Archive for: December, 2015

ፍራንክፈርትን ናይሮቢን

ድሕሪ’ቲ ኣሸሓት መስዋእቲ ተኸፊልዎ ዝተረጋገጸ ሃገራዊ ነጻነት፡ ህዝቢ ኤርትራ ከምቲ ሰበ-ስልጣኑ ብሓሶት ዝተማባጽዑሉ ይትረፍ ኣብ ምዕባሌ ሲንጋፖር ክበጽሕ እንተወሓደ ወፊሩ ዝኣትወላ፡ እፎይ ኢሉ ዘዕርፈላ ልዕሊ ኩሉ ከኣ እቶም ዘፍቅሮም ደቁ ብዘይሸለብ ገለብ ዓብዮም ባዕሎም ብዝመደብዎ መጻኢ ዕድሎም ክሰርዑ’ውን ኣይከኣሉን። ህዝብና እቲ ዝበለጸ ትምኒቱ ረኺቡ እንተዝነብር’ውን ነቲ  ኩሉንትናይ ንዓኺ ኢሉ ዝነበሮ ኩሉ ዘወፈየ ህዝቢ ዝንእሶ እምበር […]

ቃል መሪር ሓዘን !!

Date: 02/12/2015 ቃል መሪር ሓዘን !! ጅግና ተቓላሳይ ሱልጣን ዓብዱ ዕልዋን ብሰሉስ ዕለት 01.12.2015 ብሃንደበታዊ ሕማም፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩና። ብኡ ንብኡ ድማ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ።   ብጻይና ሱልጣን ብ 1963 ኣብ ከተማ ጸሮና – ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ተወሊዱ። ኣብ ዕሸል ዕድሜኡ ኣብ መወዳእታ 1977 ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንክቃለስ ተሰሊፉ። ካብ’ቲ […]

Network of Eritrean Women Statement on the Frankfurt and Nairobi meetings on democratic transition in Eritrea

Massive demonstrations held in Geneva and New York last June and October respectively have proven that Eritreans can act coherently to make their voices heard despite political differences. The National Consultative Conference, held in Nairobi on 27-29 November 2015 and the foregoing preparatory meeting in Frankfurt constitute an overdue step in the right direction as […]

Call for generla meeting inclusive of all Eritrean   justice seekers living in greater TORONTO area (GTA) and surrounding cities

History shows that Eritrean justice seekers living in GTA and surrounding cities have played a leading role in confronting the dictatorial regime of Eritrea and its operatives in Toronto. We have highlighted the plight of Eritreans who were forced to leave their beloved country and family but fell into the hands of human traffickers or […]

ሓቂ ምቕባርስ ኣይንጣቋን!!

ቀዳማይ ክፋል ኣኼባ ኣቃቂ ተዛዚሙ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝቆመሉ ግዜ ሓደ ንኮምሽን ካብ ዝተመዘዙ ኣባላት ንነፍስሄር ኣቶ መለስ ዜናዊ ከምዚ ክብል ሕቶ ኣቕሪቡ ምንባሩ ይዝኽር። ብገለ ዜጋታትና ህወሓት /ኢህወደግ/ ጽቡቕ ናይ ኤርትራ ኣይብህጉን ኢዮም ወይ ከኣ ድኽምቲ ኤርትራ ክትህሉ ኢዮም ዝደልዩ ዝብል ስኽፍታታትን ጥርጣሬታትን ኣሎ። ነዚ ጉዳይ’ዚ መልስኻ እንታይ’ዩ? ኢሉ ሓተተ። ነፍስሄር […]

Nairobi Declaration 2015 On democratic transition in Eritrea‏

Nairobi Declaration 2015 On democratic transition in Eritrea 1. A highly centralised authoritarian dictatorship exists in Eritrea. No constitution exists in the country, and there have never been any parliamentary elections, whether local or national, leaving the country with no legislative body or representative government. Rule of law is absent; basic human rights are denied; […]

በይ ኤርያ ኤርትራውያን “ሓርነትና ንምውሓስ ፡ ሓድነትና ነጠጥዕ”

በይ ኤርያ ኤርትራውያን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብስምምዕን ኣውንታዊ ራኢን ናይ ኩሎም እቶም ኣብ በይ ኤርያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ናይ ለውጢ ሓይልታት ምርኩስ ጌሩ ዝተመስረተ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምንጋስ  ብኹሉ ዓቕሙ ዝሰረሕ ዘሎ ምትእኽኻብ ‘ዩ። እዚ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ሕዳር 2013፡ ድሕሪ እቲ ኣብ ላምፐዱሳ ዘጋጠመ ዝስካሕክእ ሞት ኣስታት 400 ኤርትራውያን ብስሩዕ መሪሕነቱ መሪጹ ስርሑ ዝጀመረ ንሓድነትን […]

ደምዳሚ መግለጺ ህዝባዊ ዘተ አብ ከተማ ከሎን/ጀርመን

ቀዳም ዕለት 28/11/2015፡ ካብ  ኖርድ-ራይን-ዌስትፋልያ፣  ካብ ሄሰንን ካብ ባደን-ጉተንበርግን ዝመጹ ኤርትራውያን ዝተሳተፍዎ  ሰፊሕ ህዝባዊ ዘተ ተኻይዱ። ኣብዚ ብህዱእ መንፈስን፡ ብነዊሕ  ጠመተን ዝተሰላሰለ ፡  ህዝባዊ ዘተ’ዚ፡  ዝተሳተፉ ሰባት፡ ብዓቕሞም ይኹን ብተገዳስነቶም፡ ልሉይ ተራ ዘለዎም ኮይኖም፡ ካብ ተራ-ህዝብን ፡ ካብ ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን፡  ከምኡ ውን፡ ካብ አብ ሃገራዊ ባይቶ ዝነጥፉ ባእታታትን ዘካተተ’ዩ ነይሩ።  እዚ ብርክት ዝበለ ቁጽሪ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net