Archive for: January, 2007

ኣብ ህንጸት ዲሞክራሲያ ክዓቢ ዘለዎ ምክልኻልን ዕርድን፡ ንዲሞክራሲያ

ሀ/ ዕርዲ ዘይብሉ ስርዓት ዲሞክራሲያ ለ/ ምልኣት ዲሞክራሲያ ሐ/ መከላኸሊ ዕርዲ ዲሞክራሲያዊ ሕንጸት ኣብ ተራ ኣዘራርባና፡ ካብ ዝሓለፍናዮም ኣሰቀቕቲ መደረኻት፡ መዋእላት መግዛእቲ፡ ድሕሪ ነጻነት፡ ጻልጣ ስርዓት ዲሞክራሲያ ምትካል ሓደን መተካእታ ዘይብሉ ፍታሕ ተወሲዱ’ዩ። ኣብ ህንጸት ስርዓት ዲሞክራሲያ፡ ነቶም መሰረታውያን ዓንድታት መትከላት፡ መሰል፡ ነጻነት፡ ማዕርነት ብምግላጽ ከም ኣኻሊ ህንጸት ዲሞክራሲያ ይውሰድ። ልክዕ’ዩ መሰረታውያን ሕቶታት፡ መሰል፡ ነጻነት፡ […]

The Latest on H.H. Patriarch Antonios: His Person and Residence Violated

  Thursday, 25 January 2007 On Saturday morning, January 20, 2007, Mr. Yoftahe Dimetros sent two priests accompanied by three security agents of the government to the residence of H.H. Antonios, Patriarch of the Eritrean Orthodox Church.  Once there, they confiscated the following list of material from him:1. All his Patriarchal vestments 2. The chain of the […]

ንኤርትራ ዝምለስ ስደተኛ ፈጺሙ

ክህሉ የብሉን !! እወ   ፡ ብዘይድሌቱ ንኤርትራ ዝምለስ ሰብ ክህሉ የብሉን፡ ኤርትራ ሎሚ ፍጡር ሰብ ኮይኑ ክነብረላ ዘይክእል፡ ኣብ ኣዝዩ ዘይተመጣጠን፡ ማሕበራዊ ፍትሕቲ ዘይብሉ ትሕቱን ጽንኩርን ናብራ፡ ዝተሓላለኸ ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ምልካዊ ምምሕዳር ብምህላዉ። ዕለት 22 ጥሪ 2007 ቦታ ሽወደን ፈነወ ተለቪዝዮን መስመር 4 ሲሲልያ ቫግነር፡  ኣቕራቢት ጛዜጠኛ ብርጊታ ኦልሶን፡  ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ሽወደን ( […]

ዘበነ ነጽነት!

ጸሓይና በሪቓ እንተበልናስ መሊሳባ ጸልመተት ሕዝብና ዝተቓለሰ ንናጽነትነ ንሓርነትን ውጺኢቱ እንተረኣኻስ ሓሳርን ባርነትን ሕዝብና ዝተቓለሰ ንፍትሕን ዲሞክራስን ኣብ ግብሪ እንተረኣኻስ ጭው ዝበለ ጭቖናን ምልክነትን ሕዝብና ዝተቓለሰ ንሰላምን ርግኣትን ኣብ ግብሪ እንተራኣኻስ ውግእን ህውከትን ሕዝብና ዝተቓለሰ ክተክል ሕዝባዊ መንግስቲ ብግብሪ እንተራኣኻስ 16 ዓመት ብሓይሎም ነገስቲ ሕዝብና ዝተመነዮ ሰላም ክረክብ ኣብ ሃገሩን ምስ ጎረቤቱን ብግብሪ እንተራኣኻ ሰላም […]

መራሒ ህ.ግ.ደ.ፍ ክድዓትን ስርቅን ሓሶትን ብግህዶ

          2ይ ክፋል  ብ ገብሪሂወት ኣቡዓሸራ   ኩብራት ተኻተተልቲ ብዛዕባ መራሕ ህግደፍ ኣብ ምስሪ ዝገበሮ ቃለ መጠየቕ ኣብ ዝሓለፈ ኣቕሪበ ነይረ ብናይ ግዜ ምሕጻር ግን ክሉ ከቕርቦ ኣይካልኩን ይኽን ድ’ኣበር ክቕጽሎ ከም ምዃነይ ሓቢረ ነይረ እሞ ናይ ሎሚ ካላኣይ ክፋል ሓተታን መልስን ከቕርበልኩም ምስ ዘለኒ ግዜ ኣጻቢበ ተፈደሉ።   ሓታቲ ጋዜጠኛ ምስሪ  ሕቶ?  ምስተር ፕረሲደንት […]

ቅያ ግበሩ

ንሓዋሩ ክትዝከሩ ማእከሎት መኳንንቲ ናይ ጽባሕ መራሕቲ ፍሉይ ቦታ አለኩም አብ ሂወት ሃገርኩም ዓይንኹም ቃሕ አብሉ ተመራመሩ አብ መንጎ ክልተ ዓለም ዝነብሩ ጨቖንቲ ጀነራላት ዝምድሩሉ ውጹዓት ይከአሎ/ዋርሳይ ዝደኑሉ ራሰይቲ መጠፋፍእቲ ዝጀሃሩሉ የዋሃት ሓቀኛታት ዝሓፍሩሉ ክልተ ዓለም እወ! ብሓቂ ባህሊ አልቦነት ጸይቂ ገበርዎ’ባ ንህዝቢ ጠይቂ ምስትንክር ኤርትርዊ- ዓለም ንገለ ጸልማት- ጀሃንም ንገለ ብርሃን-ለምለም ዓገብ! አደራዕ ሕሰም […]

ስርዓት ህግደፍ ናይ ምጭዋይ ተግባራቱ ይቕጽል ።

GIC 22/1/2007 ብዕለት 14/01/2007  ምሉብርሃን ጎይትኦምን ደጀን ጎይትኦም ዝተባህሉ  ክልተ ኣሕዋት ኤርትራውያን ካብ ዶባዊት ከተማ ከሰላ ዓሽዋኢ ዝተባህለ ከባቢ ሰዓት ሸውዓት ናይ ምሸት ብሓይልታት ጸጥታ ናይቲ ስርዓት ተጨውዮም ከምዝጠፍኡ ካብቲ ከባቢ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ ገሊጹ ።  ብመሰርት እቲ ዝረኸብናዮ ሓብሬታ እዞም ክልተ ኣሕዋት ምኽንያት መጭውዪኦም ኣብ ምስጋር መንእሰያት ካብ ዶብ ከይከውን ዝብል ጥርጣረታት ከምዘሎን እቶም መንእሰያት […]

ኣግዳስነት ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳያት ከምዘብቀዓ ተገሊጹ ።

GIC 22/1/2007 ኣገዳስነት ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ዞባውን ኣህጉራውን ጉዳይት ከምዘብቀዓ ኣልሰሓፋ ዝተባህለት ናይ ብሕቲ ጋዜጣ ሱዳን ኣብ ናይ ዕለት 20/01/2007 መበል 4885 ሕታማ ሓቢራ ። እታ ጋዜጣ ኣገደስቲ ፖለቲካዊ ባእታታት  ብምውካስ ኣብ ዝሃበቶ መብርሂ ስርዓት ኣስመራ ብሰንኪ ኣብ ልዕሊ ዜጋታቱ ዝኽተሎ ጨፍላቒ ኣካይዳን  ምግሃስ ሰብኣዊ መሰልን ፣ ምስ ኣህጉራዊ ማህበረሰብ ብፍላይ ድማ ምስ ኣሜሪካ ዘሳስዮ […]

ኣብ ኤርትራዊያዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ( ኤ.ዲ.ኪ )

ኣብ,ዚ ኪዳን,ዚ ዝኸይድ ዘይስጡምን ዘየተኣማምንን ኣገባብ መድብ ዕዮ እንተሪኢና ድማ ብመጠን ናይ,ቲ ኣብዚ ኪዳን ዝርኤ መስርሕ ምዕባሌ ክንበብ ይከኣል እዩ። ኪዳን ማዕቢሉ,ዶ ደኺሙ ወይ ኣብ ቀደሙ ኣሎ? ዝብሉ ሕቶታት እንተኣልዒልና ዋላ ዝርኤ ዝጭበጥ ውጽኢት ኣይረኣናን ግን ምግናን ከይከዉን እቲ ኣብ ደገ ውጺኡ ንህግደፍ ንጎኒ ገዲፉ ዝነበረ ኣብ ነንሕድሕድካ ምክሳስን፥ ምጽልላምን፥ ምትህርራምን ተሪፉ። ብዝተሓተ ነጥቢ ዝበሃል […]

መዘክር ንተካፈልቲ ጉባኤ ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን

  ዝኸበርኩም ክቡራትን ክቡራንን መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ተካፈልቲ ጉባኤን፡– ቅድሚ ኩሉን ልEሊ ኩሉን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፡ ከምU Eውን Aብ ስራሕኩም Aሳልጦን ዓወትን ብምምናይ፡ ግቡE ፍታሕን ንኹሉ ተስፋ ዝህብን ብተወሳኺ’ዉን ናይ’ዚ ዘሎ ውጡር ኩነታት ኤርትራ Aፈታትሓ ዝEንፍት ስራሕ ክትሰርሑ ተስፋ ንገብር። Eዚ Aብ ስራሕኩም ሓጋዚ ኮይኑ ዝርAየና መዘክር ከነቕርበልኩም ደስ ይብለና። Aባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባትን፡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net