Archive for: July, 2014

Eritrea Festival 2014 Committee Releases Further Vital Information

By EPDP Information Office By providing additional information about Eritrea Festival 2014 which is to be held in Frankfurt between 8 to 10 August, the Preparatory Committee listed the honour guests from officials of the host country, Germany, as well as from the political organizations and the civil society who will be part in the […]

ፈስቲቫል 2014

ፈስቲቫል ፍራንክፈርት 2014ን ክሳብ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ ምድላዋትን ፈስቲቫላት ፍትሒ ይብዛሕን ይዓምብብን ፈስቲቫል ፍራንክፈርት፡ ፍትሒ ንምንጋስ ኣንጻር ምልስኪ ኣብ እነካይዶ ዘለና ቃልሲ፡ ኣድማዒ ናይ ቃልሲ ዓውዲ ንምግባሩ እነካይዶ ዘለና ቃልስታት ኣሳልጦ እናረኸበ ኢዩ። ኵሎም ዝዓደምናዮም ተቓለስቲ፡ ብዘይካ’ቶም ብርዱእ ምኽንያት ክሳተፍዎ ዘይከኣሉ፡ መብዛሕትኦም ክሳተፉ ምዃኖም ኣረጋጊጾምልና ኢዮም። ኵላትና ከምእንርድኦ፡ እዚ ናይ ኵሎም ደለዪቲ ፍትሒ ፈስቲቫል’ዚ፡ ሰረታት […]

ዕላል ወሓላሉ

ብፍረወይኒ ሃብተማርያም (@Gual Wehaletat) በርሊን/ጀርመን 27.07.2014 „መርገጽ ድኣ ይሃበኒ እንበር፡ ውሕልነትሲ ካብ ጥቁዋት ኣዴታተይ ይመሃሮ“ ዕላል ኣደን ሓታቲት ጓላን፡ ብዛዕባ ፖለቲካ ብቋንቋ ሓረስቶት፡   ጓል፡    ምምማይ ማለት እንታይ ማለት እዩ?   ኣደ፡     ምምማይ ዝበሃል ቃል ካብ እኽሊ ምእራይ ዝመጸ እዩ፡፡ ጓል ኣንስተይቲ ንኽትመሚ ዝሰፈየቶ ሰፍኢ የድልያ፡ሰፍኢ እኽሊ ትመምየሉን ትኣርየሉ ስፈ እዩ። ሰበይቲ ነቲ […]

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት ብድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ዝተባርኸ ናይ ረመዳን  ጾም ምፍታሕ  ዝበዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ  ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡

ስለ ምንታይ ፈስቲቫል ደለይቲ ፍትሒ?

1. ኣብ ከባቢና ንዓመታት ዝቐጸለ ፈስቲቫላት እናተሰናደአ ካልእ ፈስቲፋል ምድኳን ንምንታይ ኣድለየ? 2. ንፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቭያን እናተቓወምካን ኣንጻሩ ሰላምዊ ሰልፍታት እናኣዳሎኻስ ከምይ ጌርካ ብዛዕባ ፈስቲቫል ምስንዳእ ትጉስጉስ? 3. እዚ ፈስቲቫል እዚ ናይ ተቃወምቲ ድዩ? መን ከ የካይዶ? ዝብሉ ሕቶታት ክዘንቡና ቀንዮም ኣሎዉ። ካብ መጀመርታኡ እቲ ሓሳብ ከመይን ኣበይን ብከመይን ነቒሉ ክነብርህ እምበኣር ንቡር እዩ።

ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምኽንያት ርሑስ ባዓል ዒድ ኣልፈጥር

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ  እንቋዕ  ንባዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልፈጥር ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።

ካብ ግዱሳት ዜጋታት ጅምላዊ ምዕጣቕ ህዝቢ ኤርትራን ምዕባለኡን፡፡

ሓጺር ድሕረ ባይታ ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ሚያዝያ 2012 ህዝቢ ብጃምላ ናይ ምዕጣቕ በይናዊ መደብ ኣውጺኡ፡፡ በይናዊ መደብ ማለት እንተወሓደ እቲ ካብነ ሚኒስተራት፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሰራዊት፡  ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ጸጥታን እቲ ሃገር ዝበሃሉ ኣካላት ዘይዘተይሉን ይኹን ዶ ኣይኹን ርእይቶኦም ዘየንበርሉን ከም ልማዱ ፕረዚዳንት በይኑ ዝወሰኖ መደብ ምንባሩ ንምብራህ ኢዩ፡፡ ኣተግበርቲ እዚ መደብ ካብዞም ላዕሊ […]

ናይ ሕልና ባርነት

ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃ

ቤት ትምህርቲ ወዲ ሸሪፈይ ሓዲሽ ዓመተ ትምህርቲ ምስ 666 ተመሃሮ ጀሚራ

ቤት ትምህርቲ ስደተድኛታት ቈልዑ ኤርትራ ኣብ ወዲ ሸሪፈይ: ሓዲሽ ዓመተ ትምህርቲ 666 ተመሃሮ ብምምዝጋብ ብዕለት 15 ሰነ 2014 ስሩዕ ትምህርቲ ጀሚራ። እዚ ንመበል 31 ዓመት ዝኽፈት ዘሎ ዓመተ ትምህርቲ: 281 ኣዋልድ: 385 ከኣ ኣወዳት መዝጊቡ። እቶም ካብ ቀዳማይ ክሳዕ 8ይ ክፍሊ ዝመሃሩ ተመሃሮ ካብ 6 ክሳዕ 15 ዓመት ዝዕድሚኦም ኢዮም። መንግስቲ ሱዳን: ነቶም ፍሉይ ሓገዝ […]

Wad-Sherifey School Opens for 31st Academic Year with 666 Pupils

Wad-Sherifey Elementary School for Eritrean refugee children has registered 666 pupils for its 31st academic year that opened on 15 June 2014 and is expected to close by mid-March 2015. Of the total registration this time, 281 are girls and 385 boys. The children are aged between 6 and 15 years. This year, the Sudanese […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net