Archive for: February, 2015

ጀበርቲ ነፍሱ ዝኸኣለ ብሄረ እዩ

ናብ ተቃላሳይ ሓፋሽ ህዝብና ስርዓት ህግደፍ ነቲ ጸረ ኤርትራን ውህደት ህዝባን ዝኾነ ውዲታቱ ተሓንጊጡ ብዘይገለ ሰጋእ- መጋእ ይምርሽ`ኳ እንተሎ ፤እቲ ንታሪኽ ንምጥምዛዝ፡ንባህላዊ ስነ-ምግባር ንምቅያር፡ ህዝቢ ንምብታን ዝገብሮ ጻዕርን ዝሰርዖ መደባትን ምስ ግዜ እናተቀልዔ መጺኡ እዩ። ብፍላይ ነቲ ብመሰረት ቋንቋ ኢሉ ዝጀመሮን ዝተተሓሓዞን ንህዝቢ ኣቆምጢዕካ ንውሽጣዊ ባህግታትካን ሕማማትካን ብዝሳማማዕ መንገዲ ምህንዳስ ብዝምልከት እቲ ቀንዲ ዝተሃስየ ህዝቢ ጀበርቲ እዩ ። ጀበርቲ ኤርትራ ትግርኛ ቋንቆኦም ምኻኑ ዝኣምኑን ንምምዕባሉ እጃም ዘለዎምን ይኹኑ እምበር መንነቶም/ መጸወዔኦም ማለት ትግርኛ \ዘይኮነ ጀበርቲ ዝብል ምዃኑ ቅድሚ […]

ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት

Fira kvinnodagen med oss! Det årliga kvinnodagsfirandet kommer att hållas Lördagen den 2015-03-07 Tid: Kl: 16:00 -22:00 Plats: ABF, Sundbyberg Esplanaden 3C Välkomna!!!

ሃገራዊ ሓድነት ምውሓስ መቅድም ዓወትን ቀጻልነትን ሃገር’ዩ

   ቅድሚ ዝኣገረ ክንሕብሮ እንደልዮ ጉዳይ፡ ብኣና ይኹን ብካልኦት መሓዙት ተቓለስቲ ሓይልታት ኤርትራ ዝቐርብ ርኢቶታ እንኮን ጉድለት ዘይብሉ ፍጹም ቅኑዕ’ዩ፡ ወይ ድማ እንኮን ሓቅታት ዘይብሉ ፍጹም ጌጋ’ዩ ዝዓይነቱ ድፉን ሚዛን የብልናን። ርእይቶና ዕግበትና’ኳ እንተኾነ ቅኑዕን ጉድለታትን ጎኒታት ከም ዝህልዎ ንኣምን። ስለዝኾነ ርኢቶና ምስ መሓዙት ሃገራዊ ሓይልታት ብእንካይዶ ሃናጺ ዘተ ዝክለስን፡ ዝመላላእን ዝምዕብልን ኢዩ። ከምኡ ስለዝኾነ’ዩ […]

ቃል ምስጋና

ብምኽንያት እንፍቅሮ በዓልቤተይ፣ ኣቦና ወላዲናን፣ ኣቦሓጎናን፣ ኣቦ ኣቦሓጎናን መምህር ቍርባን ንጉሠ ፍካክ ኣብ ሆስቲታል ተዓቊቡ ክሕከም ድሕሪ ምጽንሑ ብሞት ተፈልዩና። ብናይ ፍቑር ኣቦና ሞት ዝወረደና መሪር ሓዘን፤ ኣብ’ዚ ከቢድ እዋን ሓዘንና፤ ድኻምኩም፡ ግዜኹም ከይጸብጸብኩም ኣብ ገዛና ብምምልላስ ዘጸናናኩምና ኮነ፡ ከምኡ ኣብቲ ናይ መጨረሽታ ናይ ዕርፍቲ ቦትኡ ንምስናይ ካብ ሃገር ሽወድንን፣ ካብ ሃገራት ኤውሮጳን፣ ካብ ሰሜን […]

ሓጺር ሓበረታ ካብ ሃገረ ስዊደን

ጽላል ስዊድናውያን – ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ መን ኢዩ ?   ጽላል ስዊደናውያን-ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ሃገረ ስዊደን ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ድህሪ ናይ ብዝሕ ዓመታት ልዝብን ምምኽካርን ብ2009 ዝተበጽሔ ስምምዕ መሰረት ኣብ መንጎ ፖሊቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን በበይኑ ክነጥፍ ዝጸንሔ ኣድማዕነት ስለዘይኣርኣየ እቲ ዝሔሸ ብሓባር ምስራሕ ኢዩ ኣብ ዝብል ስለዝዓገበ ነዚ ናይ ሓድነትን ምትሕብባርን ጽላል መስረተ፡፤ […]

ጽዑቕ ንጥፈታት ጨናፍር ግ.ሃ.ድ.ኤ.

ስዊስ፡  ብዕለት 7/2/ 2015 ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ዙሪኽ ኣባል ፈጻሚ ኣካልን ሓላፊ ወተሃደራውን ጸጥታውን ቤት ጽሕፈት ግ.ሃ.ድ.ኤ ብጻይ ገዛኢ ኪዳነ ዝተሳተፎ ዕዉት  ናይ ኣባላት ኣኼባ ተኻይዱ። ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ካብ ዝተፈላለየ ካንቶናትን ከተማታትን ስዊስ ዝመጹ ወከልቲ ጉጅለታት ጨንፈር ስዊስ ከም ዝተረኽብዎ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ።  ኣኼባ ብቃል ሽማግለ ጨንፈር ተኸፊቱ። ቀጺሉ ብጻይ ገዛኢ ኪዳነ ህልው […]

Important Call

To: All Eritreans Seeking Peace, Justice and Rule of Law Subject: Fund Raising Dear sisters and brothers, A law suit has been filed against one of our members in Ottawa, Canada by Mr. Seyom Awaju for defamation. This is in relation to an article posted in the ASSENNA Website on February 13, 2014 about unethical […]

መኣረምታ : 8 መጋቢት 2015 ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ

  ኤርትራውያን  ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ጀርመን፡ ነዚ ናይ ሎሚ ዓመት ኣህጉራዊ መዓልቲ ብድምቀት ከብዕላ ተዓጢቐን።   8 መጋቢት 2015፡ ከም መንቀሊ ዕላማኣ ዕውቲ ኮይና ክትብዕል ክትነብርን፡ ንሕና ኣብ ጀርመን ንርከብ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራዊ ማሕበራትን፡ ውልቀ ሰባትን ብሓባር፡ ከም እሱር ማእዶ ዓመጽን ድሕረትን ክንብድህ ንብገስ ኣለና።ንሰን ድማ-   ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮኤርትራ ንሰላምን ዲሞክራስን ጨንፈር ጀርመንን: ተበግሶ ማሕበር […]

ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝቖመት መርማሪት ኮሚሽን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘካየደቶ ዑደት ብዓወት ተዛዚሙ

ለንደን (04.02.2015)፡ ልዕሊ 100 ዝኾኑ ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነታ ካብ 23 ክሳብ 31 ጥሪ ኣብ ዓባይ ብሪጣያ ናይ መርመራ ዑደት ዘካየደት ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብዛዕባቶም ኣብ ኤርትራ ዝተፈጸሙ ግህሰታት ሰብኣዊ መሰላት መርትዖታትን ሓበሬታን ኣብ ምሃብ ተሳቲፎም። ብኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝመደበረንን ብጉዳይ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝግደሳን […]

Interview with Tesfu Atsbaha

Farajat.Net : Exclusive interview with Tesfu Atsbaha 3 Jan 2015 Melbourne – Australia

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net