Archive for: June, 2005

ቅልዕቲ መልእኽቲ ንላዕሎዎት መርሕነት ኤ.ዲ ኪዳን ብዝያዳ ክኣ ንጀነራል ሰክርተርያ ኤ..ዲ. ኪዳን ሓው ኣቶ ሕስየን ከሊፋ

ክቡራት ብጾት መራሕቲ ኤ.ዲ.ኪ ብፍላይ ክኣ ዝላዓለ ሓላፊ ጀነራል ሰክርተርያ ብጻይ ሕስየን ከልፋ ብቐዳምነት ብጥዕናኹም ጹቡቕ ንኽትህሉው ብጻያዊ ትምኒተይ ይገልጸልኩም ብምቕጻል በቲ ብሙሉእ እምነት ተሰኪምኩሞ ዘለኹም ሓላፍነት ብፍላይ ክኣ ጠቕላላ ጀነራል ሰክርተርያ ኤ.ዲ.ኪ ኣብ ማዓልታዊ ቓልስኹም ብዓወት ክትስነዩ ዘለኒ ባህግን ትምኒን የራጋግጸልኩም። ክብራት መራሕቲ ብኣቦወንበርነት ጀነራል ሰክርተሪ ኤ.ዲ ኪዳን ኣቶ ሕስየን ከሊፋ ነዚ ዝስዕብ ጹሕፈይ […]

The Secretary General of the Ruling National Congress in Sudan: Eritrea Must Stop Interventions into the Sudanese Affairs

Gulf Information Center   Khartoum June 29  2005   Professor Ibrahim Omer, Secretary General of the ruling National Congress party in Khartoum, underscored yesterday that Khartoum is still insisting on the importance of getting back the relationship of the Republic of the Sudan and the state of Eritrea into its right track. However he underlined […]

መንግስቲ ሶማል፡ ስርዓት ኣስመራ ነቲ ኣብ ሶማል ዘሎ ግጭት የጋድዶ ከብል ከሲሱ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ሰነ 29, 2005 ካርቱም   ሶማል ምስተን ንስርዓት ኣስመራ ጠንቂ ናይዘይምርግጋእ እዚ ዞባ ክብላ ዝከሳ ሃገራት ተጸንቢራ።ኣቦ መንበር ምምሕዳር ማእከላይ ሽብሊ መሓመድ ዑመር ሓቢብ ጤሪ ምታትታው መራሒ ስርዓት ኣስመራ ኣብ ምስዳድ ተቓወምቲ ኢትዮጵያ ብመገዲ መሬት ሶማል ዝገብሮ ዘሎ ከምዘቃለዐ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ።ንሱ ቐጥታዊ ክሲ ንፕረስደንት ኢሰያስ ነቲ ሚስጥራዊ ስምምዕ ምስ ክልተ […]

ሃገራዊ ሳተላይት ተሌቪዥን ሱዳን ብዛዕባ ኤርትራዊ ስደተኛታት ዶኩመንታሪ ፊልም ተመሓላልፍ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ሰነ 27, 2005 ካርቱም   ሃገራዊ ሳተላይት ተሌቪዥን ሱዳን ብዛዕባ ሕሰምን ጠንቅታትን ኤርትራዊያን ሃገሮም ገዲፎም ናብ ዝተፈላለይ ሃገራት ብፍላይ ናብ ጎራብቲ ሃገራት ንኽሃድሙ ዘገደዶም ዘርእይ ዶኩመንታሪ ፊልም ምምሕልልፍ ክትጅምር እያ።እቲ ዶኩመንታሪ ፊልም፡ ኤርትራዊያን መንእሰያት ብዛዕባ እቲ ዘስካሕክሕ ዘጋጠሞም ታሪኽን ሓደጋታትን ናብ ሪፓፕሊክ ሱዳን ንምእታው ብዓሎም ዘዘንትውሉ፡  ሃገራዊ ሳተላይት ተለቪዥን ሱዳን ካብ […]

መንግስቲ ሱዳን ኣንጻር ስርዓት ኣስመራ ኣብ ውድብ ው.ሕ.ሃ ክሲ ተቕርብ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ሰነ 27, 2005 ካርቱም   መንግስቲ ሱዳን ነቲ ኤርትራ ትገብር ዘላ ዘይምርግጋእ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ብምዕጣቅን ምድጋፍን ወተሃደራዊ ምንቕስቃስ ናይ ክሲ ፋይል ንባቶ ጸጥታ ከተእትው ምዃና ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣልፋሕ ኤርዋ ሎሚ ንግሆ ኣፍሊጡ ክብል ዝበጽሓን ዜና ሓቢሩ።እቲ ኣምባሳደር፡ ወጻኢ ጉዳይ ሱዳን ነቲ ወግዓዊ ክሲ ኣንጻር ኤርትራ […]

The Sudanese Ambassador to the UN:Eritrea is an Outlaw State

Gulf Information Center   Khartoum June 27  2005   The Sudanese ambassador to the United Nations, Alfateh Erwa, has denounced, in his last statement about the Eritrean interventions into the Sudanese affairs before hours, the irregular acts of the PFDJ of Eritrea. He said that the PFDJ of Eritrea works out to impede prevalence of […]

The Sudanese Government Files a Complaint against Eritrea to the Security Council

Gulf Information Center   Khartoum June 27  2005   The Sudanese government has announced, this morning, that it would file a compliant against Eritrea to the Security Council of the United Nations for destabilizing its eastern part of the country through arming and backing  armed movements up to carry out military actions inside the Sudanese […]

The Sudanese Foreign Minister: Eritrea Must Give up Playing with Fire

Gulf Information Center   Khartoum June 26  2005   The Sudanese Foreign Minister, Dr.Mustafa Osman Ismail, has harshly attacked, in an aggressive and violent language, the regime of the PFDJ in Asmara. Dr. Ismail said that the regime of the PFDJ in Eritrea has become an “exceptional system of governance” in the region that hurts […]

Declaration of an Integrative Unity among Three Eritrean Opposition Organizations

Gulf Information Center   Khartoum June24, 2005 The Chairmen of the ELF-National Congress, the Eritrean Peoples Movement and the Eritrean Revolutionary Democratic Front (Sedege) have headed their delegations to a meeting that declared, yesterday evening, an integrative unity among the three following two full-days’ deliberations in Addis Ababa, Ethiopia. The GIC learnt that the leadership […]

ኤርትራ ብሰንኪ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ እተካይዶ ዘይሕጋዊ ንግዲ ኣልኮላዊ መስተ ሚሊዮናት ዶላራት ትከስር

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር   ሰነ 23, 2005 ካርቱም   ጽዕርታታ ስርዓት ኣስመራ ኣብ ምእካብ ወፈያ ካብ ተቐማጦ ስዑዲ ዓረብ ፈሽሉ።ብመገዲ ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑድያ ዝእከብ ዝነበር ዓመታዊ ገዚፍ ገንዘብ ብስንኪ ዋሕዲ ኣወፈይቲ እናቆንቆለ ከምዝመጸ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ።ናይዚ ቐንዲ ምኽንያት ዘይፍትሓዊ ፖሊሲ እቲ ስርዓት ምዃኑ ክፍለጥ ተኻኢሉ።ብምኽንያት 24 ግንቦት ልኡኽ ናይቲ ስርዓት ኣቶ ሓጎስ ከሻ ኣባል […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net