኦታዋ ብምትሕብባር ብዕለት 27 ጉንበት 2011 ፡ብምኽንያት እቶም 400 (ኣርባዕተሚእቲ) መንእሰያት…
Section
ዓለም ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰ ይኤርትራ ጨንፈር ካናዳን ምስ ግዱሳት መንእሰያት ኤርትራውያን ተቀማጦ ከተማ ኦታዋ ብምትሕብባር ብዕለት 27 ጉንበት 2011 ፡ብምኽንያት እቶም 400 (ኣርባዕተሚእቲ) መንእሰያት…
ግንቦት 24, 2011 ብናይ ህዝቢ ሽማግለ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ቶሮንቶን ከባቢኣን (ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ) ዝተዳለወ ሎሚ ሰሉስ 24 ግንቦት 2011 ሰፊሕ ሰላማዊ…
Farajat : CairoEritrean “Youth” is rallying demonstrations throughout the world to commemorate the 20th anniversary of the Eritrean Independence Day. The “May 24” – …
ብሓልዮት ምንቅስቃስ ኤርትራዊ መንእሰይ ንለውጢ ዝተዳለወ ብቀዳም 21 ግንቦት ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሎንደን ተኻይዱ። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ ካብ ሳዓት 1፡00 ድሕሪ…
ኣብ ሽወደን ዝመደበሮም ሲቪላዊ ማሕበራትን ፖለቲካዊ ሓይልታትን ግዱሳት ዜጋታትን ብዝቖመ ሽወደናዊ ኤርትራዊ ሓባራዊ ጽላል ብዝተባህለ ማሕበር ዕስራ ዓመት ዘቁጸረ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ ነጻነት ኤርትራ…
The Eritrean- Swedish Partnership for Democracy consisting political and civil organizations conducted today Wednesday 18th May a huge rally under a theme, “Eritrea…
ህዝባዊ ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፤ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ብሓፈሻ: ኣብ መንእሰያትና ድማ ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ መዘና ዘይብሉ ኣደራዕ ከብቅዕን ኩሉንትንኣዊ ለውጢ ክቀላጠፍን: “ይኣክል ውልቀ-ምልኪ 20…
2nd Symposium on Eritrean Human Rights & Refugee Crisis, May 28, 2011 Alexandria, VA22301 Dear Eritrean National Commission for Democratic Change, After a…
ኣብ ሓደ ግዜን ንተመሳሳሊ ዕላማን ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዓለም ዝረከቡ ኤርትራውያን ሰለማዊ ሰልፊ ንከካይዱ ዝወጸ ዝተወሃሃደ መደብ ኣብ ኣውስትራልያ መልበርን’ውን ትማሊ ቀዳም ዕለት 26/3/2011…
http://www.farajat.net/ar/12183
