Archive for: October, 2005

ሃገር ተእዊ ኣላ ርድኡ

ዋይ ኣነ ኤርትራ      ክንደይ ጀጋኑ ዓጽሞም ዝተኸስከሰ    እዚ ቐይሕ ደም ኣብ ዝባነይ ዝፈሰሰ       ሎሚዶ ብህግደፍ ህዝበይ ምተደቑሰ     ደቀይ ተለሞኑ ኩሉኹም ስምዑኒ    ካብ ምሕደራ ጭኮና ሓራ ኣውጹኡኒ      ክጾሮ ኣይካልኩን ንሎሚ ክኑኒ      ካብ ሙሉእ ዓለም ንበይነይ           ቅዋም ሃገር ሕጊ ጨኒቑኒ ግደፉ ስኣን  ነዚ ካብ ኮረሻ በለጽ ምልጋሱ                    ኣሻሓት […]

Is the normalization of relations between Eritrea and Sudan reliable?

By Fesseha Nair posted 28 Oct 2005 The nature of violent conflict between two sovereign states, thus inter –state conflict has changed its actual subject matter and its form of expression. What was the actual subject of the Eritro-Sudan conflict? How was its form of expression? Most violent conflicts between sovereign states were propelled by […]

UNMEE PUBLIC INFORMATION

PRESS BRIEFING TRANSCRIPT 27 OCTOBER 05 A near verbatim transcript of the press briefing held by the Spokeswoman and Chief of Public Information, Gail Bindley-Taylor-Sainté in Asmara, via videoconference linking participants in Asmara and Addis Ababa. Present at the briefing in Asmara was the UNMEE Chief-of-Staff Colonel Mohammed Iqbal. POLITICAL: On 20 October, the Deputy […]

ጸማም ዘረባ ኣብ መንጎ ስርዓት ኤርትራን ውድብ ሕቡራት ሃገራት መን’ዩ ተለዊጡ፡- ቱራቢ’ዶ ወይስ ኢሰያስ ኣፈወርቂ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ጥቅምቲ 27, 2005  ካርቱም ወተሃደራዊ ምስሕሓባት ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን እንዳ ዓበየ ይማጽእ ኣሎ።ኣለዋ።ናይ ውግእ ሃዋሁ ኣብ ዶባት ክልቲአን ሃገራት ኣብዘንጸላወሉ ግዜ ክልቲአን ሃገራት ወትሃደራተን ናብቲ ኣብ ዶብ ዘሎ ዱፍዓት የቀራርባ ኣለዋ።ኤርትራ እቲ ኣብ ዶብ ሱዳን ዝነበረ ሰራዊታ ኣልዒላ ናብቲ ብወገን ኢትዮጵያ ዘሎ ዶብ ኣንቀሳቒሳቶ ኣላ፡ እዞም ወተሃደራት ኣብዚ ቦታ ብሰንኪ እቲ […]

ኣብ ጸፍሒ መሪሕነት ዘይ የቃቐሩና ኢልካ ኣንጻር ኤ.ሃ.ዲ. ኪዳን ናይ ኣዕናዊ መልእኽቲ

ዓገብ    ዓገብ     ዓገብ     ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ ዝኸበርኩም ክብራት ተኻታተልቲ ብመፍተል ሰኪዔት ሓበሬታ ነዚ ኣርእስቲ ጠቒሰዮ ዘለኹ ዕምቖቱን ሓቅነቱን ህዝቢ ክፈልጦ ካብ ዝብል ተበግሶ ነቂለ ኢየ ዘቕርቦ ዘለኩ ንዝኮነ ይኩን ኣንጻር ኤርትራዊ ሃገራዊ ዲሞክራስያዊ ክዳን ካብ ሓቂ ዝውጸ ጹሕፍ ኣንቢብካ መልሲ ከይ ሃብካ ሸለል ኢልካ ምሕላፉ ዘይ ሓላፍነታዊ ስለ ዝኾነ ነቲ ሓርበኛታት ውድባት ድኻሞም  ጉልበቶም […]

W. H. Auden ( 1907-1973) ‘Stop all the clocks’

 ( from twelve songs)  Stop all the clocks, cut off the Telephone,                                               Prevent the dog from barking               with a juicy bone,                                           Silence the Pianos, and                                       with muffled drum Bring out the coffin,                           let the mourners come.                          Let aeroplanes circle mourning  overhead,                       Scribbling on the sky                    the message HE Is Dead,                          […]

ህግደፍ ምጥፋእ ምጥፋኣናስ

ሃገር ኣጽኒትና ንጥፋእ ካብ ዝብል እከይ ውዲት ተበጊሶም ንዳግመ ኲናት ይውጣወጡ ኣለዉ ኤርትራዊ ዚጋ ንህላዌኻ ተቓወም  ስመር     ዝኸበርኩም/ክን ኣቦታት ኣያታት ኣብሻታት ደቅናን ኤርትራና ፍጥር ክትብል ኣብ መግዛእቲ ካብ ትቑረን ኣትሒዛ ጭራ ሰላምን ራህዋን ካብ ዘይ ትሪኢ ካብ ዎሎዶ ናብ ወለዶ ብሕሰመ መከራን ህልቀትን ከም ውርሻ ርስቲ ኾይኑ እና ተማሓላለፈ ክሳብዚ ዘለናዮ መዋእል ክፍለ […]

ክውላት ህግደፍ ኣብ መቓቕሮ

  ብ ኣልኣዛር ወልዱ – ከም ሓደ ዝብላE Eንስሳ ዝሃድን’ሞ መሬት ስለ ዝወገሖ ድማ ነብሱ ክሓብE ዝጭነቕ ዝብI፡ ክውላት ድማ ብግስ ከይበሉ ተቓወምቲ Iና ትብል ኣርትፍሻላዊት መሸፈኒቶም ብምብላላ፡ Eንታይነቶም ካብ ግዜ ናብ ግዜ Eናተጋህደ መጽA። ብህዝቢ ናይ ዘይተኣማማንነቶም ዘይስገር ጸገም ብምዃኑ ድማ፡ ኣብ መንጎ ናይ ተቓዋምነት መጸውIOምን ጓሓሊ EላመOምን ተቓቒሮም ዝሕዝዎን ዝረግጽዎን ጠፊUዎም ዓንደፍደፍ ክብሉ […]

ዝኽሪ ንተ. ኣድሓነት ዓንዱ

ብ ረ.ክ. (ባሻይ)ሚያዝያ 10-2005   መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ‘ዛ ትማል ዝኸደት? ማሕላ ናይ ማዕርነት ነሕዋታ ዘውረሰት መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ካብ እግራ ናብ ርእሳ? እታ ተጋደለት ኣብ ላዕሊ ኣብ ከበሳ       መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ትፈልጦ እንተሎካ? እታ ተቓለሰት ንመሰል ኣብ ባርካ መን’ያ ኣድሓነት ዓንዱ ኣሎዶ ዝነግር?  እታ ምስ ብጾታ ንመስል ትጭድር   ኣብ ዝረገጽናዮ […]

The dispersal of democrats A great set back to success

Eritrean Congress Party Oct.16, 2005   Atop the fact that the PFDJ regime is thoroughly unwanted entity, the dispersal of our democrats is the worst unwanted web that obscures a vision to victory. Ever since we considered opposing the dictatorial regime in Eritrea, the growing concern has being how democrats can gather their talents and […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net