Archive for: July, 2012

ሮሞዳን ሙባረክ

ብምኽንያት ወርሒ ሮሞዳን ኣልሙባረክ: ማሕበር ግብረ-ሰናይ ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን፡ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዝርከቡ ኣሕዋት እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም፡ ጾምኩምን ጽቡቕ ተግባራትኩምን ረቢ ይቀበሎ እንዳበልና ጽቡቕ ምንዮታትና ንገልጸልኩም:: በዚ ኣጋጣም፡ ናይ ኢፍጣር ሳይም፡ ዘካቱል-ፊጥር፡ ዘካቱል-ማል፡ ከፋላት የቲምን ሰደቓን ተቐቢልና ናብ ድኻታትን ስኡናትን  ነብጽሕሙዃንና ድማ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ንዝተፈላለየ ወፈያታትኩም በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ቁጽሪ […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር /ኤደግ/ መከተ ረዚን ህዝባውን ሃገራውን ዕማማቱ ብዕቱብ ንምስልሳል ብሰለስተ ቋንቋታት ትግርኛን ዓረብኛን እንግሊዘኛን ድሮ ስራሓቱ ጀሚሩ ምህላዉ ንመላእ ህዝብን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ነበስር። ቀጥታዊ ትርጉም መከተ ኣብ ሃገርና እቲ ግዕዘይን ብልሽውን ምሕደራ ህግደፍ ተወጊዱ፡ መተካእትኡ ክሳብ ንኩሉ መዳያዊ ክብርታት ህዝብና ይኹን ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ ዘኽበር፡ ሕብረ ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ብዛዕባ አብ ደብረዘይት ዝተጋብአ መኣዲ-ዘተ ኤርትራውያን መንእሰያት

ሃገርና: አብ አዝዩ ተኣፋፊ ኩነታት ከም እትርከብ ዝስሕቶ ኤርትራዊ ዜጋ የለን። ስለዚ’ዩ ከኣ መንእሰይ ህላወ ሃገሩ ንምድሓን እጅግኡ ሰብሲቡ ካብ ጻት ናብ ጻት መቓልሕ ቃልሱ ዘስምዕ ዘሎ። ቅልጡፍ ፍረ-ጻማ ቃልሲ ንክርከብ ግን ካብ ዝኾነ ግዜ ንላዕሊ ግሉጽነት ዝመለለይኡ፡ ቅንዕና ዝመትከሉ ኣሰራርሓ ምእታው ክጠልብ’ዩ። ካብ 7 ክሳብ 17 ሓምለ 2012 ኣብ ደብረዘይት ኢትዮጵያ መኣዲ-ዘተ መንእሰያት ክካየድ […]

ሃይለ መንቈርዮስ፡ ምስ’ቶም ኣብ ደብረዘይት ዝተመርጹ መራሕቲ፡ ናይ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር” ተራኺቡ።

ኣብ ትካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ኣፍሪቃ፡ ሓላፊ ጉዳይ ሰላምን ጸጥታን፡ ኣቶ ሃይለ መንቈርዮስ፡ ምስ’ቶም ኣብ ደብረዘይት ዝተመርጹ መራሕቲ፡ ናይ “ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር” ተራኺቡ። ኣቶ ሃይለ፡ ኣብ’ቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ምስቶም መንእሰያት ዘካየዶ ርክብ፡ ብዛዕባ ናይ ዝሓለፈ ክምዕድ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ካብቶም መንእሰያት ናይ’ዚ ሕጂ ዘሎ ኩነታትን መጻኢን ክሰምዕን ክመሃርን ምዃኑ ገሊጹ። ብዛዕባ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ጉባኤ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ደብረ ዘይት

ንሕና ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ኣብ ደብረ ዘይት፡ ካብ  7-17 ሓምለ  2012  ተኣኻኺብና፡ ዘተን ልዝብን ዘካየድና፡ ልዕሊ 200 ኤርትራውያን  ተቓለስቲ መንእሰያት “ኩሉ ዓቅምታት መንእሰያት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ብዲሞክራሲያዊ መገዲ ግሉጽን ክፉትን ክትዕ ብምክያድ ነዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ነጥብታት ኣብ ግምት ብምእታው፡- ማለት ሀ – ብሰንኪ እቲ ንሃገርና ናብ ዓቢ […]

EYSC-Bay Area አብቲ ብመርበብ ቀዳምነት አፍሪቃ (PAN) ዝተዳለወ ሰሚናር ተሳቲፉ

እቲ ዓቢን ዕዙዝን ተፈላጥነት ዘለዎ ብመርበብ ቀዳምነት አፍሪቃ (PAN-Priority Africa Network) ዝፍለጥ ማሕበር ቀዳም 14 ሰነ 2012 አብ ዘዳለዎ ሰሚናር EYSC-Bay Area ብወከልቱ አቢሉ ተሳቲፉ። እቲ ክልተ ዛዕባታት ማለት ኩነታት አፍሪቃውያን ስደተኛታት አብ ሕ.መ.አ ከምእውን ዘይመንግስታውያን ትካላት ከመይ ጌረን ሓገዛት ክረኽባ ይኽእላ አብ ዝብሉ አርእስትታት ዘተኮረ እዩ ኔሩ።            እቲ ሰሚናር ብመደረ እታ ብዋይት […]

A call for donation to help the needy of Eftar Ramadan

Fundraising evening in Eritrean Jeberti Open Discussion Room (Paltalk ) On Wednesday  18/07/2012   Jeberti Diaspora Forum on facebook invites you to participate on Fundraising Evening at Eritrean Jeberti Open Discussion Forum ( Paltalk Room) to collect your charity/Sadaqa and donations for Ramadan Food (Eftar Saem) to be sent to our brothers in the Refugee […]

ዕውት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጊሰን ሃገረ ጀርመን።

ዕለት 7.07.2012 ኣብ ከተማ ጊሰን ሃገረ ጀርመን ዕውትን ዘደንቅ ፍጻመታት ተራእዩ። ብሓቂ ልዑል ተሰታፍነት ናይ ተቓውምቲ ብዉዕዉዕ መንፈስ ፍሉይ ዘደንቅ ኣዋዳድባን፡ ንኽውንነት ህልዊ ዘስካሕክሕ ናብራ ኣህዛብ ኤርትራ ዝገልጽን፡ ንውድቀት ጉጅለ ህግደፍ ዘቓልዕን፡ ንሰዓብቱ ኣብ ራዕዲ ዝሽምምን፡ ኰይኑ ከም እተረኽበ ማንም ተቐምጣይ ጊሰን ዝዕዘቦ ዝነበረ እዩ። ኣገልገልቲ ህግደፍ ርእሶም ኣድኒኖም የማነ ጸጋም ቀባሕ ቀባሕ እናበሉ ክሓልፉ […]

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ በርሚንጋሃም!

ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢንጂንር ኑር ኢድሪስ ምስ ዝተፈላለዩ ኣባላት ተቃወምቲ ሓይልታትን ኣባላት ቤርጌሳውያን ማሕበራት ከምኡውን ኤርትራውያን ፈተው ሰላምን ደለይቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ብሓሙስ ምሸት 12 ሓምለ ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ። ሓዉ ኑር ዕድመ ኣኽቢሮም ንዝመጹ ኣኼበኛታት ምስጋና ድሕሪ ምቕራብ፡ ህልው ኩነታት ሃገርናን ደምበ ተቃውሞ ኤርትራን ከመይ ከም ዝመስል ኣብሪሁ።   ኣብ መደረኡ፡ ህዝቢ ኤርትራ መሪርን […]

ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ናብ ወጻኢ ጉዳያት ዓባይ ብሪጣንያ በጺሑ!

ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢንጂነር ኑር ማሓመድ ኢድሪስ ኣብቲ ሰፊሕ ኣውሮፓዊ ዑደቱ ብሮቡዕ 11 ሓምለ 2012 ምስ ሰብ መዚ ወጻኢ ጉዳያት ዓባይ ብሪጣንያ ኣቶ ኣለን ዊልሰን ከምኡወን ዶክተር ሰድሪክ ባርነስ ተራኺቡ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገርናን እቲ እንዳባኣሰ ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ስደተኛታት ብሓፈሻ ኣብ ሳሃራ ሲናይ ዘጋጥም ዘሎ ናይ  መንእሰያትን፡ ህጻናትን ኣዴታትን ስቅያት ድማ ብፍላይ ከመይ ከም […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net