Latest news

Notices

ደገፍ ን ሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ

ንዕለት 26መስከረም  ኣብ ከተማ  ኒውዮርክ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር መራሒ  ስርዓት ህግደፍ ውልቐመላኺ   ኢሳያስ ኣፈወርቒ ንምግባር ተመዲቡ ኣሎ።  ኣብ  ሃገርና ሕዝቢ ተዋሪዱ መንእሰያት ብሩህ…

By farajatPublished
News

Eritrean Cultural Forum in Birmingham

ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም   On the occasion of Golden Jubilee on the 50th Anniversary of Eritrean Struggle, Eritrean Cultural Forum in Birmingham…

By farajatPublished
Articles

ኣብ ኢዩብልያዊ በዓል ሓደ መስከረም ኣብ ፍራንክፎርት ብብጻይ ነጋሽ ዑስማን ዝቐረበ ቃል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ዝኸበርኩም ብጾት ኣባላት ግ.ሃ.ድ.ኤ ዝኸበርኩም ወከልቲ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ናይ ዜና ማዕከናትን ዝከበርኩም ወከልቲ ቁንሱላዊ ቤት ጽሕፈት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ኩቡራት ዑዱማትና  …

By farajatPublished
Notices

ዕድመ

መበል 50 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ሰውራ ኤርትራ ብ.ኣባላትን ደገፍትን ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪ ጣንያ ክኽበር እዩ።ኣብዚ በዓል እዚ ፕሮፈሶር ዶክቶር ተስፋጽየን መድሃንየን ካልኦት…

By farajatPublished
News

ርሑስ ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ይግበረልና

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ክርስትና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ቅዱስ ዮሃንስ ንህዝቢ ኤርትራ…

By farajatPublished

Search the site

Back to top