Archive for: December, 2015

ጋዜጣዊ መግለጺ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ምቋም ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ውጽኢት ዕቱብ ገድላዊ ጻዕሪ ተቃለስቲ ኣካላቱ ዝመስረቱዎ ኮይኑ፡ ዕላማኡ ከኣ፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ዓቕምታት ዝጉስጉስሉን ንድለይቲ ለውጢ ኣብ ክሊ ሓደ ስፊሕ ሃገራዊ መድረኻዊ ጽላል ዝጥርነፍሉን፡ ንዝኽይድ ዘሎ መስርሕ ደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕዋትን ዕማማቱ ውሑስ ንምግባርን ዝዓለመ’ዩ።   ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፡ ኣብ ሞንጎ’ቶም ፖለቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን መንእስያትን ደቂ-ኣንስተዮን ወክልቲ […]

ዓሸራ አብ ኢጣሊያንን ግሪኽን ምሓብ ደገኛ ድዩ ?

ኩብራት አሕዋት ሕብረት ኤውሮፓ፣ ካብ ኢጣሊያን ግሪኽን ካብ ዕለት 16 መስከረም 2015 ኣትሒዞም ንዝመጹ ስደኛታት፣ ኣብ “ሆትስፖት”(hotspot) ዝበሃል ሓድሽ ፕሮግራም፣ ንኤርትራውያንን ካልኦት ስደኛታትን ኣብ ምትግባር ትርከብ። እዚ ፕሮግራም፣ ነቶም ስደተኛታት ናብ ዝተፋላለያ ናይ ሕብረት ኤውሮፓ፣ ዓድታትእዮም ዝወስድዎም ዘለዋ። ስጋዕ ሕጂ 90% ናብተን ዝደልይወን ዓድታት እዩ ዝበጽሖም ዘሎ። መብዛሕቶም፣ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ፣ ኣብ ላምፔዱዛ ዝኣተዉ ኤርትራውያን […]

ጅግና ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት ኣብ ልብና ንዘልኣለም ክትነብር ኢኻ

ሓርበኛ  ተጋዳላይ ኢዮብ ብስራት ድሮ ካብ ዝስዋእ 6 ዓመታት እነሆ ሓሊፉ። ብጻይ ኢዮብ ብዕለት 24 ታሕሳስ 2009 ኢዩ ተሰዊኡ፡ ብዕለት 07 ጥሪ 2010 ከኣ ብብጾቱን ፈተውቱን ከምኡ’ውን ብኣማእት ዝቝጸሩ ሃገራውያንን ተዓጂቡ ብዓቢ ስነ ስርዓትን ዝተፈነወላ ዕለት ኢያ።   ብጻይ ኢዮብ፣ ካብ ግዜ ንእሰነቱ ኣትሒዙ ክሳብ ዕለተ መስዋእቱ፣ ልዑል ፍቕሪ ህዝቡን ሃገሩን ተዓጢቑ፣ ንነብሰይ ይጥዓመኒ ከይበለ፣ […]

Stockholm Seminar Report

By EFDM- Sweden Branch The Eritrean Federal Democratic Movement has conducted a public open seminar for the Eritrean Forces for democratic change in Stockholm on 19th, Saturday 2015 at the Kista Hall in the afternoon and has held it up to seven in the evening.   The theme of the seminar was , Dialogue for […]

ዕድመ ንሓዲሽ ዓመት አብ ከተማ ኰለን/ጀርመን

ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር፦ ዓመት 2015 አፋኒና 2016 ንምቕባል አብ ድርኲኺት አሎና፣ እሞ ሓዳስ ዓመት 2016 ብሓባር ንምኽባርን ንምብዓልን ንኵልካትኩም ናብ ከተማ ኰለን ቅርብያ ዘለኩም ተቐመጥቲ NRW ብክብሪ ንዕድም። አብ ናይ ሎሚ ዓመት ናይ ሓዳስ ዓመት በዓልና ንአኻትኩም ንምስትእንጋድ ብክብ ዝበለ ምቅርራባትን ድምቀትን ናይ ደረፍቲ ኰነ ናይ መግብን መስተን መደባት ተታሒዞም አሎዉ። ብኡ መጠን ከአ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ግሃደኤ ኣብ ጀርመን !!

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ መቐጸልታ ነጻ መድረኽ ፈስቲቫል ካስል ናይ 2015፣ ንቀዳም ዕለት 30 ጥሪ (January) 2016 ኣብ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት – ሃገረ ጀርመን ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ከም ዘሎ ነበስር፣ ንጽባሒቱ ሰንበት ድማ ገምጋም ናይቲ ሰሚናር ብምክያድ ተሳታፋይ ሰሚናር ናይ ሓባር ተረድኦ ሒዙ ከውጽእ ከም ዘለዎ ክግበር ኢዩ። ኣብዚ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ብዙሓት […]

ኣገዳሲ ጉዳያት ኣብ ምሕናጽ መስርሕ ምትእምማን

ብፍስሓ ናይር ኣድላይነት ናይ ምትእምማን ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብሓፈሻ ፣ ብፍላይ ድማ በቶም ኣብዚ ግዜዚ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንዝቃለሱ ዘለዉ ማሕበራትን ፖሊቲካዊ ውድባትን፣ ብዝሕ ተዘሪቡሉን ተጻሒፉን ኢዩ፣ ብተግባር ግን ኣብ ባይታ ኣብ ስራሕ ይርኤ የለን፡፤ እንተኾነ ግን ኣብዚ( It is important to evaluate and assess to ensure ” windows of opportunity” ህልዊ ኩነታትና እቲ ዝሓለፈ ክንምዝንን […]

ገምጊሙ አኼባታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ልፍንቲ

ገምጊሙ አኼባታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ልፍንቲ 01 – 15/12/2015 ERITREAN NATIONAL COALITION   አብ ዝሓለፈ ሰሙናት ፈጻሚት አካል ኤርትራዊ ሃገራዊ ልፍንቲ ተደገጋሚ አኼባታት ብምግባር ኩነታት ሃገርናን፡ዞባናን፡ዓለምናን ብዕሙቀት ገምጊሙ። ሎሚ ኩነታት ሃገርና ዘይፈልጥ የሎን። እንተዀነ ግን ብናህሪ ተጠርኒፉ ከይብገስ  ዝዓገቶ ነፍሰ ምትእምማን ስለ ዘይገበረ እዩ። እዚ ዋላ ሓቕታት እንተሃለዎ፡ ቅድሚ ህዝብን ሃገርን ምድሓን ዝዀነ ዝግበር ፖለቲካዊ ፍልልያት […]

Book Review : “The Fighter’s Letter”

The Fighter’s Letter, a novel by Paulos Natnael, is a radical book based on factual story about the Eritrean Revolution for national independence. Publisher: Africa World Press & Red Sea Press – Trenton, NJ, USA Publication year:  2015 ISBN: 978-1-56902-410-2 (HB), 978-1-56902-411-9 (PB) Number of pages: 289 The novel deals with the mammoth task of […]

ዘይሓሰብካዮ ርኸብ

ኣይመርገም ኣይምርቓ ህዝቢ ኤርትራ ምረት ባዕዳዊ መግዛእቲ ዒቕ ኢልዎ ነቲ ብሰላማዊ ቃልሲ ኣቢሉ ጸማም እዝኒ ዝተዋህቦ ፍትሓዊ ሕትኡ ንምምላስ ብረት ኣልዒሉ ነቲ ከቢድ ዋጋ ዝሓትት መስርሕ ብረታዊ ተጋድሎ ክጅምር እንከሎ ነዚ ሎሚ ሃገርና ተሕልፎ ዘላ ሓሳረ መከራን ግፍዕን ንምርኣይ ኣይኮነን ተቓሊሱ። ንሃገራዊ ናጽነትን ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት ዝሕለወላ ሓንቲ ኤርትራ ንምርኣይ ኢዩ ነይሩ ባህጉ። እንተኾነ ግን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net