Archive for: April, 2015

ሪፓርታጅ መዓልቲ ጀበርቲ 2015

ሪፓርታጅ መዓልቲ ጀበርቲ 2015  Read More

መግለጺ ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ ብዛዕባ ISIS ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያውያን ዝፈጸሞ ጨካን ቅዝፈት ኣብ ሊቢያ

  እስላማዊ መንግስቲ ኣብ ዒራቅን ሻምን (ISIS) ተባሂሉ ዝፍለጥ ኣሸባሪ ውድብ ኣብ ልዕሊ ሳላሳ ኢትዮጵያውን ዜጋታት፡ ኣብ ሊቢያ ዝፈጸሞ ጨካን ቅትለት፡ ንመሪሕነትን ሰፊሕ መሰረታትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዓሚቕ ሓዘን ከም እተሰመዓና ንገልጽ።   ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ነዚ ኣሸባሪ ውድብ ISIS ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኢትዮጵያውያን ኣብ ሊቢያ ዝፈጸሞ ጨካንን ኣረሜናውን ገበን’ዚ፡ ኣትሪሩ ይኾንን። እዚ […]

ኣገዳሲ መኣረምታ

ብ19/04/2015 ብቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዜናታት ደንበ ገባቲ ህግደፍ ብዝብል ኣብ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ ብዝተፈጸመ ጌጋ ንመላእ መርበብ ሓበሬታታት ኤርትራን ኣንበብትን ይቕሬታ ንሓትት። በዚ ዝስዕብ መኣረምታ ተኣሪሙ ክንበብ ድማ ብትሕትና ንሓትት።   ዝተፈጸመ ጌጋ፡- ኩነታት ደንበ ተቓውሞ ብዝምልከት፡-   ኣኼበኛታት ደንበ ተቓውሞ ብኣውራጃን ዓሌትን ዝተኸፋፈለ፡ ስትራተጂካዊ መሓዛ ዘይብሉ ስለ ዝኾነ ኣውንታዊ […]

ዜናታት ደንበ ገባቲ ህግደፍ

ምንጪታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ብ06 ሚያዝያ 2015 ባይቶ ሚንስተራት ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ኣኼባ ምክያዱ ተሓቢሩ። እቲ ኣኼባ ኣብ ዞባና ዘንጸባርቕ ዘሎ ቅልጡፍን ኣገዳስን ምዕባሌታት መሰረት ጌይሩ ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ማለት ዞባዊ ውድዕነት፡- ህልዊ ኩነታት የመንን ዝካየድ ዘሎ ደብዳብን፡ ውሽጣዊ ኩነታት ኤርትራ፡ ኩነታት ደንበ ተቓውሞ ምዝታዩ ተገሊጹ።   ንህልዊ ኩነታት ዞባና ብዝምልከት፡- ኣብ መጨረሻ […]

ሕዝባዊ መግለጺ-ስዊደን

ሰባር ዜና ካብ ሃገረ ስዊደን/ Breaking News ደንበ ተቃውሞ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኤርትራ ንመበል 24 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብሓባር ከኽብሩ ተሰማሚዖም By :SESADU/ Swedish- Eritrean Community For democratic Partnership[1]     ጽላል ስዊደናውያን/ኤርትራውያን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ትማሊ ቀዳም ዕለት 18 ሚያዝያ 2015 ናይ ኣባላት ኣኼባ ኣካዪዱ። ኣብዚ አኼባ እዚ ካብቶም ወሪዶም ዝነበሩ ዛዕባታት እቲ ቀንዲ መካትዕን መዛረብን […]

ኣየወ ተሓጓሚ ከሎ ተሓዚ ይጎስዕ (መልሲ ንኣቶ ብርሃነ ኣብራሃ)

ይቕሬታ ንኣንበብቲ፡ እቲ ጭዋ ባህልና ከኽብር ኢለ’የ እቲ ክትጽየፍዎ ትኽእሉ ቃል ብጉሳዕ ዝቐየርኩዎ-እምበር እንታይ ንምባል ምዃኑ ኣይጠፍኣኩምን። ዝተሓጉመ ቁሕም ኣቢሉዋ ስቕ እንተበለ’ሞ ተሓዚ ጎሲዑ-ጎሲዕኩም እንተበለስ ኣኸጃህ’ዶ ኣይኮነን? ካብ ሓደ መግለጺ ናይ ኤስደለ ቅንጭብ ኣቢሉ ብስም ኣቶ ብርሃነ ኣብራሃ ኣብ ሓርነት ዶት ኮም ዝፈነዎ ጽሑፍ ኣንቢበ ብርዐይ ከልዕል ተገዲደ። ሽግርና ኣብቲ ናይ ሓባር ጨፍላቒና ጥራሕ ዘይኮነስ […]

መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 2ይ ዓመት መስዋእቲ ብጻይ ዶር. በየነ ኪዳን

መራሒናን ብጻይናን ሓርበኛ ዶር. በየነ ኪዳነ፡ ብዕለት 05 ሚይዛያ 2013 ተሰዊኡ፡ ልክዕ ከም’ዛ መዓልቲ’ዚኣ ዕለት 16 ሚያዝያ 2013 ድማ ብብጾቱን ፈተውቱን ከምኡ’ውን ብኣማእት ዝቝጸሩ ሃገራውያንን ተዓጂቡ ብዓቢ ስነ ስርዓትን ዝተፈነወላ ዕለት ኢያ።   ሓርበኛ መራሒና ንመዋእል ተዓጢቕዎ ዝተጓዕዘ ፍልጠት፣ ልቦና፣ ህዝባዊ ሓልዮት፣ ሃብታም ተመክሮን ምልስ ኢልና ንድሕሪት ክንጥምት እንከለና: ውድብና ግ.ሃ.ድ.ኤ ዘይትካእ ዓቢ መትከላዊ መራሒ […]

ሪፖርታጅ መዓልቲ ከቢረ 2015 ኣብ ስቶክሆልም

ብዕለት 28/03/2015 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን ”መዓልቲ ከቢረ 2015” ተኻዩዱ፡፡ እዚ ብምትሕብባር ማሕበር ብሄረ ጀበርቲ ኤርትራውያን ኣብ ሽወደንን ማሕበር ከቢረ ንረዲኤትን ልምዓትን ጨንፈር ሽወደን ዝዳሎ ኣብ መአከቢ ኣደራሽ kista Träff ኢዩ ተኻዪዱ፡፡ ኣብዚብዙሓት ኤሪትሪያውያን ዝተሳተፍዎ ኣጋጣሚ፡ ነቲ መዓልቲ ንምምዕራግ ዝተፈላለዩ መደባት ተኻዪዶም፡፡ Read More>>>J K ሪፓርታጅ መዓልቲ ከቢረ 2015 ስብ ስቶክሆልም ሽወደን done

መበል 66 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ መስዋእቲ ከቢረ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዘኪሩ ፥

መበል 66 ዓመት ዝኽሪ መዓልቲ መስዋእቲ ቀዳማይ ሱዉእ ኤርትራ ብኽብ ዝበለ ዝነስርዓት ተዘኪሩ ፥ ኣብቲ ስነ ስርዓት ስራቤት ስዉእ ሸክ ዓብደልድር ከቢረ ውሲኽካ ሓለፍቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ሓለፍቲ ኤዲኬ  ኣቦ ወንበራት ውድባትን ካድራትን ውድባትን ምስ ፈተወቲ ቃልሲ ኤርትራ ን ዕዱማት ኣጋይሽን  ኣብ ዝተረኽብሉ ኣጋጣሚ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ሓው ዓብዱራሕማን ጣሃ ኣብ […]

The turbulent swell of hell

   The turbulent swell of hell Susannah Tarbush

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net