Archive for: July, 2007

Why Decentralisation and democratic governance in Eritrea?

By Fesseha Nair  Today’s dominating issue is the restructuring of the Eritrean state. People want to change the fundamental characteristics of the dictatorial state. What are the contents of the state restructuring project? There are no surveys conducted but public opinions show that some in favour of federalism and some others favour unitary state with […]

ፈስቲቫል ፈስቲቫል ፈስቲቫል ላም’ስ ምስ ሓራዲኣ ማይ ትሰቲ፡

ኤሪትራዊት አደ አብ ስደት ሱዳንን ኢትዮጵያን    ገዲም ተጋደልትን መናእሰይን አብ ኮንተይነር ህዝቢ ኤርትራ ንሓደ ክፍለ ዘመን ብዘይ ዕረፍቲ ተቓሊሱ፡ ኣሻሓት ደቁ ከፊሉ ዋና ሃገሩ ከኸውን በቒዑ እኳ እንተተባሃለ፡ መሰሉን ሓርነቱን ተመንጢሉ ክብሩን ክበሪ ሃግሩን ተደፊሩ፡ ኣብ ዓለም ዝነበሮ ዝናን ተቐባልነትን መሬት ዘቢጡ፡ ዋና ከም ዘይብሉ እንስሳ አብ ሃገሩን አብ ስደትን አደዳ መቕዘፍቲ ኮይኑ ይርከብ፡ ስርዓት […]

ጸገማት ኤርትራዊያን ስደተኛታት ፍታሕ ንምርካብ ዝዓለመ ጻዕርታት ይቕጽል

ጋልፍ ኢንፎርመሽን ሰንተር ሓምለ 28, 2005  ካርቱም ብዛዕባ ጸገማት ኤርትራዊያን ስደተኛታት መልእኽቲ ንምብጻሕ ኣብ ዝግበር ዘሎ ጻዕርታት፡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ው.ሕ.ሃ ኣብ ሱዳን  ካብ ሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቑ ማሕበራትን ካልኦት ሞያዊያን ደብዳቤታት ተቐቢሉ።ሓደ ካብዚ ማእከል ሰብኣዊ መሰላት ሶይራ፡ ኤርትራዊያን መንእሰያት ኣብ ቤት መእሰርቲ ኮበር ሱዳን ዝርከቡ ብሰንኪ ንሃገሮም እትመልሶም ዝነበረት ነፋሪት ሊቢያ ጨዊኹም ተባሂሎም ዝተእሰሩ ንኽፍትሑ […]

ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈውርቂ ኣብ ስርዓት ትሕዝቶ መሬት !

ኣብ መበል 16 ዓመት ጽምብል በዓል ነጻነት ኤርትራ ፕ.ኢ.ኣ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ፍሉይ ሕታም 25 ግንቦት 2007 ሓዳስ ኤርትራ ሰፊሩ ይርከብ። ካብ’ቲ ዝገርም እዛ ጋዜጣ ኣብ ኣቀራርጽኣ( ኣሰናዳእቲ) ፍልይቲ ዝገብራ፡ ብወገነይ ዝተዓዘብክዎ ንበዓል ነጻነት ጥራሕ ዘይኮነስት፡ ብመጀመሪያ ፍልይቲ ሕታም ምዃና ዝገልጽ ኣብ ቀዳማይ ገጽ ኣብ ላዕሊ-ጸገማይ ወገን ፍሉይ ሕታም ዝብል ብኣዝዩ ደቂቕ ጽሑፍ ይርከባ። […]

ጉጅለ ህ.ግ.ዲ.ፍ ንትሕዝቶ መሰረታዊ ታሪኽና

ክቕይር ኣኽእሎ የብሉን !!!   ጉጅለ ህ.ግ.ዲ.ፍ ንትሕዝቶ መሰረታዊ ታሪኽና ክቕይር ዓቕምን ብቕዓትን የብሉን። ትሕዝቶ መሰረት ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ብክንደይ ዝተራቐቁን ዝሓየሉን ፖለቲካውያን ሓይልታት ተፈቲኑ ዝሓለፈ ታሪኽ፡ ወዙን ትሕዝትኡን ዘይቕይር ክብርን ዋጋን ዘለዎ ነባሪ ታሪኽ’ዩ። ኣብ ዝሓለፈ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራውን፡ ቁጠባውን ሃለዋት ህዝቢ ኤርትራ፡ ይንዋሕ ይሕጸር ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ ሰንሰለታዊ መዋእል መግዛእቲ፡ ፖርቱጋላውያን፡ ቱርካውያን፡ ግብጻውያን፡ መሳፍንቲ […]

JOINT STATEMENT

By Afar Civic Society Organization (ACSO) and the Kunama Civic Society/Kunama Narkaba Tummada (KCS/KNT): THE CENTRALIST POLITICS HAS GONE FROM MILD TO WILD.  Through this joint statement the representatives of ACSO and KCS/KNT are addressing the leaders of the ethnic organisations in the Eritrean Democratic Alliance (EDA): the Red-Sea Afar Democratic Organisation (RSADO) and the […]

NEW UMBRELLA ORGANIZATION IS ESTABLISHED FOR THE OPPOSITION CAMP OF ERITREA

It is to be remembered that the Eritrean Democratic Alliance (EDA) held its second congress on February 15-20/2007. The goal of the second congress was to elect a new executive leadaeship with a new chairman, instead EDA concluded (ended) its second congress without electing its executive leadearship claiming that they could not agree on the […]

ኣገዳሲ ትዕዝብቲ ኣብዚ ናይ ቀረባ እዋን ዑደታት

                    ተጋዳላይ   ተወልደ ገብረስላሴ      ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ፡ ኣትላንታ፡ ሲያትል ከምኡውን ብዕለት ሰነ 24 2007 ኣብ ከተማ ቦስቶን፡ ዝተኻየደ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ኣገዳስነቱን ውጽኢቱን ፍሉይ ኣተኵሮ ክግበረሉ ዝግባእ ኰይኑ ይስምዓኒ።      ብመሰረቱ እዚ ኣኼባታት’ዚ ዝተኻየደሉ ህልው ኵነታት ክንርኢ እንኰሎና፡ ስርዓት ኣስመራ ኣብ ናይ ስለያ ትካላቱ ጥራይ ተንጠልጢሉ፡ ፖለቲካዊ ዕርቃኑ ብውሽጥን ብደገን ሰብ […]

ዶ/ር በየነ ኪዳነ ኣቦ-መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ምስ ድምጺ ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን መደብ ቋንቋ ትግርኛ ዘካየዶ ቃለ-መሓትት፡፡

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስይዊ ኪዳን (ቀዳማይ ወገን) 09.07.2007   ሕቶ – ዶ/ በየነ ኪዳነ ኣብዚ እዋን’ዚ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ከመይ ክግለጽ ይከኣል?   መልሲ፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ብዙሕ ጊዜ ደጋጊምና ንርእዮ ጉዳይ ስለ ዝኾነ፡ ካብ’ቲ ዝነበሮ እንዳኸፍአን እንዳብኣሶን ምኻዱ፡ ምጥቃስ እንተዘይኮይኑ እዚኣ ኣላ ዝተመሓየሸት ኢልካ ትርእዮን ትዛረበሉን ኣርእስቲ ኣይህልውን’ዩ። ብኹሉ […]

መበል 22 ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ፍራንክፈርት ብወግዒ ተኸፊቱ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ 03.07.2007 እቲ ብኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ማሕበር ብምትሕብባር ምስ ጨናፍር ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ንመበል 22 ዓመት ዝኽበር ዘሎ ፈስቲቫል ኤርትራ ሎሚ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተኸፊቱ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብ፡ ብጻይ ወልደሱስ ዓማር፡ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ሽማግለ፡ ዝመርሖ፡ ብጾት ተስፋይ ወልደሚካኤል፡ ምኽትል ኣቦ መንበር፤ ብጻይ ተኽለ መለኪን፡ ሓላፊ ወጻኢ ጕዳያት፤ ብጻይ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net