ካልኣይ ክፋል ደምበ ተቓውሞ ኣብ 2006 ደምበ ተቓውሞ ኣብ ሰለስተ ከፊልካ ክርአ ይካኣል። ብመጀመርታ ደረጃ፡ ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ንክህሉ፤ በቲ ሓደ ወገን ድማ በትረ-ስልጣን ንምጭባጥ ናተን ፕሮግራማት ሓንጺጸን ሰባት ዝጉስጉሳን ዝቃለሳን ዘለዋ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ውድባትን እየን። ብኻልኣይ ደረጃ፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምቅላዕን ኣብ ኤርትራ ልዕልና ሕጊ ንክህሉ፡ መሰል ኤርትራዊያን ስደተኛታት ንምርግጋጽ ዝቃለሳ […]
Jan 14 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
By Ben Courtice 14/01/2007 Melbourne – opponents of the Eritrean government held a two-day protest on January 5-6 outside Melbourne town hall against the annual festival organised by the Eritrean embassy to oppose human rights abuses by the Eritrean government and its ongoing war with Ethiopia. Protesters distributed leaflets at the busy city […]
Jan 14 2007 | Posted in
Resistance |
Read More »
ህ.ግ.ዲ.ፍን፡ ሓዳስ ኤርትራን ኣብ ሕጽኖት ህ.ግ.ዲ.ፍ 1991-1997፡ ንኤርትራውያን ዝመሓላለፍ ዜና ሓዳስ ኤርትራ፡ መበገስን መሰረትን ካብ ዘይብሉ መንቐሊ፡ ንጸሊም ሕብሪ፡ ጻዕዳ እዩ እንዳበሉ ንህዝቢ ዓለም ከእምኑ ዘይገብርዎን ዘይሰርሕዋን ኣይነበረን። ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ ግዜ ሕጽኖት ብምንባሩ ከኣ፡ ከም’ቲ መርዑት ኣብ ውሽጠ ኣብ መደብ ኮፍ ኢሎም ብሕንቓቐ ዝበሉኻ እንዳሰማዕኻ ተሳስዮም። ህ.ግ.ዲ.ፍውያን ንህዝቢ ዝበልዎ ኩሉ ተሰማዕነት ይረክብ ነበረ። […]
Jan 13 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
Ever since Eritrea emerged as an independent state in the early 1990s, the country has been ruled by a self-styled autocrat who has extremely abused his position of power. One of the means – besides physical threat and harm – that the Eritrean regime has traditionally implemented as a repressive method is the phenomenon of […]
Jan 12 2007 | Posted in
Resistance |
Read More »
ብገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ) ዝኸብርኩም ናይ ኩለን ውድባትን ኣባላት ከም’ኡውን ኩሉኹም ተዳናገጽትን ሓፋሽ ህዝብናን ኣቐዲመ ክብ ዝበለ ልዑል ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኩም ብምቕጻል ነቲ ን 30 ዓመት ብሰፍ ዘይብል ከቢድን መሪርን መስዋእትን ስንክልናን ዝመጸት ናጽነት ሃገር ኤርትራ ማዕረቲ ዝተኸፈሎ መስውዋእትን ስንክልናን ኣዋዳዲርና ሎሚ ኤርትራዊ ብዲሞኩራሲያዊ ስርዓትን ፍትሕን ምዓርነትን ቅሳነትን ሰላምን ራህዋን ተሰንያ ሓድነታ ኣራጋጊጻ ዜጋታታ ብዘይ ገለ ስግ’ኣት […]
Jan 11 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 11/01/07 ካብ ደ.ኣፍሪቃ ክሳብ ኣውስትራልያ ተበራቢሩ ምረት ህዝቡ ሳቕይዎ ተቖጢዑ ኣንጸርጺሩ ተታሊሉ ዝነበረ ህግደፍ ዝተጻዕኖ ኣብ ማእገሩ ውረድ ካብ እንግደዓይ ይኣኽለካ ክብሎ ጀሚሩ ራኣናዮ ሰ.ሰልፊ ናይ ኣውስትራልያ ኣሕዋትና ኣብ ጫፍ ዓለም ኮይኖም ከእውይሉ ንህዝብና ግርማ ዝዓሰሎ ብሓበራ ኣስላምና ክርስትያና ብዘይ ቀላዓለም ካብ ልቢ ዝሰረጸ […]
Jan 11 2007 | Posted in
Poetry |
Read More »
“ ህ.ግ.ዲ.ፍ ንጓኖት መዓር ወለላ ሰዀልስ፡ ኣብ ለምለምን ሰቲ ዘደቕስ፡ ንህዝቡ ከኣ ዓንዴል ዕረ ዝምግብ፡ ኣብ ወትሩ እሾኽ ዘናብር ኮይኑ ኣሎ። ” ኣብ’ዛ ንነብረላ ዘሎና ዘይፍትሓዊት ዓለም፡ ካብ ዝረኣዩ ባህሪያዊ ይኹን ሰብኣዊ ዕንወታት ብቀዳምነት ግዳያት ዝዀኑ ኣህዛብ ስሉስ ዓለም እዮም። እዚ ከኣ ብሰንኪ እቶም ብዘይካ ስልጣኖም’ምበር፡ ስቓይን ቃንዛን ህዝቦም ዘይግድሶም ዲክታቶራውያን መራሕቲ ኣብ ልዕሊኡ ብዝፍጽምዎ […]
Jan 10 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
GIC 08/1/2007 ከምቲ ኣቐድም ኣቢሉ ዝተሓበረ ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ተወዲቡ ኣብ ኣውስትሬልያ ክግበር ደመዲቡ ዝነበረ ፌስቲቫል ንምፍሻል ብዕለት 5/01/2006 ካብ መልእ ሀገረ ኣውስትራሊያ ዝተኣከቡ ፍሉጣት ሰባትን ፣ ወከልቲ ውድባትን ፣ ኣባላት ማህበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ከተማ ሜልቦርን ተኣኻከቡ ። እቶም ኣኼበኛታት ብዝተወደበ መልክዑ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዝቐነዐ ታቤላታትን ፣ ኣብ ኤርትራ ዝፍጸሙ ምግሃስ […]
Jan 8 2007 | Posted in
News |
Read More »
GIC 08/1/2007 ኣብቲ ብምኽንያት ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ከተማ ሜልበርን ብሚኒስተር ጥዕና ኣቶ ሳልሕ መኪን ኣብዚ ሕጂ እዋን ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ክመስል ህርድግ ዝብል ዘሎ ዕሱብ ኣብድርቓድር ሓምዳንን ዝተመርሐ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ብዝሕ ጸገማት ከምዝነበሮን ፍሽለት ከምዘጋጠሞን ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ ። ብመሰረት እቲ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ ሚኒስተር ሳልሕ መኪ ኣብቲ ብዛዕባ ዲሞክራስን ሰብኣዊ […]
Jan 8 2007 | Posted in
News |
Read More »
ቀዳማይ ክፋል ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ ቃልዕ መንገዲ ፡ ህ.ግ.ዲ.ፋውያን በቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ዝፍጽምዎን በደላት፡ ግፍዒ ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ንሳቶም ንኣምነሉ ባዕሎም ዝብልዎ፡ ዝጽሕፍዎ ካብ ክውንነትን ሓቕነት ዝረሓቐ ናብ ቃልዕ ዘይገላበጡላ መንገዲ ኣብጺሓቶም ኣላ፡ ገገለ ናይ’ዚ እዋናዊ ተርኽቦ፡ ምስ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ዝተባህለ፡ ካብ ቃሎምን ጽሖፍምን ዝተረኽበ’ዩ። ብዕለት 5 መስከረም 2006 ኣብ ሓዳስ ኤርትራ ንህዝቢ ዝተዘርገሐ […]
Jan 7 2007 | Posted in
Articles |
Read More »