ቀዳማይ ጉባኤ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ መሰል ርእሰ-ውሳኔ ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዘየዋላውል መሰል ኢዩ አብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ አብ ከተማ ሰመራ ክልል ዓፋር ኢትዮጰያ ተዛዚሙ፡፡
እቲ አብ ግንበት 2009ዓ.ም.ፈ መስራቲ ጉባኤኡ ዘካየደ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ቀዳማይ ጉባኤኡ ሎሚ ዕለት 26መስከረም 2011 አብ ከተማ ሰመራ ዓፋር ክልል ኢትዮጰያ ብወግዒ…










