Archive for: April, 2015

መዓልቲ ጀበርቲ 2015 ብዉዕዉዕ ኣገባብ ተኻዪዱ

ካብ ዝተፈላለዩ ኩርነዓት ዓለም፡ ብፍላይ ከኣ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዝተወከሉ ኤሪትሪያውያን ደቂ ብሄረ ጀበርቲ ዝተሳተፍዎ፡ኣብ ትሕቲ ”ጀበርቲ እንሕበነሉ ብሄርና፡መርኣያ ዘይምንዛዕ መንነትና” ዝብል ቴማ፡ዉዕዉዕ መዓልቲ ጀበርቲ 2015 ኣብ ሞንሸንግላድባክ-ጀርመን ኢዩ ተኻዪዱ፡፡ መዓልቲ ጀበርቲ ዓመት-ዓመት ዝካየድ ኮይኑ፡ እዚ ናይ ሎሚ ዓመት መዓለቲ ጀበርቲ ካብ 02 ክሳብ 05 ኣፕሪል 2015 ዘሎ እዋን ኢዩ ተኻዪዱ፡፡ መዓልቲ ጀበርቲ ካብ […]

ርሑስ በዓል ፋሲካ

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ብኣጋጣሚ በዓል ፋሲኻ ንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ፡ ርሑስ በዓል ክገብረሎም ምንዮትና ንገልጽ። ዝመጽእ በዓላትና ድማ፡ ምልካዊ ስርዓት ምስ’ቲ ንሱ ዘሳበቦ መከራን ጸገምን ኣልጊሱ፡ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ብምትካል፡ ሰላምን ቅሳነትን ራህዋን ኣብ ሃገርና ክነግስ ሰናይ ትምንቲና ንገልጽ። ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግ.ሃ.ድ.ኤ ********************************************* تهنئة بمناسبة عيد الفصح المجيد يسر جبهة […]

ርሑስ በዓል ፋሲጋ 2015

   ኤርትራዊ ሰምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ኣብ ውሽጥን ደገን ንዝርከብ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ ክርስትና፡ ንደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ድማ ብፍላይ ርሑስ በዓል ፋሲጋ 2015 ዝብል መልእኽቱ የመሓላልፍ። በዓል ፋሲጋ 2015 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ስደትን ንዝርከብ መላእ ህዝብና በዓል ሰላም፡ ፍቅሪ፡ ስኒት፡ ምትሕቑቓፍን ምትሕግጋዝን ክኸውን ድማ ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።   ኤርትራዊ ስምረት […]

ወዱ ንኢሳይያስ ምስ ኣርባዕተ ርእሱ ካብ ኤርትራ ክሃድም ፈቲኑ

ኣስመራ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብሰንኪ’ቲ ንምልካዊ ምሕደርኡ ዝፈታትኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተኸስቱ ዓበይቲ ተረኽቦታት፥ ኣብ እዚ ዘይበሃል ሃውተታ ኣቲዩ ምህላዎ ተፈሊጡ።  እሙናት ምንጭታትና ከም ዝሓበርዎ፡ ወዱ ንመላኺ ኢሳይያስ ብርሃነ ዝተባህለ ከምኡ’ውን ወዳ ነታ ፍልጥቲ ድምጻዊት ኣብረሀት ኣንከረ ( ጓል ኣንከረ)  ዝረከብዎም 4 መንእሰያት ናብ ሱዳን ገጾም ክሰግሩ ብሓይልታት ዶብ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከም ዝተታሕዙ ተፈሊጡ። ናይ ምህዳም […]

‘African Titanics’: A Book to Humanize the Reader

BY MLYNXQUALEY on APRIL 7, 2015 There are at least a half-dozen ways you could read the English version of African Titanics, depending on how — and with what — you approach it: The short novel, written by Eritrean novelist AbuBakr Khaal (2008), and ably translated by Charis Bredon (2014), could be read as a “there but for the grace of […]

ንመበል 20 ዓመት ልደት ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ደምሓኩኤ) ምክንያት ብምግባር፡ ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝተዋህበ ናይ ዮሃና መግለጺ

ዝኸበርካ ኣቦ-ወንበር ደምሓኩኤ፡ ተጋዳላይ ቀርነልዮስ ኦስማን ዝኸበርኩም ጀጋኑ ተቓለስቲ ኣባላት ደምሓኩኤ ዝኸበርኩም ዕዱማት ኣጋይሽ   ፈለማ፡ ነዚ ክቡር ታሪኻዊ ዕለት’ዚ፡ ብከምዚ ድምቀት ከተኽብርዎ ምብቃዕኩም፡ እንቋዕ ሓጎሰኩም! እንቋዕ ሓጎሰና! ውራይ ኩላትና እዩ’ሞ፡ ንኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ወኪለ፡ ዮሃና! …..ክብለኩም እንከለኹ ዝስመዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን፡፡   ዝኸበርኩም ተጋበእቲ ብጾትን ዕዱማት ኣጋይሽን! ኣብዚ ታሪኻዊ ውድባዊ ሰሚናርኩም እተካይደሉ […]

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼብ ግ.ሃ.ድ.ኤ ኣብ እስራኤል

ኣብ ሃገር ኢስራኤል ከተማ ተልኣቪቭ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር እስራኤል ዝተጸወዐን ብኣባል ፈጻሚ ኣካል ግ.ሃ.ድ.ኤ ብጻይ ገዛኢ ኪዳነ ዝተመርሐን ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ብዓርቢ ዕለት 03/04/2015 ተኻይዱ። ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም መልእኽቲ ብብጻይ ኣድሓኖም ተኽለንኪኤል ድሕሪ ምቕራብ፡ ብጻይ መምህር ኣብርሃም ጉዕሽ ወልደገብርኤል ንጨንፈር እስራኤል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ  ወኪሉ መልእኽቲ  ጨንፈር ኣስሚዑ። ድሕሪ ቃል […]

ስውእ ገብሪሂወት ወዲ ሕምብርቲ ( ወዲ ሕምብርቲ)

ዝከበርኩም ክቡራት ደለይቲ ፍትሒ ታሪኻውን ፍትሓውን ኣብ መትከሉ ነቕ ዘይብል ጅግና ሓርበኛ ስውእ ገብሪሂወት ሕምብርቲ ስእሉ ንኽረክብ ዘይ ሓተትክዎን ዘይ ፈተሽኩዎን ኣይ ነበረን ናይ ጅግና ስእሊ ደበኽ አሉ ኣብ ፌስቡክ መስጅ ናተይ በቲ ጅግና ገዲም ተቓላሳይ መስፉን መንግስቱ ተላኢኹለይ ክሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ሰነድ ቃልስና ብጉቡእ ዝዕቅቦ ዘሎ መስፉን መንግስቱ ድማ ከተሞጉሱለይ ብትሕትና ይሓተኩም ክብሪ […]

ኣብ በይ ኤርያ ካሊፎርነያ ንመስርሕ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንምዕዋት መራሕቲ ጫንፈር ብዲሞኩራስያዊ ኣጋባብ መሪጾም

          ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲመኩራስያዊ ለውጢ ተቐማጦ  በይ ኤርያ  ካሎፎርነያ ኣብዚ ማዓልቲ ምርጫ ጫፈሮም ፤  ነቲ መተካእታ ዘይቡሉ ጽላል ናይ ሓባር መቃለሲ ባይታ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንኻላኣይ ሃገራዊ ጉባኤኡ ንምዕዋት ካብ ጫንፈር ዝጥለብ ብኹሉ መዳያት እና ኣማላእና  ኣበርቲዕና ክንቃለስ ከም ምዃና ኣብ ኣኸባና ኣስሚርናሉ።            ጫንፈር በይ ኤርያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ […]

ማዓልቲ መስዋእቲ ከቢረ ኣብ ርያድ

ጅምዓት ዕለት 3/4/2015  ሰልፊ ናህዳ   ኤርትራ ጨንፈር ርያድ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣቦ-ስዉኣት ሸኽ ዓ/ቃድር መሓመድ   ሳልሕ    ከቢረ ብዕለት 28  መጋቢት 1949 ብኢድ ካሓድቲ  ዝተፈጸመ መቅተልቲ ኣብ ከተማ   ኣስመራ ብኽብ ዝበለ ዝኽሪ ኣብዒሉ። ኣብ  ማዓልቲ ሽኽ ዓ/ቃድር ከቢረ ዝተሳተፉ ክቡራት ኣጋይሽ ፡  ሶፊያ ሽኽ ዓ/ቃድር ከቢረ( ጓል ስዉእ ሽኽ ዓ/ቃድር ኪቢረ)   ተጋዳላይ መምህር ኢብራሂም ቀደም፡ ብሮፈሶር […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net