Archive for: January, 2007

ኣብ ዶብ ሱዳን ኤርትራ ክሰግሩ ዝተረክቡ ክልተ መንእሰያት ተቐቲሎም ።

ኣብ ዶብ ሱዳን ኤርትራ ክሰግሩ ዝተረክቡ ክልተ መንእሰያት ተቐቲሎም ።

ኣብ ሊብያ ልዕሊ 400 መንእሰያት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዘለዉ ተፈሊጡ ።

GIC 31/1/2007 ብመሰረት ኣብ ሊብያ  ቤት ማእሰርቲ ዘለዉ ኤርትራውያን በቴለፎን ዝበጸሓና  ሓበሬታ ልዕሊ 400 ደቀንስትዮን ህጻናትን ዝርከብዎም  መንእሰያት ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከቡን ካብ ዝተፈላለየ ኩርነዓት ናይታ ሃገር ማለት ኩፍራ ቢንቃዚ ትራብሎስን ካልኦት ከባቢታትን  ኣብ ሓደ ቦታ ይእክብዎም ከምዘለዉን ናብ ኤርትራ  ክሰጉዎም ምዃኖም ዘአንፍት ሓበሬታ ከምዝሃብዎም ይገልጹ ኣለዎ ።ብተወሳኺ እቶም እሱራት ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከይስጎጉ ዘለዎም […]

ንኹላትና ኣምላኽ ይምሓረና

ብተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ ኖርወይ 30/01/07      ሓቢርና ከይንሰርሕ ብረቂቕ ተንኮል ፈላልዮሙና      ብፍቕርን ስኒትን ዝዓበና ህዝቢ ዘጻልእ ዘሪኦሙልና      ነዛ ሰላም ንኽንበሃሃል ኣብ መን ይቐድም ተባጺሕና      ተቓሊስና ዘምጻእናያ ነጻነት ሸፋቱ ጨውዮሙልና      የሕዝን ዘራግ ባህልን ሃይማኖትን ክትወልድ ሃገርና                      ርህራሀ ዘይብሎም ካብ ኣፍ ህጻናት ዝምንዝዑ                      ኣዛብእ ከተማ ብኢድ ገዲፎም ብእግሮም ዝበልዑ                      ተካላት ፍጥረት […]

ዘይእዉጅቲ፡ ርእሲ ከተማ ኤርትራ !!

ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ካብ 1994/95 ኤርትራ ክትመሓደሩ ዘለዋ ቅርጺ ንምቕያር፡ ካብ ዘካየድ ጻዕርታት ሓደ ነበረ። “ በይኑ ዝምጉት ዝረትዖ፡ በይኑ ዝጎይዪ ዝቅድሞ የብሉን” ከም ዝበሃል ምስላ ከኣ በቲ ዝቅረቦ ሓሳብ ተዓዊቱ፡ ነቲ ንነዊሕ ዓመታት ከም ማእከል ሃገራዊ ባህላዊ ኮይኑ ዝጸንሐ፡ ኣውራጃታት፡  ከም’ቲ ህጻናት ኣሻኻኻት ዓለም ኢሎም ዝሳሓቕሉን ጸወትሉን፡ ኣውራጃታት ብምብራቕ፡ ብሰሜን፡ ብደቡብ፡ ብምዕራብ፡ ክብል ምስ’ቲ ናይ  […]

Enabling Factors

With the much anticipated EDA Congress in few weeks, the dangers remain in our over-expectations and overemphasis on magically resolving sensitive and delicate issues – and in Diaspora at that.  There won’t be any single wording or position on any issue that will satisfy all political activists.   In our eager desires to tackle delicate and […]

ሞያ በረኸት መንግስታብ ኣብ ብረታዊ ቓልስን ኣብ ግሃጽሃጽ ዝበለ ጓህሪ ህግደፋዊ ጥብስን

ብ ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ) ኣቶ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ ዘበነ  ብረታዊ ቓልሲ ዝደረፎ ሎሚ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ዝደረፎን ከም ገዲም ናይ ደረፍቲ መጠን ሕማቕ ኣር’ኣያ ንድሒሮም ዝምዕቡሉን ድስልጡንን ደርፊ ብዘማሓላልፎ መልእኽቲ ኣብ ሃገራውን ፖለቲካውን ገልበጥበት ክብል ንታሪኹን ን’ኣሰሩ ዝኽተሉን ሕማቕ ሽም ካብ ምዃን ሓሊፉ ኣብ ሃገራውን ፖለቲካውን መዳይ ሃናጺ ታራ ክህልዎ ኣይክእልን። ኣቶ በረኸት መንግስትኣብ ሓደ ካብቲ […]

ፎርም 2007 ብዓወት ተዛዚሙ

ብዕለት 27/1/07 ብጨንፈር ተ.ሓ.ኤ ሰ/ባ ብምትሕብባር ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራ ኣብ ኣውስትራልያ ከተማ መልቦርን እተኻየደ ፎርም ብዓወት ተዛዚሙ። ኣኼባ ዝመርሑ ብጾት ሓሰን ዒሳን ሃይለሱስ ገብራይን ዕላማን መደብን ፎርም ድሕሪ ምሕባሮም መደብ ብኣስተምህሮ ዶክቶር ብርሃን ኣህመድ ተጀመረ። ዶክቶር ብርሃን ንተሞክሮን ኣሰራርሓን ፖለትካዊ ፓርትታት ኣውስትራልያ ብሰፊሕ ድሕሪ ምግላጽ ካብዚ ተሞክሮ እዚ ብዙሕ ክንመሃር ከምእንኽእል ጠቓሚ ኣብነታት ኣቐሪቡ። ኣብ […]

ሓዲሽ ሰልፊ ብሓዲሽ ኣተሓሳስባ

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን: ሓዲሽ ሰልፊ ብሓዲሽ ኣተሓሳስባ ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ: ኣብ ቅድመኹም ክቐርብ ከለኹ ዝስምዓኒ ሓጐስ ወሰን የብሉን፡ ምኽንያቱ ኣዞም ኣብዚ ፎርም ኣዚ ተሳቲፍኩም ዘለኹም፡ ነቲ ዘቕርቦ ዘሎኹ ሓሳባት ክትስምዕዎ ጥራይ ዘይኮንኩም ክትእርምዎ፡ ከተማሓይሽዎ፡ ከተማዕብልዎን ዓቕሚ ከምዘለኩም ብልቢ ስለ ዝኣምን እየ። ሓዲሽ ሰልፊ ብሓዲሽ ኣተሓሳስባ ዝብል ኣርእስቲ ፡ ንዘረባ ኣልበርቲ ኣንስታይን፡ የዘኻኽረኒ። ኣልበርቲ ኣንስታይን፡ ኣብ […]

Reporters Without Borders

Press release 26 January 2007 ERITREA On eve of African Union summit, UN secretary-general urged to intercede on behalf of press freedom in Eritrea On the eve of the African Union summit on 29-30 January in the Ethiopian capital of Addis Ababa, Reporters Without Borders today urged the new United Nations secretary-general, Ban Ki Moon, […]

ሓለፍቲ ጸጥታ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ከባቢ ዶባት ፍሉይ ሓለዋ ክገብሩ ይእዝዙ ።

GIC 26/1/2007 ብዕለት 15/01/2007 ብምክትል ሓላፊ ዞባ ስርሒት ሓደ ብርጌድር ጀነራል ዓብዱ ረመጭን ብሓላፊ ስለያ ዞባ ጋሽ ባርካ ኮለኔል ዮናስን ዝምራሕ ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ናይ ሓላፍቲ ኣኼባ ኣብ ኣደርሰር ከምዝተገብረ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ገሊጹ ።  ብመሰረት እቲ ዝበጸሓና ሓበሬታ እቲ ኣኼባ ኣብ ጸጥታዊ ኩነታት ዘተኮረ ኮይኑ ፣ ብፍላይ ድማ ብሰንኪ እዚ ምስ ሱዳን ተበጺሑ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net