Archive for: June, 2005

ብውሕሃ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ስደትኛታት ዝተሃብ ውሳነ ዛጊት ሰማዒ ኣይረኸበን

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ሰነ 21, 2005 ካርቱም       ሽዱስተ ህጻናትን ዒስራን ትሻዓተን ደቕንስትዮ ዝርከብዎም ሱሳ ኤርትራዊያን ካብ ሰነ 11, 2005  ብጥምየት ዝተሰነየ ዝጀመርዎ ተቓውሞ ይቅጽል ኣሎ ።ጠለብ ናይዞም ሰባት ብሰንኪ ጸጥታዊ ኩነታቶም ናብ ሳልሳይ ሃገር ክቅየረሎም ንኣስታት ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት ጽሕፈት ው.ሕ.ሃ. ሱዳን ይመላለሱ ምንባሮም ነቲ ብው.ሕ.ሃ. ሱዳን ኣብ ሱዳን ክትነብሩ ትኽእሉ […]

No disrespect, but the “ELF” is IRRELAVANT!

By: Ibrahim Hajj 22 June 2005 No one in his right frame of mind could deny the historical role that the mighty ELF (1961-1981) had played in the context of our long and arduous struggle for freedom, nor could any anyone with the slightest sense of fairness and  commonsense could fail to credit “Jabha Abbai” […]

ተቓወምቲ ውድባት ምስ ሃገራት ወሽመጥ ዝምድናታተን የሕይላ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ሰነ 18, 2005 ካርቱም        ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን(ኤዲኪ) ኣብ መስርሕ ናይ ወጻኢ ዝምድናታቱ ዝገብሮ ዘሎ ንጥፈታት ዳይርክተር ማእከላይ ምብራቕ ዶክተር መሓመድ ዑስማን ኣገዳሲ ዑደቱ ኣብ ሃገራት ውሽመጥ ዛዚሙ ካብል ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ። ኣብ ዕደቱ ምስ ሰበ ስልጣን እተን ሃገራት ብዛዕባ ናይ መወዳእታ ኣኼባ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ፤ ብዛዕባ ምምስራት ሓድሽ ኪዳን […]

ወይ ተንኮል ክፍኣት ግብሪ

መርበብ ሓበሪታ ከፊቶም ሓቂ ንኸምስሉ ጥምቀት ተንኮል ተገይሩ ሽም ክደልዩሉ ብህ.ግ.ደ.ፍ ተመርጸ ሽም ደቀባት ተባሂሉ ብምርኩስ ተቓውሞ ኣይ ውሓደን ዘታለሉ ወይ ተንኮል ክፍኣት ግብሪ ኣብ ክንዲ ክብረት ሓሳር ዝመርጹ ጽረ ተቓለስቲ ተዋፊሮም ዘቋላሙጹ ኣየ ውርደት ቃላት ህግደፍ ዘዳምጹ ንተቓላሳይ ብንያም ፍጹም ኣካፊኦም ዝገልጹ ወይ ተንኮል ክፍኣት ግብሪ ዘርጊ ንተቃለስቲ ኣብ ባንዴራ ኢትዮጵያ ሲኢሎም እሞ ኽኣ […]

ELF-RC visiting delegation continues to hold meetings with Eritrean in Australia

Farajat Melbourne June 12, 2005 In a series of meetings and seminars, the visiting Eritrean Liberation Front – Revolutionary Council (ELF-RC) leadership made up of the Chairman, Mr Seyoum Ogbamichael and Executive Council Member, Mr Woldeyesus Ammar has been involved in various political activities. Following their first meeting with the Eritrean public in Melbourne on […]

ERITREAN INTERFERENCE IN SUDAN INTERNAL AFFAIRS CONDEMNED

Gulf Information Center   Khartoum June 16,  2005   Because of the indulgence of the Eritrean government in the internal affairs of the Sudan, peace talks in Abuja between the Sudanese government and the opposition forces has been interrupted for about six months. Though peace talks have resumed to ease the dead-lock, it has again […]

ጥበብ ኣብ ምፍጣር ጸገማት

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ሰነ 15, 2005 ካርቱም   ብሰንኪ ምትእትታው መንግስቲ ኤርትራ ዘተ ሰላም ኣቡጃ ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቱን ንኣስታት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ጠጠው ኢሉ ድሕሪ ምጽንሑ ዝሓለፈ ዓርቡ ኣብ ኣቡጃ ተጀመሩ።ናይ መወዳእታ ክኸውን ትጽቢት ዝግበረሉ ዝነበር ዘተ ሰላም ኣቡጃ ኣብ ምጅማሩ ብሰንኪ ምትእትታው መንግስቲ ኤርትራ ንኽልተ መዓልቲ ተዘናቢሉ ድሕሪ ምጽናሕ ዳግማይ ጀሚሩ።ዘተ ሰላም […]

ናይ ህግደፍ ገንዘብ ዝለመዳ ኣጻብዕ ኣንጻር ኤ.ሃ.ዲ.ኪዳን ክጽሕፋ ተዋሪደን

ክቡራትን ጉድሳትን ዝኾንኩም/ክን ጸቕጥን ዓመጽን ህልቀትን ዝመረረኩም ውጹዓት ከምዚ ኸማይ ንሃገራዊ ዲሞክራሲ ለውቲ እትቃለሱን/ሳን ኣቦታት ኣዴታት ኣሕዋት/ሓት ደቅናን ኤርትራውያን ብቀዳምነት ነቲ ብሙዕት ተታሓሒዝኩሞ ዘለኹም ፍትሓዊ ተቓውሞ ኣብ ዝሓዘረ ግዜ ካብዞም ሰብ የህሊቖም ኣብ ልዕሊ ጨፈቓ ደም ህዝብና ዝቃማጡዑ ዘለዉ ህግደፋውያንን ዕሱባት ሰብ  ዶሞዝ ውሃዮታት ናይ ህግደፍን ዓቢ ዓይነታዊ ዓወት ኣመዝጊብኩም እቶም ዶሞዝ ናይ ህግደፍ ሚቕ […]

Call from Melbourne

On 12 June 2005, the Eritrean Liberation Front – Revolutionary Council (ELF-RC) organized a seminar for the Eritrean community in Melbourne, Australia, in which members and leading cadres of Eritrean opposition organizations and important personalities took part. The agenda items of the seminar were: The current situation in Eritrea The role of the Eritrean opposition […]

The Eritrean Medical Association

Establishment and Formation: The launch of the Eritrean Medical Association has been a dream that has occupied the minds of many Eritreans particularly the personnel of the health sector for its importance at a time a team work has become a necessity to provide a better service. The beginning was, after several meetings and consultations, […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net