Archive for: February, 2016

ጸብጻብ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጀርመን 20/02/16።

ህዝቢ ኤርትራ ካብ ኩሉ እዋን ንላዕሊ ከፊኡዎን ዋሕዚ ስደት ካብ እዋን ናብ እዋን እናነሃረን ይርከብ። ቁጠባዊ ምንቁልቋል ሃገርና፡ ትሕቲ ዜሮ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ዓለም ብዓለሙ ዘተሓሳስብ ዘሎ ፖለቲካውን ቑጠባውን ዲፕሎማስያውን ውድቀት ኤርትራ ኣብ ጎደና ልምዓት ዝምርሹ ምህላዎ ዝገልጹ መራሕቲ ህግደፍ ፖለቲካዊ ስጊንጥርነቶ ካም ምርግጋጽ ንላዕሊ ካልእ ዝጭበጥ ቁምነር የልቦን። እዚ ኣብ ቦትኡ ከሎ ብዘይካ ውግእን […]

መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ምስ ሰልፊ ማሕበረ-ዲሞክራሲ ጀርመን ኣገዳሲ ርክብ ኣካይዱ

ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ  ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ ዘካይዶ ዘሎ ዑደት፣ መሪሕነት ግንባር ሃገርዊ ድሕነት ኡርትራ፣ ሎሚ ሓሙስ ዕለት 25/02/2016 ምስ ዓቢ በዓል መዚ ሰልፊ ማሕበረ-ዲሞክራሲ ጀርመን (SPD) ኣገዳሲ ርክብ ከም ዘካየደ ካብ ከተማ በርሊን ዝበጽሓና ጸብጻብ ሓቢሩ። ብጾት ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካልን፣ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ዝምድናታትን ዝሓቖፈ ላዕላዋይ […]

Eritrean Justice Seekers of GTA is cordially inviting you to:

A. The Demonstration to support the CBC’s investigative Report “THE FIFTH ESTATE” in Eritrea, Regarding Nevsun’s treatment of the Eritrean workers, know as the in humane working condition of our people in collaboration with the brutal Regime.   Date: March 6/2016 starting @12 Pm in front of the Metro Convention Centre. (Down Town) B. The […]

ዝኽሪ ስዉእ ተጋዳላይ ማሕሙድ እስማዒል ኣብ ስቶክሆልም – ሽወደን

ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ማሕሙድ እስማዒል ኣልሓጅ ብሮቡዕ ዕለት 10/02/2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። ስዉእ ማሕሙድ እስማዒል ዳርጋ ዕድሚኡ ብምሉኡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ዝተቓለሰ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ከኣ፣ ንሰንበት ዕለት 28/02/2016 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም – ሽወደን፣ ቃልሱን ተመክርኡን ሓቢርና ንምዝካር መደብ ሰሪዕና ምህላውና ብምሕባር ወከልትን ኣባላትን ፖሊቲካዊ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ከምኡ’ውን […]

ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ኣቦ-መንበር ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፣

ኦውፉይ ሓፋሽ  ህዝቢ ኤርትራ! ምግባእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ከጋጥሞ ዝጸንሐ ዕንቅፋትን ጸገማትን ኣባላት ባይቶን ማሓዙትን ንምፍትሑ ዝተፈላለየ ጻዕርታት ክካየድ ከም ዝጸንሐ ዝፍለጥ እዩ። ንቐጻልነት ባይቶ ክልተ ግዜ ብልዕሊ ኣብዝሓ 2/3 ድምጺ ምግባእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ክናዋሕ ተገይሩ’ዩ። ብድሕሪኡ ክሳብ ጉባኤ ዘሎ ግዚ ሓባሪ-መንገዲ /Road Map/ ሓንጺጹ ኣሎ። ካብዚ ብምብጋስ ዕማማት ምስንዳእ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ፡ ምጽፋፍ […]

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል ካልኣይ ጉባኤ ጨንፈር ኣካይዱ፣

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጨንፈር እስራኤል፣ ካልኣይ ናይ ጨንፈር ጉባኤኡ ዛዚሙ፣ እቲ ብዕለት 19/02/2016 “ባህግና ሓርነት: ማዕርፎና ዓወት!” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ ዝተኻየደ  ጉባኤ፣ ብመሰረት ሕጊ መሪሕ ውድብ እቲናይ’ቲ ዝጸንሐ መሪሕነት ገደብ ግዜ ስለዘብቀዐ፣ ኩሉ ጸብጻባቱን ሕሉፍ ስርሓቱን  ኣጻፊፉን ገምጊሙን ብምቕራብ፣ ሓላፍነቱ ናብ መሰረታት ብምርካብ ናይ ዝቕጽል ግዜ መራሕቶም ብደሞክራስያዊ አገባብ ክመርጹ ጌሩ፣ ጉባኤ […]

ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ጀርመን።

20 የካቲት 2016 ኣቦ መንበር ፈጻሚት ኣካል ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ዕቕባዝጊ ድቡስ፡ ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ፍራንክፉርት ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣባል ፈጻሚት ኣካል ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታት ግሃድኤ – ሕድሪ ብጻይ ፍሰሃጽየን ገብረ፡ ብጾት ኣባላት ኣመራረሓ ባይቶ ኣብረሃም እያሱ፡ ማሕሙድ ዕላጅ፡ ከምኡውን ኣብረሃም ተስፋገርግስን ብኣካል እተረኽቡሉ ሰፊሕ ኣኼባ ኮይኑ፡ ኣህጉራውን ዞናውን ብፍላይ ድማ ኩነታት […]

ክጋደል ኢየ ምባል፡ ንጋደል ምባልን ምግዳልን በበይኑ ኢዩ!!! ካልኣይን መጨረሻን

ሓው ዓወት አብ መጨረሻ ናይ ቀዳማይ ክፋል ዕላልና ብጀካ እቲ ንበርሀ ሃንስ ኣብ ማእከል ዓዱ በትሪ ጌሩ ዛሕ ከብሎ ምርኣይካ ብዛዕባ ……ካብ ኣባላት ስለያ ግንባር መራሒ ጋንታ ዝነበረ ብርሃነ ሃይለ ዝተባህለ ሓዳሩ ኣብ ዓሰብ ዝኾነ ብጻይና ክሓጽብ ዊዒሉ እንከሎ ምስ ወጋሕታ ትራኸብ ኢኻ ኢሎም  ኣብ ልዕሌኡ ዝፈፈጸምዎ ግፍዕታት……. ከተዘንትወልና ኢና ደው አቢልናዮ ኔርና እሞ ቁሩብ […]

ክጋደል ኢየ ምባል፡ ንጋደል ምባልን ምግዳልን በበይኑ ኢዩ!!! ቀዳማይ ክፋል

ዓወት ኢዩ ሽሙ፡ ንመበል 19 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዳርጋ ከም ኩሉ ሰራዊት ኤርትራ ተገፊፉ ድሕሪ ናብ ከባቢ ዓሰብ ኪሊማ ዝበሃል ቦታ ወሪዱ ምዕላሙ ኣብትሕቲ ምልኪ ስርዓት ህግደፍ ክሳብ ጥሪ 15/ 2016 ኣብ ስለያ ግንባር ማእከላይ እዚ ተመዲቡ ከም መራሒ ጋንታ ኮይኑ ከገልግል ጸኒሑ፡ ዓወት ካብ ሎሚ ጽባሕ ክሓይሽ ኢዩ እንዳበለ ብሃገራዊ ስሚዒት ተደሪኹ ንልዕሊ ዓሰርተ […]

ዜናታት ውሽጢ ሃገር

      ምዑታት ኣባላት ግሃድኤ ንህዝቢ ዘለዓዕል ጽሑፍ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዘርጊሖም ትማሊ ምሸት ዕለት 18/02/2016 ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ፣ ህዝብና ፍናኑ ክብ ኣቢሉ ንድሕነቱ ክብገስ ዝጽውዕ ጽሑፍ ኣብ ዋና ከተማና ኣስመራ ከም ዝተዘርገሐ ምንጭታትና ሓቢሮም። እዚ ብምዑታት ኣባላት ውሽጣዊ ስርርዕ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተፈጸመ ስርሒት፣ ካብ ካርቱም ሆተል ጀሚሩ ኣብ ኣገደስቲ ጎደናታትን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net