Archive for: March, 2005

Freedom Now Action Movement (FNAM) – in Tigrinia

ዋና ጽሓፊ ማሕበር ሓፈሻዊ ሰርሓተኛታት ኤርትራዊያን: ስርዓት ህግደፍ ኣፍራይ ሓይሊ ኤርትራ በቲኑ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር(ጋኢሰ) ካርቱም መጋቢት15,2005 ዋና ጽሓፊ ማሕበር ሓፈሻዊ ሰርሓተኛታት ኤርትራዊያን ኣቶ መሓመድዓሊ ፈቕሒ ነቲ ኣዕናዊ ፈተነታት ስርዓት ኣስመራ ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝግበር ዘሎ ነቒፉ።ኣቶ መሓመድዓሊ ፈቕሒ ኣካይዳን ኣቐራርባን ስርዓት ህግደፍ ባህሊ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ሱዳናዊያን ዘለዎም ዝምድና ዘየንጸባርቕ እዩ ኢሉ።”ክሊቲኦም ህዝብታት ብኩሉ ሸነኻቱ ታሪኻዊ ምትእስሳር ዘለዎም እዩ” ክብል ነቲ ነባርን ጥቡቕን ዝምድና ኣስሚርሉ። […]

The Secretary General of the Eritrean General Workers Association: The PFDJ has dispersed the Eritrean Labor Force.

  Gulf Inform ation Center  Khartoum   March 14,2005   The Secretary General of the Eritrean General Workers’ Association, Mr. Mohammed Ali Fikeh, has violently criticized the destructive attempts of the Eritrean regime in the Eastern region of the Sudan. Mr. Mohammed said that the PFDJ’s approach never reflects the tradition of the Eritrean people […]

ፕረስደንት ዩኒቨርሲት ኣስመራ ነቲ ስርዓት ራሕሪሑ ናብ ኣመሪካ ከይዱ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር(ጋኢሰ) ፍ.ገብረሂወት ካርቱም ዕለት መጋቢት 14,2005 ኣብ ካርቱም እትሕተም ጋዜጣ ኣልሓያት፡ ኣብ ናይ ሎሚ ሕታማ ፕረስደንት ዩኒቨርሲት ኣስመራ ዶክተር ወልደኣብ ኢሳቕ ስርሑን ሃገሩ ገዲፉ ናብ ኣመሪካ ከምዝኸደ ጽሒፋ።ዶክተር ወልደኣብ ኢሳቕ ካብቶም ምስ ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወቂ ጥቡቕ ዝምድና ዝነበሮ እዩ ድሕሪ ምባል ነቲ ጠንቒ ኣቓሊዓ።ኣቦ መንበር ናይ ህግደፍ ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንኮለኔል እዝራ ኣዛዚ […]

Hussian Khalifa in a Downright Interview with the GIC:

* Popular Uprising and Diplomacy Will Speed up the Collapse of the Regime *Shiekh Zayed of UAE had pledged to provide Two Billion American Dollars Gulf Information Center Khartoum March13, 2005 He is a father of two boys and four girls. He joined the Eritrean Liberation Movement in 1961 and became from among its most […]

ቓለ መጠይቕ ምስ ኣቶ ሑሰን ከሊፋ

ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ክቡራት ተኸታተልትና ካብ ዕለት 23/02/05 ክሳብ 05/03/05 ኣብ ከተማ ካርቱም ንምምስራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጉባኤ ከምዝተኻየደ ይፍለጥ።ኣቦ መንበር እቲ ኪዳን ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ኣብ ቤ/ጽ ዓዲምናዮ ብዕለት 12/03/05 ምስ ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ቓለ ምልልስ ኣካይዱ።ናይቲ ዝተገበረ ቓለ ምልልስ ሙሉእ ትሕዝቶ እነሆ፡ ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ንዕድሜና ኣኽቢርካ ንሕቶታትና ክትምልስ ድልው ብምኻንካ […]

ኣባላት መርሒነት ዲሞክራሲያዊ ኤርትራዊ ኪዳን ምስ መደበር ዜና ሱዳን ጋዜጣዊ ዋዕላ ኣካይዶም

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ፍ.ገብረሂወት  ካርቱም ሎሚ ዕለት 10/03/05 ኣባላት መርሒነት ዲሞክራሲያዊ ኤርትራዊ ኪዳን ድሕሪ ምፍራም ቻርተር ማለት 05/03/05፡ ካብ ማዕከናት ዜና ሱዳን፤ ኤም.ቢ.ሲ፤ ኣልጀዚራን ካልኦትን ዝርከብዎ ልዕሊ 25 ጋዜጠኛታትን ከምእዉን ሓሙሽተ ኣህጉራዊያ ሰተላይቲ ተሌቪዥን ቻነልስ ዝተረኸባሉን ኣብ መደበር ዜና ሱዳን ጋዜጣዊ ዋዕላ ገይሮም።ነዚ ዋዕላ መደበር ዜና ሱዳን የአንጊድዎ።ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር በቲ ምስ ዝተፈላልየ ማዕከናት ዜና […]

ቓለ መጠየቕ ምስ ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም

ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ፍ.ገብረሂወት ዕለት 09/03/05 ክቡራት ተኸታተልትና ካብ ዕለት 23/02/05 ክሳብ 05/03/05 ኣብ ከተማ ካርቱም ንምምስራት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ጉባኤ ከምዝተኻየደ ይፍለጥ።ምስቶም ኣብቲ ጉባኤ ዝተሳተፉ፡ ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ቓለ ምልልስ ኣካይዳ ነይራ።ሓደ ካብኦም ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ይባሃል።ኣቶ ሙሴ ኤፍሬም ንዕድሜና ኣኽቢሩ ንሕቶታትና መልሲ ብምሃቡ ብስም ኣባላት ጋኢሰን ተኸታተልት እዚ መደብን ነመስግኖ። ኣቶ […]

Prime Minister Zenawee for al-Jezeera Channel:Nothing Stands against Eritrea’s Inclusion into the Sanna Axis for Cooperation if it Resolves all its Problems with its Neighbors

by Abdul hafiz Yassin Mohammed Gulf Information Center Khartoum March9, 2005. The Ethiopian Prime Minister Meles Zenawee has had an interview with the Qatar based al-Jezeera Channel on March 7, 2005, which was broadcast at 7:00 PM by Khartoum’s timing. In the interview Mr. Meles talked, among others, about the border conflict of his country […]

ጋዜጣዊ ዋዕላ ምስ ሓለፍቲ ውድባት ኣብ ትሕቲ ጽላል ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ዝሰመራ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር መጋቢት 06/05 ካርቱም ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ነዚ ጸብጻብ ዘቕረቡ መሓመድጠሃ ተወከል፤ፍ.ገብረሂወት፤ዓብደልሓፊዝ ያሲን፤ዓብዱ ያሲን፤ ዓብዱ ሱሌማን እዮም። ካብ ዕለት ለካቲት 23,2005 ክሳብ መጋቢት 05,2005 ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ክምዝተጋበአ ኣብ ዜና ተከታቲልኩ።እዚ ጉብኤ ነቲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ዘይተመለሰ ክምላስ ዝትየጋበአ እዩ።ነቲ ሕቶ ዲሞክራሲን ክብሪ ሰባዊ መስል፤መሰል ብሄራት፤መሰል ቛንቛታት፤ምቛም ዲሞክራሲያዊ ስርዓትን ትግባረ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net