Archive for: July, 2005

Indeed we made it through

But, still a good way to go Eritrean Congress Party July 30, 2005 It has been already announced that the UNITY OF SEVEN, the Eritrean Democratic Front has developed into a solid party namely Eritrean Congress Party.  If information is power, then this declaration, a success first of its kind is part of it. Under […]

Authorship: a quest for relevance

By Abdul Rahim Ibrahim 28 July 2005     This brief, un-researched and (on-the-go) article is designed to critically consider some of the issues which might be entailed in pursuing the “craft of writing”. Also, in connection with the topic and, if only, for the purpose of illustration, a special mention of Saleh AA Younis […]

ጉባኤ ስምረት ሽውዓተ ውድባት ኤርትራ ብዓወት ተዛዚሙ

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 27, 2005 ካርቱም እቶም ሸውዓተ ውድባት ነቲ ዝነበሮም ስም ውድቦም ቐንጢጦም ኣብ ” ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ” ተጸንቢሮም ኣብ ትሕቲ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ተጠርኒፎም ንስምረት ዝዕለመ ዝጽዕሩ ዝነበሩ ሽውዓተ ውድባት ማለት ሰልፊ ተራድኦ ኤርትራ፤ እስላማዊ ግንባር ኤርትራ (ገስገስቲ ሓይልታት ሓቂ) ፤ ሰልፊ እስላማዊ ስኒት ኤርትራ፤ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባር፤ ስሙር ሃገራዊ ውድብ፤ ምሕዝነት […]

ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ንመጀመርታ ግዜ ዑደቱ ናብ ኣውሮጳ ጀሚሩ

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 25, 2005  ካርቱም ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኣቶ ሑሰን ከሊፋ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራዊያንን ምዕባለታት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ዝሰግሮ ዘሎን ኣብ ፌስቫል ካስል- ጀርመን መግለጺ ክህብ ምዃኑ ንጋልፍ ኢንፎአርመሽን ሰንተርን ኤርትሪያን መዲያ ሰንተር ሓቢሩ።ንሱ ንኤርትራዊያን ተቐማጦ ኣውሮጳ ኣብ ምልጋስ ዲክታቶሪያዊ ስርዓት ኣስመራ ንኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ክድግፉ ጻዊዒት ክገብሩ ምዃኖም ገሊጹ።ኣብ ልዕሊ […]

Hussaien Khalifa Starts His First European Tour

Gulf Information Center Khartoum July25, 2005    Mr.Hussaien Khalifa, the Chairman of the Executive Office of the EDA, disclosed to the GIC and EMC that he would brief the participating Eritrean at Kassel Festival, Germany, about the circumstances of Eritreans and the developments the EAD is passing through. He added that he would call on […]

THE EXPERT HAS SPOKEN – SO LET US LISTEN TO THE EXPERT

This article is a reflection on Mr. Ibrahim Haj’s recent interview on VoE & articles on various websites. Mr. Beshir Nur, 1st secretary & Consul General also conducted an interview on VoE regarding the same subject “situation of Eritrean migrants in Australia”. While I admire both men as persons and brothers, I can’t hide my […]

ጋዜጣዊ መግለጺ

ጨንፈር ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ብመገዲ እዚ መግለጺ’ዚ ኣቢሎ ንሓፈሻዊ ርእይቶ ኤርትራ ብምልኡ ንመሰረታት ውድባት ሓድነታዊ ስምምዕ ብፍላይ፡ ነቲ ብዕለት 17 ሓምለ 2005 ብሽም ጨንፈር ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራ ኣብ ለንደን ኣብ መርበብ ኢንተርነት ዝወጸ ኣዋጅ ንጸቢብ ኣሉታዊ ስምዒታትን መርገጻትን ውሑዳት ባእታት ዘንጸባርቕ ጥራይ ዘይዀነ ንሓድነታዊ ስምምዕ ንምብርዓን ዝኣመተን ዝዓለመን ዘንባዕ ከም ምዃኑ መጠን ፈጺሙ ንዕግበትን መርገጽን […]

ስርዓት ኣስመራ ናይቶም ዝሃድሙ ዘለዉ መንእሰያት ወለዲ ይኣስር

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 23, 2005 ካርቱም ስርዓት ኣስመራ ንወለዲ እቶም ካብ ግፍዒ እቲ ስርዓት ዝሃድሙ ዝለዉ መንእሰያት ክኣስር ጀሚሩ።እዚ ከምዚ እሉ ከሎ ልዕሊ ፍርቂ ዝኾነ ተማሃሮ 2ይ ደረጃ ኣብ ዞባ ማእከልን ደቡብን ናብ ማዕስከር ሳዋ ንምውራድ ብምቕዋሞም ከምዝተእሰሩ ምንጭታት ንጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓቢሮም። ምስ’ዚ ዝተኣሳሰር ዜና ኣመሓዳሪ ዘቦ ደቡቡ ኣቶ ሙስጠፋ ኑርሑሰን፡ ንህዝቢ ኣኪቡ […]

The PFDJ Arres ts the Parents of Escapers

Gulf Information Center Khartoum July23, 2005  The Eritrean regime has finally resorted to arresting the parents of any Eritrean who escapes from its slavery service. The GIC learnt that half of the students of high schools, particularly in the Southern and Maakel regions of Asmara have been arrested when they refused to go to the […]

ደለይቲ ሓድነት ንሓዋሩ ምስ ዕግበት ዘይብሎም ኣይትስመሩ

ረ.ክ. (ባሻይ) ሓምለ 21-2005 ካብ ታሕቲ ተበገስ ደፋእ ኢልካ ምእንቲ ክትድይብ ላዕሊ ገጽካ ካብ ላዕሊ ኣይትንቀል ቍልቍል ኣፍካ መታን ከይትወድቕ ሸታሕ ኢልካ       ረጋእ በል ኣየድልን ዘብ-ዘብ       ምስ ዕግበት ዘለዎም ተላዘብ       ማይ ኣጻምእ ኣራግጽ ይበዝሖ       ስራሕ ሃወኽ ጒዝጒዝ ይፍንጥሖ ኣልዕሎ ጭራኻ ሰስ ኣብሎ ወይልኻ ሃመማ ድኣ በሎ ክኣትዉኻ ይመስሉ ጓዕማማት ጽንሕ ኢሎም […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net