Archive for: July, 2012

Why federalism or democratic decentralisation in Eritrea?

Nair Fesseha Paper presented at the EFDM 3rd  Organizational Congress Introduction The aim of this paper is to clarify the essence of federalism to resolve conflicts of power- sharing in political, economic, social and cultural livelihood of the Eritrean diversity. The Eritrean National Alliance has put two on its charter, “ the principles of federalism […]

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ፡ ንስርዓት ህግደፍ ብማዕከናት ዜና ዓለም ንምቅላዕ ወፍሪ ጀሚሩ

ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (ስ.ኤ.መ.ለ.)፡ ነቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ሞኒተሪን ግሩብ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልን ዝቐረበ ዓመታዊ ጸብጻብ ምርኩስ ብምግባር፡ ረሳሕ ተግባራት ህግደፍ ብማዕከናት ዜና ንምቅላዕ ፍሉይ ወፍሪ ጀሚሩ ከምዘሎ ጋዜጣዊ መግለጺ ናይቲ ማሕበር ሓቢሩ። ጸብጻብ ሞኒተሪን ግሩብ ው.ሕ.ሃ.፡ መንስግስቲ ኤርትራ ካብ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ ኤርትራውያን ብሓይሊ እናገደደ 2% ዘይሕጋዊ ቀረጽ ከምዘኽፍል፣ ንኤርትራውያን መንእሰያት […]

ወፍሪ ምቅላዕ ስርዓት ህግደፍ ብማዕከናት ዓለም

ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሞኒተሪን ግሩብ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ሶማልያን ዓመታዊ ጸብጻቡ ብ19 ሓምለ ኣቕሪቡ። ኣብ ጸብጻቡ፡ መንስግስቲ ኤርትራ ካብ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ ኤርትራውያን ብሓይሊ እናገደደ 2% ዘይሕጋዊ ቀረጽ ከምዘኽፍል፣ ንኤርትራውያን መንእሰያት ከም ኣቕሓ እናነገደ ገንዘብ ከምዝግሕጥ፣ ንውሳነ ው.ሕ.ሃ. ብምጥሓስ ኣብ ናይ ኣጽዋር ኮንትሮባንድ ንግድ ከምዝነጥፍ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ካብ ህዝቢ ዝመንዝዖ ገንዘብ ካብዝን ናብትን […]

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ርያድ ናይ ኢፍጣር ምሸት ኣዳልዩ

ብጅምዓት ዕለት 20/7/2012 ኣብ ባሕቲ ሮሞዳን ፡ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ  ጨንፈር ርያድ ኢፍጣር ጀማዒ ብምድላው ፡ መንእሰያትን ደቀንስትዮን ዝርከብዎም ብርክት ዝበሉ ዕዱማት ዝተረኸብሉ ናይ ሮሞዳን ምሸት ኣካይዱ። እቲ መደብ ድሕሪ ሰላት ዓስሪ ዝጀመረ ኮይኑ ኣብ መጀመርያ ኣካየድቲ ናይ’ቲ መደብ ንዕዱማት እንኳዕ ደሓን መጻእኩም ብምባል ነቲ መደብ ድሕሪ ምኽፋቶም ፡ ቐጺሉ ኣቦ መንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ […]

Global Eritrean Youth Conference preparation activities Report- Sweden

[cincopa AoEAi9aGDAcA] By organizing Committee The Swedish – Eritrean Youth Association for Democracy and Social Justice is mobilising and campaigning for the coming conference to be held in Sweden from 24th to 26th August 2012.  Under the theme, “ Together” we need to renew and revitalise our democratic solidarity. We need to strengthen our unity […]

አገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ አብ ኸተማ ቦስቶን ምስ ደራሲ ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ(ኣለና)

Town hall Meeting with Author Redie Mehari in Boston ተጋዳላይ ኣቶ ረድኢ መሓሪ(ኣለና) ደራሲ መጽሓፍ “ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ”፣  መቐጸልታ ነይቲ አብ ሃገራት ኣውሮጳ ዝገበሮ ዑዉት ዑደት፡ ሕጂ’ውን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ (USA) ይቕጽሎ ኣሎ።  ብምቐጻል ንቐዳም 28 ሓምለ 2012 (July 28, 2012) ልክዕ ሰዓት 4፡00 ድ.ቀ. ኣብ ኸተማ ቦስቶን ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ ተመዲቡ ስለ ዘሎ፡ […]

ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራኣብ ሎንደን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ!

ኣቦ-ወንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ዝተረኽበሉ፡ ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢንጂነር ኑር ማሓመድ እድሪስ ብሰንበት 15 ሓምለ 2012 ኣብ ሎንደን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣካይዱ። ሓላፊ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ሓው ሙሳ በሺር ንኣኼበኛታት ድሕሪ ምምስጋኑ ዕላማ ዑደት ኣቦ-ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓጺር መብርሂ ሂቡ። ኣቦ-ወንበር ኑር ብወገኑ ንኣኸበኛታት ድሕሪ ምምስጋኑ፡ እቲ ቀንዲ ምኽንያት […]

Important Public announcement

By Organizers The Swedish – Eritrean Partnership for Democratic Development/ SESADU/ and the Swedish- Eritrean Youth association for Democracy and Social Justice/ SEYADSJ/ share a common interest to build an enduring peace based on freedom in Eritrea.   Our struggle today is how bring together all the Eritrean diversity together and build a league of […]

ልኡኽ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃዲሓኤ (ENDF) ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራ 2012 ንጥፈታት ከካይድ መደብ ኣሎ

ክፍሊ ዜና ሃዲሓኤ   ወከልቲ ናይ’ቲ ብዝሓለፈ ጥቅምቲ ዝቖመ ኣወሃሃዲ ሽማግለ ሃገራዊ ዲሞክራሲያዊ ሓይልታት ኤርትራ (CC/ENDF) ኣብቲ ካብ 3 ክሳዕ 5 ነሓሰ 2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራ ተረኺቦም ውዕዉዕ መደባት ምትእስሳር ከካይዱ ምዃኖም ተገሊጹ።   ኣብ ከባቢ ፈስቲቫል ጉባኤ ናይ’ቲ ምትእስሳር ድሕሪ ምክያዱ: ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ (ዕለት 3 ነሓሰ) ንዂሎም ኣባላት ሃዲሓኤ ዝጠርነፈ […]

Eritrea Festival 2012 in Frankfurt to Welcome Representatives of ENDF Coordinating Committee

By CC/ENDF Information Unit   Representatives of the Coordinating Committee of the Eritrean National Democratic Forces (ENDF) are scheduled to attend and take part in various events at the Eritrea Festival in Frankfurt this year that lasts between 3 and 5 August 2012. The CC/ENDF is to hold its first congress during the Festival days. […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net