Archive for: January, 2007

ተቓውሞና በየናይ ቅዲ ቃልሲ

ሳልሳይ ክፋል! ኣብቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት ብዛዕባ ጎነጻውን ሰላማውን ኣገባብ ቃልሲ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ ኣባላት ኪዳን ኣቕሪበ ኔረ። በዚ መሰረት እዚ ዘሎ ንኡስ ይኹን ዓብይ ነጥበ ፍልልይ ንመደባት ኪዳን ክሳብ ክንደይ ይጸልዎ ኣብ ዘሎ ከይዲ ናይ ቃልሲ ብመጠኑ ኣብሪሄዮ ሓሊፈ። ዝኾነ ኮይኑ ኣብ ኪዳን እቶም ብሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ዝብሉ ድልየቶም ንኢሳያስ ከም […]

ሰላም ዘይብላ ሃገር

ጸሓይ በሪቕሉ ሌባ ከዳናግር                   ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 17/01/07               ቅጭጭ ዘይብሎ ኤሪትራዊት ኣደ ጾማ ክትሓድር               መሬት ከዊሓ እንከላ ኣጸባቢቑ ሓስ.ዩ ዘዳናግር               ንጹህ ደሞ እናተኾዖ ብናይ ህግደፍ ቀያሕቲ ሽብር               ኤሪትራዊ ንኽትብሎ ይኸብደካ ብዙሕ ትጠራጠር                         ከም ኣፍ ዑንቊ ጸቢቡዋ ከም ዘሎ እናፈለጥና                         ወዲጓና ከይተረፈ እና ሰክሐ ብሽግር ህዝብና                         ሕማም ድዩ […]

Shocking!

VOA broadcasted a report on interviews conducted with two members of ‘Shebbab’ group of UIC in its Jan. 06, 2007 broadcast.  These are one of those reports that put ordinary Eritreans to question the credibility of the VOA report and its Shebbab interviewees.   According to this report, Eritrean and Somali trainers trained Shebbab members on […]

መራሒ ህ.ግ.ደ.ፍ ክድዓትን ስርቅን ሓሶትን ብግህዶ

ብ ገብሪሂወት ኣቡዓሸራ ቅድሚ ናብ ሕመረት ኣርእስተይ ምእታወይ መራሕ ሃገር ከይ ይብሎ ሃገር ክባሃል ከሎ ህዝብን ጥሪትን ዝነብረላ ከም ምዃና ተንተና ዘየድልዮ ንሳማማዓሉ ሓቂ’ዩ ንሃገር ብሙሉኡ ሰባን ጥሪታን ሓል’ዩን ሓብ’ሒቡን ብቕዋም ብሕጊ ዘየማሓድር መራሕ ሃገር ኤልና ክንገልጾ  ኣይንኽእልን ኣቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩውንነት ኢሳያስ ነታ ናቱ ፓርቲ ህግደፍ ተባሂላ ትፍለጥ ትራሕ እዩ ዝውክልን ዝመርሕን ዘሎ […]

ንህግደፍ ምእላይ ዕብይ ዕማም ናይ ህዝቢ እዩ

አብዚ ግዜ እዚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝኸነ ግዜ ንላዕሊ አብ ዝኸፍኣ ናይ ፖለቲካውን ማሕበራውን ቁጠባውን ጸገማት ወዲቑ ይርከብ። እዚ ድማ ካብ ባዶ ተበጊሱ ዝተፈጥረ ጸገም ዘይኮነስ ብመ ጀመ ርያ አብ እዋን ናጽነትና ዝረኸብናሉ እዋን ክዕመ ሙ ዝግብኦም ከም ቅዋምን፡ አብያተ ፍትሕን፡ ንመ ሰል ህዝቢ ክጣበቓ ዝኽእላ ሲቪካዊ ማሕበራት ዘይምህላውን ብሓፈሻ ቀይዲ አልቦ ዝኸነ መ ንግስቲ […]

ተቓውሞና በየናይ ቅዲ ቃልሲ

ሳልሳይ ክፋል! ኣብቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት ብዛዕባ ጎነጻውን ሰላማውን ኣገባብ ቃልሲ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ ኣባላት ኪዳን ኣቕሪበ ኔረ። በዚ መሰረት እዚ ዘሎ ንኡስ ይኹን ዓብይ ነጥበ ፍልልይ ንመደባት ኪዳን ክሳብ ክንደይ ይጸልዎ ኣብ ዘሎ ከይዲ ናይ ቃልሲ ብመጠኑ ኣብሪሄዮ ሓሊፈ። ዝኾነ ኮይኑ ኣብ ኪዳን እቶም ብሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ዝብሉ ድልየቶም ንኢሳያስ ከም […]

ተቓውሞና በየናይ ቅዲ ቃልሲ

ሳልሳይ ክፋል! ኣብቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት ብዛዕባ ጎነጻውን ሰላማውን ኣገባብ ቃልሲ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ ኣባላት ኪዳን ኣቕሪበ ኔረ። በዚ መሰረት እዚ ዘሎ ንኡስ ይኹን ዓብይ ነጥበ ፍልልይ ንመደባት ኪዳን ክሳብ ክንደይ ይጸልዎ ኣብ ዘሎ ከይዲ ናይ ቃልሲ ብመጠኑ ኣብሪሄዮ ሓሊፈ። ዝኾነ ኮይኑ ኣብ ኪዳን እቶም ብሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ዝብሉ ድልየቶም ንኢሳያስ ከም […]

ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኢኤንባሲ ኤርትራ ኣብ ሩስያ ኣብ ብሪጣንያ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ።

GIC 15/1/2007  ኣብ ኣሜሪካ እትሕተም ዋሽንግተን ፖስት ዝተባህለት ውርይቲ መጽሄት ኣብ ዘውጸኣቶ ጸብጻብ ስርዓት ኣስመራ ኣብ ሶማልያ ዓቢ  ወተሃደራውን ዲፕሎማሲያውን ፍሽለት ከምዘጋጠሞን ናይቲ ኣብ ሶማልያ ተፈጢሩ ዘሎ ዕግርግር  ተሓታቲ ምኻኑን ገሊጻ ። እቲ መግለጺ ብዛዕባ እቲ ኮነታት ኣብ ዝሃቦ መብርሂ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ መንግስቲ ኤርትራ ንዝተፈነወላ ታህዲድ መዕገቲ ክትገብር ክትብል ናብ ሶማልያ ከምዝኣተወት ብምግላጽ ፣ […]

ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኢኤንባሲ ኤርትራ ኣብ ሩስያ ኣብ ብሪጣንያ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ።

GIC 15/1/2007 ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤንባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ሩስያ ኣብ ብሪጣንያ ዕቕባ ከምዝሓተተ ምንጭታት መደበር ሓበሬታ ጋልፍ ካብ ከተማ ሎንደን ሓቢሮም ። እቲ ዲፕሎማት ኣብ ከተማ ሎንደን ምስ ገል ፍሉጣት ኤርትራውያን ከምዝተራኸበን ናይ ዑቕባ ኩነታቱ ድማ ብመንግስቲ ብሪጣንያ ተቐባልነት ረኪቡ ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከብ እቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ወሲኹ ገሊጹ ። ከምዝፍለጥ ካብ 2001 ጀሚሩ […]

ግልጺ ራእይ ንኹሉ ተቓዋሚ !!!!

ከም መእተዊ ናብ 1941 ዓ.ም — ክሳብ 1952 ዓ.ም ዘሎ ታሪኽ ንመልከት። እዚ እዋን እዚ ሓይሊ ሂትለር፤ መሶሊኒ፤ ጃፓን ሃጸይነት ተሳዒሮም ዓለም ካልእ ምምሕዳራዊ መርሆ ዝሓዘትሉ ጊዜ እዩ። ከም ውጽኢት ናይ,ዚ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ጣልያን ዝነበራ ( 3 ) ሃገራት ካብእን ሓንቲ ኤርትራ እያ ወይ ነጻነተን ክረኽባ ወይ ብመጒዚነት ናይ ካልኦት ሃገራት ክመሓደራ ዝብል ብሕቡራት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net