Archive for: February, 2016

መሪሕነት ግሃድኤ ኣብ ኤውሮጳ ዘካይዱ ዘሎ ዑደት ብምቕጻል ኣብ ፈረንሳ ኣገዳሲ ወግዓዊ ርክብ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ኣብ ሃገራት ኤዉሮጳ  ዘካይዶ ዘሎ ቀጻሊ ርኽክባት፡ ብዕለት 15/02/2016  ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገር ፈረንሳ ፓሪስ  ዕዉት ዑደት ኣካይዱ። ብጾት ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካልን ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳያት ቤት ጽሕፈትን ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳይ ፈረንሳ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ብወግዒ ከም ዝተራኸቡ ተፈሊጡ። ሓለፍቲ ጉያት […]

Bein Gederot / Between Fences

By Avi Mograbi,  Berlinale 2016 https://www.berlinale.de/de/programm/berlinale_programm/datenblatt.php?film_id=201607729#tab=video25   ትዕዝብቲ ብፍረወይኒ ሃብተማርያም/በርሊን-ጀርመን   ትማሊ ዕለት 14.02.2016; ሰዓት 5 ድሕሪ ፋዱስ፡ ተመሃሮይ ክትርእይዮ ዘለኪ ፊልም ካብ እስራኤል መጺኡ ስለ ዘሎ፡ ቲኬት ኣለና ብማለት ዓዲሞምኒ፡ ነዛ Between Fences (=Bein Gederot) እትብል ብAvi Mograbi እተመዝገበት ሃለዋት ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን የሕዋትና ኣብ እስራኤል እትሕብር ክርኢ ዕድል ረኺበ፡፡   ትሕዝቶኣ ብዛዕባ መሪር ናብራ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኸባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት!!

ብኣቦ መምበር ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ብጻይ ዑቑባዝጊ ድቡስ፡ ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ  ኣኼባ  ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ተዳልዩ ምህላዉ ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ህዝብና በዓቢ ፍናን ንሕብር።   ኩሉ ደላይ ፍትሒን መሰረታዊ ለውጢን ነዚ ተዳልዩ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባ ብተገዳስነት ክካፈሎን፡ ብምሉእ ናጽነት ሓሳቡን ርእይቶኡን ከፍስስ፡ ክበርህ ዝደልዮ ሕቶታት ክሓትት ግሃድኤ – ሕድሪ ብኽብሪ […]

መሪሕነት ግሃድኤ ኣብ ኤውሮጳ ዘካይዱ ዘሎ ዑደት ብምቕጻል ኣገዳሲ ርክብ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ፈጺሙ !

ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ላዕላዋይ መሪሕነታዊ ልኡክ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዘካይዶ ዘሎ ዲፕሎማስያዊ ዑደት፣ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካል ዶር. ሃብተ ተስፋማርያምን፣ ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑን ብዕለት 08/02/2016 ኣብ ዋና መደበር  ሕብረት ኤውሮጳ EEAS(European External Action Service) ብምጻሕ ኣገዳሲ ርኽክብ ከምዘካየደ ካብ ከተማ ብሩሰልስ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። መሪሕነት ግሃድኤ ምስ’ቲ ኣብ ትሕቲ ጽፍሒ ኣፍሪቃ […]

ህዝብን ሰራዊትን ኤርትራ ኣብ ዝኸፍአ ሽቑረራ ምህላዉ ተሓቢሩ ተጋዳላይ ብርሃነ ሃይለ ዕራርቦ ምስተወሰደ ደሃይ የብሉን፡፡

ገባቲ ስርዓት ህግደፍ መቐጸልታ ናይ እቲ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ ግዜ ጀሚሩ ክፍጽሞ ዝጸንሐ ንህዝብን ኣባላት ምክልኻልን ዓፊንካ ብምውሳድ ዳሃይ ምስዋር፡ ኣብ ማእከል ህዝብን ቅርዓት ዓድን ብሰደፍ ብረትን በትርን ዝባን ሓፋሽ ምግሃስ፤ ንኹሉ ኣብ ውሽጢ ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ ብዓይኒ ጥርጠራን ምፍርራሕን ብምጥማት ራዕዲ ኣብ ሙሉእ ሃገር ምእታው ይቕጽሎ ኣሎ፡፡    ናይ እዚ ኣብነት ንኣቦይ በርሀ […]

ውድባውን ህዝባውን ሰሚናር ግ.ሃ.ድ.ኤ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ብዓቢ ዓወት ተዛዚሙ

መእተዊ ኩቡራትን ክቡራንን ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ንክንዝቲን፣ ከቢቡና ዘሎ ጸገማት ብንጹር አቐሚጥና መፍትሒታቱ ከነናዲን፣ ንዝተገብረልኩም ዕድመ አኽቢርኩም ግዜኹም ከይ ቆጠብኩምን ድኻሙኩም ከይ ጸብጸብኩምን፣ ካብ ርሑቅን ቀረባን አብዚ ኣገዳሲ ሰሚናር’ዚ ብምስታፍኩም፣ ክብ ዝበለ ምስጋናናን አኽብሮትናን ብምቕራብ፣ ዕዙዝ ሃገራዊ ሰላምታና ነቕርበልኩም። ምስ ወድዓዊ ክውንነት ህዝብናን ሃገርና ኣብዚ መድረኽ’ዚ ዝዛመድን፣ ምስ’ቲ ሃገርና ትሓልፎ ዘሎ ተሃዋሲ ኩነታት ዝሳነ ኮይኑ […]

መግለጺ 6 ውድባት ኤርትራ

ብጉዳይ ማእሰርቲ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ኣቦ መንበር ውደብ ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን፡ ዓብደላ ሓምዶይን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ከም ዝተገልጸን፡ ካብ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም ዝተረጋገጸን፡ ነባር ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋ ኣቦ መንበር ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን፡ ኣባል ፈጻሚት ዓብደላ ሓምዶይን፡ ብሓይልታት ጸጥታ ሱዳን ተሓይሮም ምህላዎም እዩ። ብወገንና እውን ጉዳዩ ብጽሞና ክንከታተሎ ጸኒሕና። […]

Dying to Reach Europe: The African Immigrant Crisis

Reviewed by Aisha K. Nasser African Titanics By Abu Bakr Khaal Translated by Charis Bredin London: Darf Publishers Ltd, 2014. (First published in Arabic by Dar al Saqi, London, 2008.) Media accounts normalize the tally of illegal African immigrants drowning while crossing the Mediterranean. Eritrean novelist Abu Bakr Khaal disrupts this false sense of normality […]

ኣቦ-መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ- ሕድሪ) ኣብ ከተማ ኣንጀ (Anger) ሃገረ ፈረንሳ ኣኼባ ኣካይዱ፡

ኣቦ-መንበር ውድብ ብጻይ ዑቚባዝጊ ድቡስን ዋና ጽሓፊ ሰክረታርያ ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ብጻይ ኣብርሃም እያሱን –  ኣብ ሃገረ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ኣንጀ (Anger) ከባቢኣን ዝቕመጡ መንእሰያት ኤርትራውያን ብዕለት 07-02-2016 ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ኣኼባ ብመንነቶም ምግላጽን ሓድ ሕድ ምፍላጥን እዩ ተጀሚሩ። ኣብ ከተማ ኣንጀን (Anger) ከባቢኣን ዝቕመጡ ሃገሮም ሲኦል ኰይናቶም ተገዲዶም ዝወጽኡ፣ ብዕግበቶም ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ንባዕሉ […]

Why Paradigmatic Shift ?

By Fesseha Nair A paradigm is a model where a certain problem is solved. It is the collection of conscious and unconscious rules or norms dominating it, and which control both the large and small scale individual and group thoughts and actions. Why paradigm shift at this time in the struggle from dictatorship to democracy […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net