Archive for: March, 2016

ፈጻሚ ኣካል ግሃድኤ-ሕድሪ 7ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ጀሚሩ

ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ሻውዓይ (7ይ) ስሩዕ ኣኼብኡ ብ26 መጋቢት 2016 ብዘመዊ መራኸቢ ብዙሓን ተጠቒሙ (ተሓጊዙ) ምክያድ ከምዝጀመረ፡ ፈጻሚ ኣካል ኣብ ዝጀመሮ ኣኼባ ብቐዳምነት ኣጀንዳታቱ ሰሪዑ ብዝርዝር ክግምግም ምኳኑ ዝበጽሓና ዜናዊ ጸብጻብ ሓቢሩ፡፡ ፈጻሚ ኣካል፡ ኣብ ኣኼባኡ ብዕምቆት ዝርእዮም ቀንዲ ዛዕባታት እዞም ዝስዕቡ ከምዝኾኑ፡- – ዓለማዊ ኩነታት፡ – ከባብያዊ ኩነታት፡ – ሃገራዊ ኩነታት፡ […]

Abdulrahman Sayed at Eritrean Smerr for Change

Abdulrahman Sayed at Eritrean Smerr for Change

ህዝብና ኣብ ደንካልያን ደሴት ዳህላክን ኣብ ሕሱም ኩነታት ይርከብ !! ጉጅለ ህግደፍ ንራሻይዳ ካብ ቦትኦም የዘናብል !!

ዓሰብ፡ ህዝብና ኣብ ደንካልያን ደሴት ዳህላክን ብሰንኪ ሕጽረት መግብን መድሃኒትን ዝስተ ጽሩይ ማይን ይሳቐ ምህላዉ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ህዝብና ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ብምግፋፍ ዓሰን ብንግድን ዝነብር ምዃኑ ዝተፈልጠ ኮይኑ ብሰንኪ ዘይርጉእ ጸጥታዊ ኩነታት ካብ’ዚ ህያው ስርሑ ቦኺሩ ምህላዉ ኣብ ዝሓለፈ ዜናና ገሊጽና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፣ እቲ ጉዳይ እናገደደ ይኸይድ ምህላዉ ተረጋጊጹ። ምንጭታትና […]

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡

ኩልኹም ፈተውቲ ፍትሕን ሰላምን ዝኾንኩም  ኤርትራውያንን ተቐማጦ ቶሮንቶን ፡

ደምዳሚ መለጺ ስሩዕ ኣኼባታት መሪሕነት ኤስደለ

ካብ ዕለት 6-11 መጋቢት 2016- 3ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ ሽማግለኡ ካብ ዕለት 15

ካብ ምልክታት ራዕዲ ህግደፍ

እቲ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ኩሉ መዳዩ ዝፈሽል ዘሎ ምሕደራ እና ተኸተለ፡ ግን ከኣ ሃገር ናይ ምግባት ባህጉ ዝቕጽል ዘሎ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ መልሓሱን ግብራዊ ኣካይድኡን ዘይቃደዉ ምዃኖም ዝያዳ ዝኽሻሓሉ ቅነ ተተሓሒዝዎ ምህላዉ ጥራሕ ከይኣክል ንባዕሉ ኣብ ሓያል ወጥሪ ምህላዉ ዘነጽር ምንቅስቓስ የርኢ ኣሎ፡፡ ብፍላይ እኳ ምስ እቶም ካብ  ወጻኢ ሃገራት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ኣብ […]

ዝንቡዕ ሓበሬታ ንሓፋሽ ብምሕላፍ ጣቋ ኣይርከቦን

ቁኑዕ ሓበሬታ ምርካብን ምምሕልላፍን ኣብ መዓልታዊ ሂወት ወዲሰብ: ኣብ ከማእዝኖ ዘለዎ ንቕሓትን ንቑሑነትን ዓቢ እጃም ይኹን ግደ ኣለዎ፡፡ ብፍላይ እኳ ንዓና ንኤርትርውን ኣብ ጉዳይና ዝተመርኮሱ  ሓበሬታታትን  ርጉጽነቶምን ሓርኢ ተመን ኮይኖሙና ዝነብሩ ዘለዉ ህዝቢ ብምዃና፡ ዝርካቦም እቶም ምስ ቃልሲ ንሓርነትና ዝተሓሓዙ ፍጻሜታትን ዝትንክፉ ሓበሬታታትን ሩጉጻት ኣብ ርእሲ ክኾኑ ምግባእ፡ ኣብ ኣቀራርበኦም ንረብሓ ኣብ ምውሳኽ ፍናን ቃልሲ […]

ሰፊሕ ሓበሬታ ኣብ ሃገራውን ውድባውን ኩነታት፡

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ብ18 መጋቢት 2016 ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ባይቶን ካድራትን ኣብ ዝተረኽብሉ ሰፊሕ ናይ ሓበሬታ ኣኼባ ክካየድ ከምዝወዓለ፡ ቀንዲ መዘራረቢ ዛዕባታት ከኣ ህልዊ ኩነታት ሃገርና፡ ውድብናን መስርሕ ልፍንታዊ ሽዱሽተ ፖለቲካዊ ውድባትናን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን  ኮምኡውን  ደምበ-ተቓውሞን ብዝምልከት ዝርዝር መግለጽን ሓበሬታን ብዝምልከቶም ኣካላት ምስ ተዋህበ ድሙቕ ክትዕን መራጎዲ ዘተ ከምዝተካየደን […]

ቃል ግ.ሃ.ድ.ኤ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ

ከም‘ዛ ሎሚ መዓልቲ ቅዲሚ 52 ዓመት ብዕለት 15 መጋቢት 1964 ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ ኣብ መንጎ ጅግና ሰራዊት ሓርነት ኤርትን ጎበጣዊ ሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደላ ዕለት ኢያ።   15 መጋቢት 1964 ሰራዊት ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ፣ ንሰውራና ኣብ ዕሸሉ ከሎ ንምብርዓን ተሃንዲዱ ዝወፈረላ መዓልቲ ነበረት። እንተኾነ ግን እዚ ሰፍ ዘይብል ሓይሊ ሰብን ኣጽዋርን ተሰኪሙ ዝመጸ መግዛእታዊ ሰራዊት፡ […]

Belated Thoughts on Two Very Different (Im)migrant Stories: ‘African Titanics’ and ‘The Maestro, The Magistrate & The Mathematician’

This is my very belated thoughts on two books I read at some point towards the end of 2014 and the beginning 2015 (did I say it was very belated). Two books that I am reviewing not because I intend to draw parallels between them, although there could be some – they do cover themes of […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net