Archive for: February, 2016

ዑደት ልኡኽ ግሃድኤ ናብ ርእሰ ከተማ ሃገረ ጣልያን

ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ንምርግጋጽ፣ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ዝካየድ ዘሎ  ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ኣናደየበ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ከም ወትሩ፡ ኣብ ቀዳማይ መስርዕ ተሰሊፉ “ድሕነት ህዝብን ሃገርን” ዝብል ጭርሕኡ ተሓንጊጡ ፡ ነቲ ዝካየድ ዘሎ ዘይሕለል ቃልሲ ደላይ ዲሚክራስያዊ ለውጢ ንምዕዛዝ፣ ኣብ ኣድማዒ ስራሕን፣ ኣውንታዊ ተበግሶታትን ተዋፊሩ ምህላዉ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ […]

ኣለና ገና ተፋሊጥና ኣለና

ኲኖ ወጎኑን ኲኖ ዓልየቱን ኲኖ ሃይማኖቱን ዘይ ጥምት ኤርትራዊ ጸቢብ ብዋጋ ሓደጋ ምእሳር መራሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሓው ሕስየን ከሊፋ ክዓብዩ ዝደልዩ ኣይ ተሳእኑን እዚኦም ጸበብቲ የዕኑድ ሞቖምያ ኤርትራ ዘይፈልጡ ጸበብቲ ተበለጽቲ ተዓዚብናዮም ኣሎና  ሰተት ካኣ ኣይነብሎምን ኢና ። እቶም ኲኖ  ዓልየቶም ኲኖ ወገኖም ኲኖ ሃይማኖቶም  መቖምያ የዕኑድ ኤርትራ ዝፈልቱን ተሓላቕነት ሓልዮት ዘለዎም ኤርትራዊ […]

ኣገድሲ ሰሚናር ኣባላት 2 ምሓዙት ውድባት ኣብ ስቱትጋርድን ከባቢኣን፡

ኣባላት ምሓዙት ውድባት ግንባር ሓገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪን: ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገርን ጨንፈር ስቱትጋርድ: ሎሚ ዕለት 06.02.2016 ኣገዳስን ውጽኢታውን ሰሚናር ኣካይዶም:: መሰረታት ናይ ክሊቲኡ ምሓዙት ውድባት፡ ንኹነታት ተቃውሞ ደምበ ብሓፈሻ ኩነታት ነዚ 2 ምሓዙት ውድባት ከኣ ብፍላይ ምውቅ ምይይጥ ኣብ ዘካየደሉ እዋን፡ ኣቶኪሩሉ ዝዋዓለ ዘተ፡ ሓድነት እንኮ ምርጫ ክም ምኻኑ መጠን ብዘይ ሓድነት ህዝቢ […]

Free Freedom Fighters Husen Kelifa & Abdella Hamdai

ERITREAN  PROGRESSIVE  PARTY Free Freedom Fighters Husen Kelifa-Chairman E.L.F Abdella Hamdai- Executive Committee Eritrean Progressive Party its surprise and shocked regarding the arrest of freedom  fighters chairman E.L.F-Husen Kelifa and Abddellah Hamdoi Executive Committee of the E.L.F.   Eritrean Progressive Party is trying too hard to talk to [Sudanese Government]to release of the two Eritrean leaders […]

ቀዳማይ ክፋል ብዕለት 29/01/2016 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ንኣስታት 9 ሰዓታት ዝቐጸለ ውድባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ብዓወት ተሰላሲሉ። እቲ ሰሚናር ብኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን ብጻይ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያምን ብብጻይ መሓመድ ስዒድ መፍለስ ኣቦ መንበር ስክረታርያ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤን ዝተመርሐ ኮይኑ ብርክት ዝበሉ ኣባላት መሪሕነት ውድብን ካብ ጀርመንን፣ ሆላንድን፣ ስዊስን፣ ዳንማርክን ሽወደንን፣ […]

Press Release

Press Release Eritrean Liberation Front UK – London about the circumstances of the detention of the Sudanese authorities militant commander Hussein Khalifa, chair person of the front and  the struggling colleague Abdulah  Saleh Hamdoy Member of the Executive Committee   Summoned the Sudanese security authorities in January 30 fighter Hussein Khalifa to offices under detention […]

ተመን ኣብ እግርኻ በትሪ ኣብ ኢድካ!!

ተመን ኣብ እግርኻ በትሪ ኣብ ኢድካ!! መልእኽቲ ሰራዊት ሕድሪ፡ ተመን ዝኣክል መርዛም እንስሳ ኣብ እግሩ ተጸጊዕዎ ከሎ፡ ዝገብሮ ዝሕርብቶ እሞ፡ ናብ ማዕድኡ ዘሎ ኣድህዩ እንታይ ክገብር ዝብል ሰብ ኣብ መንጎና ከም ዘየሎ ፉሉጥ አዩ፡፡ የግዳስ እዚ ብምስላ ተሰንዩ ምሉእ ኣበሃህልኡ ንዘጓነፈካ ተጻይ፡ ብትብዓት ግጠሞ ዝብል ኣበሃህላ ኣበው፡ ሽግር ገጢምካ እንምበር ሃዲምካ ከም ዘይስዓር የነጽረልና፡፡ እሞ’ኸ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኸባ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት!!

ብብጻይ ዑቑባዝጊ ድቡስ፡ ኣቦ መምበር ውድብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ  ኣኼባ  ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተዳልዩ ምህላዉ ብዓቢ ተገዳስነት ንሕብር። ኩሉ ደላይ ፍትሒን መሰረታዊ ለውጢን ነዚ ተዳልዩ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባ ብተገዳስነት ክካፈሎን፡ ብምሉእ ናጽነት ሓሳቡን ርእይቶኡን ከፍስስ፡ ክበርህ ዝደልዮ ሕቶታት ክሓትት ይዕደም።   ኣጀንዳ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ፡- ሓፈሻዊ ኩነታት  ህዝብናን ሃገርናን […]

NCC Ad hoc Contact Organ Meeting in Houston‏

NCC Ad hoc Contact Organ Meeting in Houston‏  

Eritrean rebels raid military base, kill intelligence agents

Fighters of the Red Sea Afar Democratic Organization at the frontline January 26, 2016 (ST Photo)

By Tesfa-Alem Tekle January 28, 2016 (MANDA/ ETHIOPIA) – An Eritrean rebel group known as the Red Sea Afar Democratic Organization (RSADO) claimed on Thursday that killed six government intelligence agents in an early morning strike on forces loyal to president Isaias Afeworki. The rebel group’s leader, Ibrahim Haron told Sudan Tribune the attack was […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net