Archive for: July, 2005

Dr. Bayene Speaks Frankly to the GIC:

*Kassel Festival Represents a United Opposition Message to the Eritrean People *The Three-Party Unity is a Popular Desire and Strong Support for the Alliance *The Fourth Meeting is Legal by the Participation of the Heads of the Three Organizations Gulf Information Center Khartoum July20, 2005    Dr.Beyane is an old fighter. He was a member […]

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ያቆብ እንድሪያስ

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 19, 2005 ካርቱም         ኣቶ ያቆብ እንድሪያስ ኣቦ መንበር ምሕዝነት ተሳትፎ ምንቅስቃስ ኤርትራዊያንን ሓላፊ ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባርን ኣብ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባር ንምስታፍ ኣብ ካርቱም ይርከብ።ብምኽንያት ሽውዓተ ውድባት ኣብ ትሕቲ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባር ንስምረተን ንፋልማይ ግዜ ጉባኤ ንምግባር ኣብ ዝሽባሽባሉ ዘለዋ ግዜ፡ ነቲ ጉባኤ ኣመልኪቱን ካልእ ኣርእስትታን ኣመልኪቱ ምስ […]

ካስላዊት ንግደት

ኣትያ’ምበር ’ታ ዕለት! ብ ረ.ክ.(ባሻይ) ሓምለ 17-‘05 ህረሚ ነጋሪት ንገርዮም ኢኺ ዘምባዕ-ባዕ ዘይብሉ ፈንዊ ዜናኺ ግዲ የለን ድሓን ሰማዕቲ ‘ለዉኺ ከም ሰርቢ ማይ ቀርኒ ላም ዝፈሊ ተቓላሳይ ህዝቢ ፈተውትኻ ኣለሊ ጸላእትኻስ’ምበር ዳርጋ መሚኻዮም ፈተውትኻ’ንደሞ ቍሩብ ዘንጊዕካዮም       ጸላእቲ ፈሊጥካስ እንታ’ዩ ዝግበር       ምስ ንጹር ፈታዊ ‘ተሰመርካ ኢዩ’መበር       ነቕ ዘይብል መርገጽ ዘይቅየር ዘረባ       ተጨርጊፉ […]

ኣቶ ብርሃነ የማነ ነቲ ብግንባር ድሕነት ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበጸሐ ስምምዕ ንኣባላት ማእኸላይ ባይቶ ሰለስተ ውድባት ኣብ ካርቱም መብርሂ ሂቡ

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 16, 2005 ካርቱም ኣቦ መንበር ላዕለዋይ መርሒነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳንን ኣቦ መንበር ሰደገኤን ኣቶ ብርሃነ የማነ(ሃንጅማን) ነቲ ብኣቦ መንበራት ሰለስተ ውድባት ማለት ኣቶ ዓብደላ ኣደም፤ብዶክተር በየንን ኣቶ ብርሃነ የማነን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበጸሓ ስምምዕ፡ ኣብ ካርቱም ንዝርከቡ ማእኸላይ ባይቶ እተን ሰለስተ ውድባት ካብ ሓምለ 14-15, 2005 ኣብ ዝተገበረ ሰሚናር መግላጺ ሂቡ።ኣብቲ […]

The Chairman of the Supreme Leadership of the EDA begins a Regional and International Tour

Gulf Information Center Khartoum July9, 2005  The Chairman of the Supreme leadership of the Eritrean Democratic Alliance Mr. Berhane Yemane ” Henjma” has begun a regional and international tour to brief Eritreans and regional and international actors about the endeavors the EDA is carrying out to institute a democratic, just state in Eritrea where people […]

ባይቶ ጸጥታ ው.ሕ.ሃን ሕብረት ኣፍርቃን ብሱዳን ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኤርትራ ንዝቐረበ ክሲ ዘትዮም

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር   ሰነ 07, 2005 ሰረት,ካርቱም   ኣብ ዝሓለፈ ክልተ መዓልታት ኣብ ከተማ ሰረት ሊቢያ ኣብ ዝነተገረ ኣኼባ ሕብረት ኣፍርቃ፡ ሱዳን ኣንጻር ስርዓት ኣስመራ ክሲ ኣቕሪባ ክብል ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ።ኣብቲ ኣኼባ ዝተሳተፈ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ነቲ ክሲ ብጽሑፍ ንኣኬበኛታት ዘርጊሑ።እቶም ኣኼበኛታት ንተግባራት ስርዓት ኣስመራ ኣብ ምብራቕን ምዕራብን ዘሎ ዘይምርግጋእ ሓላፍነተ ብምስካም፡ ኤርትራ እትገብሮ […]

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ኣፈወርቂ ፎቶ

(ኣቦ መንበር ማሕበር  ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ሱዳን) ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር  06,7,05 ካርቱም  ፍ.ገብረሂወት                    ሃገርና ብሰንኪ ኣጋጢምዋ ዘሎ ዲክታቶራዊ ስርዓት ህዝባ ብፍላይ ድማ መንእሰያታ ብዙሕ መሰናክላት ሰጊሮም ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ብፍላይ ናብ ሱዳን ኢትዮያን ብብዝሒ ይስደዱ ኣለዉ።ኣብዘን ሃገራት ምስ በጽሑ ንመሰሎም ዝጣበቐሎም ናባይ ስለዝሰኣኑ ብናቶም ተበግሶ ብምወሳድ ንጉዳዮም እትጣበቕ፤ ድምጾም ዓው ኢላ እተስማዓሎም […]

ቃለ መሕትት ምስ ኣቶ ሑሰን ከሊፋ

ጋልፍ ኢንፎርኔሽን ሰንተር (ጋኢሰ) ሓምለ 06,7,05 ካርቱም  ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ኣቦ መንበር ፋጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን(ኤዲኪ) ብዛዕባ ናይ መወዳእታ ምዕባለታት ኣብ ርክባት ኤርትራን ሱዳን ድሕር ወታሃደራዊ ስርሒታት ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝተራኣየ ንምግምጋም፤ ነቲ ናይ ሱዳን ክሲ ኣንጻር ስርዓት ኣስመራ ኣብ ወድብ ሕቡራት ሃገራትን ባይቶ ጸጥታ ከምእውን ብሓደ ስበ ስልጣን ሶማል ዝተዋሃበ መግለጺ ብዛዕባ ምትእትታዊ […]

Khalifa: The EDA Condemns any Eritrean Intervention Into the Sudanese Internal Affairs.

* The Somali People are Friendly People and Stood with the Right of the Eritrean People since the Beginning of the Eritrean Revolution. Gulf Information Center Khartoum July6, 2005  Gulf Information Center has conducted a cursory interview with Mr. Hussein Khalifa, the Chairman of the Executive Body of the Eritrean Democratic Alliance, about the last […]

Root causes of Africa’s Plight: Totalitarianism and Corruption

By Salah Ibrahim, 5 July 2005 People who witnessed last weekend’s “Live 8 Concert” in the big cities of the eight most industrialised nations, commonly known as G8, must have been deeply moved by the global event that attracted over a million people to the different venues. “More than 26 million people worldwide sent text […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net