ዝተዋህበ ናይ ሓባር ድምጺ ግን፡ ሓደ ኣባል ባይቶ፡ ኣባል ፈጻሚ ናይ’ዚ ሓዲሽ ተመስሪቱ ዘሎ ናይ መንእሰያት ስምረት ክኸውን ዝፈቅድ
እዩ። ከምኡ ብምዃኑ፡ ብዙሓት ተሳተፍቲ፡ ስምረት መንእሰያት ኤርትራ ንድሕነት ሃገር፡ ከም’ቲ ዝግባእ ከየድምዕ ይኽእል እዩ ዝብል
ስኽፍታ ኣሕዲርሎም ኣለዉ።
Jul 17 2012 | Posted in
News |
Read More »
እቶም ኣብ 6 ጉጅለታት ተኸፋፊሎም ክዛተዩ ዝቐነዩ፡ ካብ ሙሉእ ዓለም ዝመጹ 200 ዝዀኑ መንእሰያት፡ ኩሉ ዓቕምታቶም ኣወሃሂዶም ኣብ ሓደ ተጠርኒፎም ክስርሑ ውሳኔ ኣሕሊፎም። እቶም ብውልቅን ብማሕበራትን ተወኪሎም ኣብ ዓሙቕ ዘተ ዝቐነዩ መንእሰያት፡ ናብ ከምዚ ዓይነት መደምደምታ ከብጽሖም ዝኸኣለ ቀንዲ ምኽንያት፡ ህጹጽ ሓደጋ ናይ ህዝቢን ሃገርን፡ እቲ ካብ ህዝቢ ኣብ ልዕሊዚ ኣኼባ ዘሎ ልዑል ትጽቢት፡ ከምኡ’ውን […]
Jul 16 2012 | Posted in
News |
Read More »
13/07/2012 ብዕለት 07/04/2012 ብዕለት 07/11/2012 ኣብ ላስቬጋስ ብዝሒ መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ዕውት ኣኬባታት ተኻይዱ። ብመጀመርታ ብዕለት 07/04/12 ብኣቶ ረዲኢ መሓሪ (ኣለና) ደራሲ ትልሚ ንዘረኢ ኽርዳድ፡ንመንእሰያትን ህዝብን ላስቬጋስ ታሪኽ ኢሰያስን ደቂ መዛሙርቱን፡ ኣመጻጽኣ ኢሰያስን ሰዓብቱን ናብ ስልጣን፡ሰፊሕ መብርሂ ድሕሪ ምሃብ ካብ ህዝቢ ንዝቀረበሉ ሕቶታት ኣስፊሑ መግለጺ ሂቡ። እቲ ብኣቶ ረዲኢ መሓሪ ዝቀረበ ታሪክ ኢሰያስን ሰውራ ኤርትራን ንብዙሓት […]
Jul 15 2012 | Posted in
News |
Read More »
By CC/ENDF Information Unit CCENDF@gmail.com In a message addressed on 12 July 2012 to the UN Human Rights Commissioner, Ms Navi Pillay, the Chairman of the Coordinating Committee of the Eritrean National Democratic Forces (CC/ENDF), Mr. Humad Kullu, expressed delight at “historic step” taken at the 20th Session of the UN Human Rights Council” early […]
Jul 13 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኩነታት ተቃወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ፡ ሎሚ ንመንእሰያት መብርሂ ተዋሂቡ። ኣብ’ቲ ኣኼባ ኩሎም ተቓወምቲ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ዘለዎም ሰራዊት ኣብ ሓደ ክጽንብሩ፡ ባይቶ ወግዓዊ ኣዋጅ ክገብር ከምዘለዎ ተገሊጹ። “ባይቶ፡ ሓደ መዓስከር ከፊቱ፡ ኩሎም ውድባት ክጽንበሩ ይኣውጅ። ሓደ ወተሃደራዊ እዚ ይግበር። እቶም ዝኸኣሉን ዝደልዩን ይምጽኡ። እቶም ዘይደልዩ ከኣ ድሓር የርክቡና።” ኢሉ ምክትል ኣቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣቶ […]
Jul 13 2012 | Posted in
News |
Read More »
መንእሰያት ንዖዖም ብዝጥዕሞም ተወዲቦም፡ ሓድነቶም ኣትሪሮም ኣብ’ቲ ንለውጢ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ እጃሞም ከበርክቱ ጻውዒት ቀሪቡ። ነቲ ጻውዒት ዘቕረበ፡ ኣቦ ወንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ፡ ዶክተር ዮሱፍ ብርሀን፡ ሎሚ ኣብ’ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኣኼባ መንእሰያት ተረኺቡ እዩ። “ጸበብትን ንኣሽቱን ፍልልያት ወጊድኩም ዓለም ለኻዊ ናይ መንእሰያት ምጥርናፍ ከተማዕብሉ፡ ንሉኡላውነት ሃገርና ኣብ ሓደጋ ኣጋሊጹ ዘሎ […]
Jul 12 2012 | Posted in
News |
Read More »
Taking note of the following principle stand expressed in: – Our position paper : The ultimate motive of which is to establish an effective and influential lobbying or pressure group that would enhance the impetus and speed of the change process for promoting justice, democracy, good governance and rule of law; – Our mission: Promotion of justice, […]
Jul 11 2012 | Posted in
News,
Press release |
Read More »
ነዚ ዝገለጸ ኣብ ዓዲ ኣሜርካ ዝምቕማጡ ዮሴፍ ገብረሂወት እዩ። ንሱ እቶም መንእሰያት፡ ነቲ ተኣኪበሙሉ ዘለዉ ቦታን ሰዓትን ተጠቂሞም፡ ተቓወምቲ ውድባት፡ ሙሉእ ሓይሎም ኣብ ስደተኛታትን ስርዓት ህግደፍን ከተኩሩ ጸቕጢ ክገብሩ ኣለዎም በሃላይ’ዩ። “ ተቛወምቲ ውድባት፡ ብዛዕባ ደሞክራስን ድሕሪ ኢሰይያስ ምውዳቑ እንታይ ዓይነት መንግስቲ ይመጽእ ዝብል ገዲፎም፡ ከመይ ጌርና ኢና ንስርዓት ኢሰይያስ ንግምጥሎ ወይ ነውድቘ? ኣብ ዝብል ሕቶ ከምኡ’ውን ናብ’ቲ ናይ ህዝቢ ሽግር ከተኩሩ ጸቕጢ ክትገብርሎም ኣለኩም” ኢሉ ዮሴፍ ገብረሂወት።
Jul 11 2012 | Posted in
News |
Read More »
መምህር ኣማኑኤል ሳህለ እቶም 200 ዝዀኑ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኣከቡ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ሎሚ ሰንበት ኣኼብኦም ቀጺሎም ዊዒሎም። ተሳተፍቲ ባዕላቶም ካብ ዘመንጨውዎ ዛዕባታት ሓንቲ ብምውሳድ፡ ንሎሚ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኩሉ መዳያዊ ደቂቕ ገምጋም ኣካይዶም። እቶም ኣብ 6 ጉጅለታት ዝተኸፋፈሉ መንእሰያት፡ ኣብ ማሕበረ ቁጠባዊ፡ ፐለቲካዊን ሰብኣዊን ኩነታት፡ ከምኡ’ውን ኤርትራ ምስ ዓለምን ጐረባብቲ ሃገራትን ዘለዋ ርክባት ብዝምልከት […]
Jul 9 2012 | Posted in
News |
Read More »
እቶም ካብ ዝተፈላለየ ክፍለዓለማት ኣብ ደብረዘይቲ ኣዲስ ኣበባ ዝተኣከቡ መንእሰያት፡ “ኩሉ ዓቕሚ መንእሰይ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ሎሚ ቀዳም ድሕሪ ቀትሪ ኣኼብኦም ብወግዒ ጀሚሮም። እቲ ኣኼባ ብኣዋሃሃድቲ ናይ’ቲ መደብ ምርያም ዑመርን መሓሪ ኣብርሃን ዝተኸፍተ ክኽውን ከሎ፡ ኣብ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ናይ ቀዳማይ ሚኒስተርን ኣማኻሪ ውደባን ተሳትፎን ዝዀኑ፡ ኣቶ ሬድዋን ሑሰን ናይ […]
Jul 9 2012 | Posted in
News |
Read More »