Archive for: November, 2005

ተለቪዥን ኣልዓለም ብዛዕባ ዶባዊ ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን ፍሉይ መደብ ኣቕሪቡ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ሕዳር 29, 2005  ካርቱም ትማሊ ዓርቢ ዕለት 25/11 እቲ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ዝፍኖ ተለቪዥን ኣልዓለም ፍሉይ መደብ ብዛዕባ ዶባዊ ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣቕሪቡ።ኣብቲ ፕሮግራም ጋዜጠኛ ኣንዋር ኣልዓንሲ ካብ ቤሩት፡ እስታዝ መሓመድ ተወከል ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ኣወሃሃዲ ኢትዮጵያዊት ጋዜጣ ኣልዓለም መሓመድ ኢብራሂምን ተሳቲፎም።እቲ ፕሮግራም ዝርዝራዊ ጸብጻብ ብዛዕባ ዶባዊ ግጭትን ህሉው ምዕባለታትን ኣብመንጎ ክልቲአን […]

The World Satellite Channel from Beirut sheds light into the Eritrean-Ethiopian border conflict

GIC KHARTOUM (28Nov.)-The World Channel, from Beirut, had broadcast especial program about the Eritrean-Ethiopian border dispute in its program “under the Ash” in the evening of last Friday. Journalists Anwar al-Ansee, from Lebanon, has participated in the program from the studio, the Eritrean journalist Mohamed Taha Tewekel, director of the Gulf Information Center and the […]

ቲኽ ቲኽ ተባራበር ህዝበይ

ዝኸበርኩም/ክን ክቡራት ኤርትራውያን ዘጋታተይ መጀመርያ ቅድሚ ናብ ዋና ሕመረት ሓሳበይን ቁጣዔይን ምግላጽ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ፍትሕን የውርደልና እናበልኩ ሉዕል ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻህኩም።     ኩቡራት ዜጋታተይ ብደይ ጾታ ፍልልይ ንሕና ከም ኢርትራውያን መጠን ካብ ዓለምና ፍሉይ ቑንጭልን ኣቢሉ ዝፈልየና መለለይ ሕላገትና ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ዘለና ኣኽብሮትን ሓልዮትን ዝያዳዩ ዝያድነት ዘለና ምዃና ድማ ንሃገርናን ህዝብናን ንሙሉእ ናጽነት […]

ረኪ ባሻይ ክቕበለካ

ረኪ ባሻይ ክቕበለካ ስምዓኒ                ግጥምታትካ ብዝሕ መሲጡኒ               ደጋጊመ ከንብቦ ብሓቂ ደፊኡኒ ብዙሕ ትሕብር ናይ ቁኑዕ መገዲ ኣጸቢቑ ዝኹንን ናይ ከዳዕ ማኣዲ ብርዕኻ በላሕ ናይ ተቃውሞ ዕርዲ         መቸም ዘለካ ተወከፍ ከምዚ ናትካ ክፍትን         ሙሁር ኣስቂጡ ኣፉ ሎጒሙ ካብ ዝደንን         የእሙሮ የቡሉን ዓገብ ምባል ዘይ ውንን ቡዙሓት ጀጋኑ ንህዝቦም ከድሕኑ ዝቃለሱ ገሊኦም […]

ወዮ ኣውቶቡስኩም ራን-ራን ኢላ ትኬት ዘቝረጸ ሰብ ክስቀላ

ሕዳር 19-2005 ብ ረ.ከ.(ባሻይ) ሓዲኦም ጎብየ ሓዲኦም አረነ ርእሶም ኣቐልቂሎም ደጊም ከም ዝኾነ መርዓ ተቛጺሮም ስሉጥ ንለንቅነ      እኽለማይ ተዳልዩ በርበረ ቀመሙ      ወሓላሉ ውራይ ቅመሱ ጥዓሙ      ዋላ ጭሉቝ ይኹን በሉ ተሓረሙ ኣውሎ ተጀሚሩ ጥራይ ተቐበሉ ናይ ቀደም ሰብኣይኩም ንሱ’ዩ ኣመሉ ኣነ ክኸርር’የ ንስኹም ቀጽሉ      ምፍታሕ ንቡር’ዩ ዕርቂ መድሃኒቱ      መርዓት እንተጸኒሓ ሰብኣይ […]

From Exemplary Revolution towards a Failed State: What Went Wrong with the Eritrean Dream?

By Dr Salah Ibrahim, 18 November 2005 Undoubtedly, many mistakes were made during the Eritrean struggle for national independence. Among other things, this includes physical eliminations under mysterious circumstances and unfounded accusations of some of the finest patriotic Eritrean intellectuals. Assassinations of elite politicians and military leaders who held opposing political views, kidnappings and disappearances […]

ናይ መጀመርታ ዝተማልአ ሪፖርት ብዛዕባ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ሕዳር 15, 2005  ካርቱም ማእከል ሴራ ንሰብኣዊ መሰል ናይ መጀመርታ ዝተማልአ ሪፖርት ብዛዕባ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኣዳልዩ።ትማሊ ምሸት ብምኽንያት እዚ ምድላው ሪፖርት ኣብዝተገብረ ሰሚናር ኣቦወንበር እቲ ማእከል ኣቶ ያሲን መሓመድ ዓብደላ እዚ ሪፖርት እዚ ኣብ ሓሙሽተ 5 ቀንዲ ክፋላት ይሙርከስ ክብል ገሊጹ፡ ንሳተን ድማ    – ሓፈሻዊ ናጽነታትን ስቪላዊ መሰላትን፡ […]

From Achieve: Note to the statements of Dr. Aturabi about the Eritrean-Sudanese relations and Afwerki of the PFDJ in December 1998

Compiled by Abdulhafiz Yassin Gulf Information Center Khartoum (12Nov.)-The way the Eritrean president received Dr. Aturabi against, whom Isaias had always been carrying out an offensive media war since 1994, has astonished observers of the Eritrean-Sudanese relations’ course; in addition, the unpredictable acts of Isaias Afwerki have baffled many observers of the region. It is […]

ተለቪዥን ኣስመራ ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝገበረቶ ኣብ ቀረባ ግዜ ከተቕርቦ እያ

ናይ ኣቱራቢ ኣራኣእያ ብዛዕባ ቀርኒ ኣፍሪቃ (ካብ ኣርካይቭ) ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር ሕዳር 10, 2005 ተለቪዝን ኤርትራ ነዊሕ ቃለ-መጠይቕ ምስ ፕረዚደንት ኤሰያስ ኣፈወርቂ ኣካይዳ ከምዘላን ኣብዚ ቀረባ ግዜ ክፍኖ ምኻኑን ተፈሊጡ ኣሎ።እዚ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተመልአ ቃለ መጠይቕ ብሰለስተ ቃንቃታት (ትግርኛ፡ ዓረብ፡ ትግረን) ክፍኖ ምኻኑ’ውን ተፈሊጡ ኣሎ።ተለቪዥን ኤርትራ ከምዝሓበሮ እቲ ቃለ መጠይቕ ብዛዕባ ውሽጣዊ ኩነታት ኤርትራን […]

The Eritrean Government: the Secretary General of the UN acts as if he “were” an Ethiopian Foreign Minister

GIC Khartoum (8 Nov.)-The Eritrean government said, in a statement, that Mr. Koffi Annan, the Secretary General of the United Nations, acts as if he “were” an Ethiopian Foreign Minister. The Eritrean government has recently begun violently criticizing the Secretary General of United Nations at the time it has moved all its troops, which were […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net