Archive for: August, 2015

Award of Excellence ናይ ክብሪ ሽልማት

Those elderly veteran fighters who gave everything they can to their people and nation should be admired and appreciated. According to our culture people say “Nzigeberlka Giberelu wey Ngerelu” which means shorty those who did good deserves at least appreciation for what they did. Bologna Forum always values and appreciates the sacrifice of our fathers […]

Statement: Support the UN Inquiry reports gross human rights violations in Eritrea

We, Eritrean Canadians, are holding a demonstration on August 17, 2015 in Toronto as part of the global initiative led by the Eritrean Communities around the world. In this demonstration, we would respectfully like to bring to your attention the plight of the people of Eritrea both at home and exile. Since Eritrea became independent, […]

ስፖርታዊ ዓወትና ናብ ፖሎቲካዊ ዓወት ክሰጋገር ኣለዎ

ደሓን ይእተዉ ኣሕዋትናን ደቅናን ኣብ “ቱር ደ ፍራንስ “Tour De France” ብብሽግለታ ተወዳዲሮም ኣንጸባራቒ ዓወት ዝተጓናጸፉ መንእሰያት ዳንኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቁዱስን ጸባ ኣስትዮሙና። ኣብ ኩሉ ኩርናዕ ዓለም ዝነብር ኢርትራዊ ካብቲ በብእዋኑ ዝሰምዖ ሕማቕ ወረታት ዋላ’ውን ንቁሩብ መዓልታት ይኹን ባህታ ክሰፍኖ ጌሮም እዮም። እዚ ጥራሕ ግን ኣይኮነን፡ ኤርትራዊ መንእሰይ ቁሩብ ቅሳነት እንተዝረክብ ተዋዳዲሩ ካብ ካልኦት ከምዘይሓምቕ […]

ሓዲሽ ሓበሪታ ኣብ ምሉእ ሰምየንን ኣመርካን ከነዳን ታሓድሶ ተ.ሓ.ኤ

ሓዲሽ ሓበሪታ ኣብ ምሉእ ሰምየንን ኣመርካን ከነዳን ታሓድሶ ተ.ሓ.ኤ ብህዝባውነታ ትልለ ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ገደይም ተቓለስታ እታ ንኹሉ እዝቢ ኤርትራ ብዘይ ኣፋላላይ ዝጸወዓት ቀዳመይቲ ጥይት ዝተኮሰት ብጅግና ሓምድ እድሪስ ዓወተ ኹሉ ዝሳዓቦ መጸዋዕታ’ ህዝብና ካብ ናብ ብሙሉኡ መርሓባ ኢሉ ስለ ተቐበሎ ተ.ሓ.ኤ ብህዝባዊ ተሳትፎን ህዝባዊ ቃልስን ስለ ዝመርሔት ብምዕባሌኣ ኣዋዳድባኣን ኩሉ ብደርባዊ ምስሉ ሓቚፋ […]

Oakland Bologna 2015 Music Concert with Fitsum Zemichael & Others‏

Oakland Bologna 2015 Music Concert with Fitsum Zemichael & Others‏

ቃል መሪር ሓዘን

ብጻይና ዶር. ሮሞዳን ፈረጅ ኢያይ ብሓሙስ ወጋሕታ ዕለት 20.08.2015 ብሃንደበታዊ ናይ ልቢ ሕማም ኣብ ከተማ ሎንዶን (ካናዳ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና። ዶር. ሮሞዳን ብ 3 መጋቢት 1960 ኣብ ከተማ ኣቝርደት ተወሊዱ። መበኣታውን ማእከላይ ቤት ትምህርትን ኣብታ ከተማ ድሕሪ ምምሃር፡ ናብ ስደተ ገጹ ኣሚሪሑ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ሓለብ ብዶክተርነት ሕክምና ተመሪቑ ። ብጻይ ዶር. ሮሞዳን፡ ካብ’ቶም ኣብ […]

ከተማ ርችሞንድ ንፈስቲቫል ህግደፍ ትነጽግ

ምምሕዳር ከተማ ርችሞንድ ካሊፎርንያ ነቲ ደገፍቲ ህግደፍ ዓመት መጸ ፈስቲቫል ዘካይድሉ ዝነበሩ ዓቢ ኣደራሽ ንኸይጥቀምሉ ኣጊድዎም። እዚ ሎሚ ተረኺቡ ዘሎ ዓወት ውጽኢት ናይቲ ደለይቲ ለውጢ በይ ኤርያ ካብ 2010 ኣትሒዞም ዘካየድዎ ዘይሕለል ጻዕሪ እዩ። ህግደፍ ስጋብ ሓሙስ ዕለት 13 ነሓሰ ነቲ ኣደራሽ ክጥቀሙሉ እንተፈተኑ እኾ፡ በቲ ዝተገብረ ጻዕሪ ኣባላትን መሪሕነትን ደለይቲ ባይ-ኤርያ ጠለባቶም ንክንጸግ ተወሲኑ።

ናብ ፌስቲቫል ደሞክራስያዊ ማሕበር መንእስይ ኤርትራ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/ ዝቐረበ መልእኽቲ፣

ዝኽበርካ ኣቦ-መንበርን ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን ግ.ሃ.ድ.ኤ.! ዝኸበርኩም ኣባላት ደሞክራስያዊ ማሕበር መንእስይ ኤርትራ! ዝኸበርኩም ኣባላት ኣሳናዳኢት ሽማግለ ፌስቲቫል ካስል 2015! ዝኸበርኩም ወክልቲ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ዕዱማት ኣጋይሽ!

መርድእ ዕረፍቲ፡ ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ

ትማሊ ሰሉስ ዕለት 11.08.2015 ወይዘሮ ኣበባ ሓጎስ (ሓውቲ ጸሃየ ተኽለሃይማኖት)፡ ብዝወረደን ሕማም ምኽንያት፡ ኣብ ከተማ ኡልም ካብ‘ዛ ዓለም ብሞት ተፈልያ። ንቀዳምን ሰንበትን፡ ሓዘን ዝኻየደሉ ቦታ፡ ኣብ መናበሪ ቤተን ኣብ ክሎስተርሆፍ ቍ. 23፡ 89077 ሶፍሊንገን (Klosterhof 23, 89077 Söflingen) ክኸውን እዩ። ናይ ቀብረን ስነ ስርዓት፡ ንሰሉስ ዕለት 18.08.2015፡ ሰዓት 10 ቅድሚ ቀትሪ፡ ኣብ ናይ ኡሉም ቀንዲ […]

ዓወተ ንኾርዓሉ ጅግና ደኣምበር መሸቀጢ ክኸውን ኣይንፈቕድን!!

ዝነደየ ነጋዳይ’ሲ ሕሉፍ መዛግብቱ ይግጽል ከምዝበሃል፡ ሕጂ ነቲ ኣብ ኢድ ዘሎ መድረኻዊ ዕማም ምእላይ ገባቲ ስርዓት ህግደፍን ብድሕሪኡ እንታይ ይገበር? ንዝብል ንጹር መደባትን ዝጸልመቶም ፖሎቲካዊ ውድባት ንልዕሊ ሱሳ ዓመት ንድሕሪት ተመሊሶም ጉዳይ ጅግና ሓምድ እድሪስ ዓዋተ ንህዝቢ ከም መወደቢ ክጥቀምሉ ሕፍር ከይበሉ ይንቀሳቐሱ ኣለዉ። ድሕረ ባይታ ናይ ሎሚ ጽሑፍና፡- ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ኣይንቕድሚት ኣይንድሕሪት ኮይኑ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net