Archive for: April, 2015

ASSEMBLY OF TRADITIONAL REPRESENTATIVES FOR AFAR NATION IN ERITREA (MAJLIS-AL-AAYAN)

March 26, 2015 Brief description of Afar people in Eritrea The Eritrean Afar are an ancient indigenous people. The Afar are long-established first nation inhabitants of the region called the Horn of Africa. The south-eastern region along the coastline of the Red Sea of Eritrea is the Afar’s traditional homeland, known as Dankalia. The Afar […]

Calling Candlelight vigil by Eritrean-Canadian community association of Ottawa for our victims in Libya and South Africa

LIBYA AND SOUTH AFRICA April 27, 2015 Dear Eritrean brothers and sisters, The Eritrean-Canadian community Association of Ottawa is planning to hold a candlelight vigil to remember Eritrean, Ethiopian and other victims of the latest boat accidents in the Mediterranean Sea and those who were murdered by Libyan terrorists and also those of our brothers […]

መግለጺ ሓዝን ብምኽነያት ምጥሓል ኤርትራውያን ስደተኛታት

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዕለት 19/04/2015 ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝጓዓዝሉ ዝነበሩ ግዜ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ናይ መርከብ ምጥሓል ሓደጋ ኣጋጢሙ ከባቢ 350 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብምህላቖም ዝተስምዑ መሪር ሓዘን ይግለጽ።   ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ቁጠባዊ ስእነት ዘይኮነስ፡ ብቅንዱ ምንጪ ናይ’ዚ ስደትን ሓደጋታቱን፡ ኣዕናዊ ፖለሲታት ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ምዃኑ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ክረጋግጽ ይፍቱ። ካብ’ዚ ብምብጋስ […]

“ህጹጽ ዜና ካብ ኣስመራ” መኸተ ህዝብና ኣንጻር ህ.ግ.ደ.ፍ እናደየበ ይኸይድ ኣሎ !!

ኣስመራ፡ ድሕሪ’ቲ ኣዚዩ ዘሕዝንን ዘጕሂን መቕዝፈቲ ዜጋታትና ኣብ ማእከላይ ባሕርን ሊብያን፡ ድሮ ቤተ ሰቦም ክርድኡ ጀሚሮም ምህልዎም ሎሚ ዕለት 24/04/2015 ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ድሕሪ’ዚ መርድእ’ዚ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ሃገር ዝርከብ ህዝብና ኣብ ዓሚቝ ሓዘን ጥሒሉ ምህላዉን፣ ቃንዝኡን መረርኡን ዓው ኢሉ ክገልጽ ከም ዝጀመረን ተፈሊጡ። እቲ ዜና ከም ዝሓበሮ፡ ስድራ ቤት ናይ ገለ ካብ’ቶም […]

መግለጺ ብዛዕባ 40 ዓመት ዲ.ማ. መ. ኤ. ኣብ ጀርመን

ንሕና ግሃድኤ ጨንፈር ጀርመን ብመሰረት ዝተገበረልና መጸዋዕታ ምስታ ነዚ ዕማም ንምስላጥ ክትዋፈር ዝጸነሐት ብገለ ነባራት ኣባላት ማሕበር መንእሰይ ዝቕመት ሽማግሌ ብኣዎንታዊ መንፈስ ክምእንዋሳእ ኣብቲ ፈላሚ ርኽክብና ኣረጋጊጽና። ትጽቢትናውን ዝነበረ እዛ ሽማግሌ ነዚ ተረኽቦ ካብ ኣጀማምርኡ ክሳብ መደምደምትኡ ብኣ ተማእኪሉ ኩሉም ኣብ ምምስራት ማሕበር መንእሳይ ጸላዊ ተራ ዝነበሮም ባእታታት ክሳተፍዎን ሓቐኛ ታሪኽን ኣበርክቶን ኣብ ቃልሲ ደንበ […]

Candlelight Vigil for Eritrean Victims

Dear Eritrean brothers and sisters,   The Eritrean community in Washington DC is planning to hold a candlelight vigil to remember Eritrean, Ethiopian and other victims of the latest boat accidents in the Mediterranean Sea and those who were murdered by Libyan terrorists. The vigil will take place on Sunday, May 3rd, 2015 at Thomas […]

ደምዳሚ መግለጺ 5ይ ስሩዕ ኣኼባ ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

  ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ካብ 13 ክሳብ 17 ሚያዝያ 2015 ኣብ ዘሎ እዋን 5ይ ስሩዕ ኣኸብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ኣብዚ ኣኻባኡ እዚ ንህልዊ ሃገራውን፣ ዞባውን፣ ዓለማውን ኩነታት፡ ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ብሓፋሻ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳያት ዝተኻየዱ ዕማማት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብዕምቆት ተመያይጡን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን፡፡   ፖሎቲካዊ ቤት ጽሕፈት […]

ግብረ-ሽበራዊ ጉጅለ ዳዕሽ (ISIS) ኣብ ሊብያ: ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ንዝፈጸሞ ባርባራዊ ጃምላዊ ቅትለት ምኽንያት ብምግባር፡ ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝወጸ ናይ ሓዘን መግለጺ

ብ19 ሚያዝያ 2015 ኣብ ዝተፈነወ ናይ ዩ-ትዩብ ምስላዊ መልእኽቲ፡ ኣብ ሊብያ ብዝርከብ ግብረ-ሽበራዊ ጉጅለ ዳዕሽ ዝተፈጸመ ጃምላዊ ጭፍጨፋ ዝሕብር፡ ጸረ-ሰብኣዊ ፍጡር ዝኾነ ሕሱም ትርኢት ተዓዚብና፡፡ እዚ ንሕልና ዓለምና ብሓፈሻ፡ ንህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከኣ ብፍላይ ሕሱም ዘድመየ፣ ዘጉሃየን ዘቖጠዐን ትርኢት ድማ፡ ኣብ ልዕሊቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 28 ኢትዮጵያውያን ኣመንቲ ሃይማኖት ክርስትና (ስደተኛታት) ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ቅትለት’ዩ፡፡ ኤርትራዊ ስምረት […]

ናይ ሓዘን መግለጺ

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብዚ ወርሒ ሚያዝያ 2015 ኣብ ልዕሊ ንጹሓት ዚጋታት ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ባርባራዊ ቅትለት በቶም ብሽም ኢስላማዊ መንግስቲ ኢራቁን ሲርያን/ ISIS ( Islamic State Iraq- Syria)ዝፍለጥ፣ ንኩሉ ሕዝብታት ዓለም ብሓፈሻ፣ ብፍላይ ድማ ንሕዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ዓሚቕ ሓዘን ከምዘእተወ ነዚ ተግባርዚ ብሓይሊ ንኩንን።   ብሰንኪዚ ዘሕዝን ድማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ሓዘን ኣዊጃ፣ ሕዝቢ […]

መግለጺ ሓዘን ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር

ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር፣ በቲ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣጋጢሙ ዘሎ ጃምላዊ ህልቂት ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ። ሞትን ወረ ሞትን ካባና ከይራሓቐ ንነዊሕ ግዜ ምሳና ክጓዓዝ ከምዝጸነሐ ኩላትና ዘይንኽሕዶ ሓቂ እዩ። ኣብዚ ሕጅ እዋን ግን እቲ ጽላሎት ናይ ሞት ዝያዳ ኹሉ እዋን ኣብ ነብስወከፍ ኤርትራዊት ስድራቤት እናሰዓበ ድነ ጥፋኣት የንጸላሉ ኣሎ። እቶም ካብ ሞት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net