Archive for: March, 2016

ጋዜጣዊ መግለጺ ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ኤስደለ

ፈጻሚ ሽማግለ ኤርትራዊ  ስምረት ንደሞክርስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ካብ ዕለት 06-11መጋቢት 2016 ፡3ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ፈጻሚት ሽማግለ ኤስደለ ኣብ’ዚ ኣኼብኡ ኣብ’ዞም ዝስዕቡ ኣጀንዳታት፥ 1) ኣብ ዓለማውን ከበብያዉን ኩነታትን ንህዝባዊ ቃልስና ዘለዎ ትርጉምን 2). ኣብ ሃገራዊ ኩነታት ብሓፈሻ ኣብ ሀ/ ኩነታት ህዝቢ ኤርትራ ለ/ ኩነታት ገባቲ ስርዓት ህግደፍ 3). ኣብ ህሉው ኩነታት ደምበ ተቓዉሞና ብሓፈሻ፡ […]

ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ብምንጻር፡ ብኩሉ መዳያዊ ዓቕሚ ፊት- ንፊት ብምግጣም ይዕወት።

ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓያል ቃልሲ ኣንጻር ገባቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ኩሉ መዳያዊ ቃልሲ ብምንጻር፡ ብኩሉ መዳያዊ ዓቕሚ ፊት- ንፊት ብምግጣም ይዕወት ብዝብል ፖለቲካዊ ኣምር፡ ቃልሱን መትከላቱን  ካብ ግዜ ናብ ግዜ ናብ ጭቁን ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብመገዲ ወተሃደራዊ ክንፉ ሰራዊት ሕድሪ ኣቢሉ መስመሩ ኣብ ምዝርጋሕ ዝርከብ  ውድብ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፡ ጉሉሕ ዕላማ ዘትሓዞ  ንጹር ራኢ ንመጭባጥ፡ […]

ወርሓዊ ስሩዕ ኣኼባ ኣባላት ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ፡

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ)፡ 6 መጋቢት 2016 ናይ ጨንፈር ስሩዕ ኣኼባ ከምዘካየዱን እቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ከኣ ብብጾት ተስፋሚካኤል ኣርኣያን ፍስሃየ ሃይሉን ከምዝተመርሐን ካብቲ ውዕሎ ዝበጽሓና ጸብጻብ ሓቢሩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ብኣባላት ጠርነፍቲ (መራሕቲ) ጨንፈር፡ በዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ብዝምልከት ኣብ ልዕሊ ህዝብን ሃገርን ዝፍጸም ዘሎ ዕንወትን ብርሰትን፡ ሰፊሕ መብርህን […]

መግለጺ ግ.ሃ.ድ.ኤ. ብምኽንያት ዓለምለካዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ

8 መጋቢት ዓለምለኻዊት መዓልቲ ጓል ኣንስተይቲ ኮይና ንኽትብዕል ዝተገብረሉ ምኽንያት ብትካቦ  ወይ’ውን ንይምሰል ዝተዋህባ ዕለት ዘይኮነስ፡ ፍትሕን ማዕርነትን ንምርግጋጽ፡ ድርብ ምዝመዛን ድሑር ባህላውን ግጉይ ኣተረጓጉማ ሃይማኖታትን ዘስዓቦ፡ ኣብ ልዕሊ ጓል ኣንስተይቲ ዝተፈጸመን ዝፍጸም ዘሎን ግህሰታትን ኣድልዎን ሓንሳብን ንሓዋሩን ጠጠው ንምባል ዘበገሰቶ መሪር ቃልሲ እተብዕለሉን መላእ ፍትሒ ዘቐድም ሕብረተሰብ ዓለም ድማ፡ ሓቢሩ ዘብዕላ ዓለምለኻዊት ዕለት’ያ።    […]

ኣብ ዓሰብን ካባቢኣን ዝነብር ህዝብና ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ይርከብ ኣሎ !!

ኣብ ወደብ ዓሰብን ካባቢኣን ዝረከብ ህዝብና ኣብ ኣዚዩ ሕማቕ ናይ መነባብሮ ኩነታት ከም ዝርከብ ካብ’ቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። ኣብ ዓሰብን ከምኡ’ውን ኣብ ደቡብ ደንካልያ ዝረከባ ዓድታት ከም በዓል  በራዕሶልን ሓርሲለን ካባቢኡን ዝነብር ህዝቢ ብዋሕዲ መግብን ኣፋውስን ነዳድን ካልኦት ቀረባትን ይሳቐ ምህላዉ እቲ ዝበጽሓና ዜና ወሲኹ ኣረጋጊጹ።   ቀንዲ ምንጪ ናይ ማእቶት  ኣብ’ቲ ከባቢ፣ ምግፋፍ […]

The Experience of National Dialogue for Democratic change in Eritrea

By Fesseha Nair Any organization has three levels of action( strategic, management and operative levels) and two methods of steering control from below and control from the above( Decentralization) to advance the work spirit and commitment of all actors in the process of democratization. Here in this article I am not going to deal with […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ምጅማር ስሚናር ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንኩሉም ፖለቲካዊ ውድባት ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ በዝገብረቶ ጽውዒት መስረት፡ ሎሚ ዕለት 05 መጋቢት 2016 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምዕዋት ካልአይ ሃገራዊ ጉባኤ ንረባረብ! ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ፡ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ብተገዳስነት ካብ ዝተፈላልዮ ኩርናዓት ዓለም ዝመጹ ኣቦ መንበራትን ኣባላት መረሕነታትን ፖለቲካዊ ውድባት ኤ.ሃ.ደ.ለ ዝተሳትፍዎ ሰሚናር ብወግዒ ስርሓቱ […]

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ምሕደራ

ፖለቲካዊ መግለጺ መግለጺ ናይ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ምሕደራ ብዛዕባ ግንባር ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ስለምንታይ ደጉንዩ ይወጽእ ኣሎ? ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራሲያዊ ምሕደራ ዝተመስረተሉ ቦታ ኣብ ሳንዲየጎ ሕቡራት ሃገራት ኣሜሪካ እዩ። እዚ‘ውን ድሕሪ‘ቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ነተን ተቓወምቲ ውድባት ሓድነት ንኽገብራ፡ ብሲቪላውያን ማሕበራት ዝካየድ ዝነበረ ኣስተዋጽኦ ዕዉት ድሕሪ ምዃኑ፡ ምስ‘ቶም ካብ ኣሜሪካን ኤውሮጳን ኣብ‘ቲ ኣኼባ‘ቲ ዝተኻፈሉ ኣባላት ድሕሪ […]

ዕዉት ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ ግሃድኤ ንሃገር ጀርመን

ብዶር. ሃብተ ተስፋማርያም  ኣቦ መንበር ፈጻሚ ኣካልን፣ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ሓላፊ ወጻኢ ጉዳይ ቤት ጽሕፈትን ዝቖመ ላዕላዋይ መሪሕነታዊ  ልኡኽ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዕለት 25/02/2016 ኣብ ርእሰ ከተማ ጀርመን በርሊን ምስ ሓላፊ ጉዳይ ኤርትራ ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት  ጀርመን ብምርኻብ ሃናጺ ልዝብ ከም ዘካየደ ዝበጽሓና ጸብጻብ ኣረጋጊጹ።   ኣብ’ቲ ርኽክብ ዝተላዕሉ ዛዕባታት ንህልዊ ኩነታት ሃገርናን፣ […]

መግለጺ 6ተ ፖሎቲካዊ ውድባት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሰሚናር 5 መጋቢት-2016

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶና፡ ብውሳኔ ህጹጽ ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶኡ መሰረት፡ 2ይ ሃገራዊ ጉባኤኡ 15 ነሓሰ 2015 ክካየድ ክምዝነበሮ ኩላትና እንዝክሮ ሓቂ እዩ። ይኹን’ምበር፡ ኣሰናዳዊት ሽማግለ ንሽርክና ኩሉ ዝሓቁፍ ባይቶና ዝብትን ንድፍታት ኣዳልያ፡ ሕጋዊ ኣገባብን ኣሰራርሓን፡ ዝተበጽሐ ፖሎቲካዊ ስምምዕን ብምጥሓስ፡ ነቲ ባይቶና ንምሕዳስ ዝነበረ ዓቢ ትጽቢት ኣብ ሓደጋ ከምዘውደቐቶ ዘይሰሓት እዩ። 6ተ ውድባትና ካብ’ቲ እዋን’ቲ ጀሚሮም፡ ነዚ ቅልውላው’ዚ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net