ስለ ምንታይ ፈስቲቫል ደለይቲ ፍትሒ?
1. ኣብ ከባቢና ንዓመታት ዝቐጸለ ፈስቲቫላት እናተሰናደአ ካልእ ፈስቲፋል ምድኳን ንምንታይ ኣድለየ? 2. ንፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቭያን እናተቓወምካን ኣንጻሩ ሰላምዊ ሰልፍታት እናኣዳሎኻስ ከምይ ጌርካ…
1. ኣብ ከባቢና ንዓመታት ዝቐጸለ ፈስቲቫላት እናተሰናደአ ካልእ ፈስቲፋል ምድኳን ንምንታይ ኣድለየ? 2. ንፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ስካንዲናቭያን እናተቓወምካን ኣንጻሩ ሰላምዊ ሰልፍታት እናኣዳሎኻስ ከምይ ጌርካ…
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልፈጥር ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን…
ሓጺር ድሕረ ባይታ ፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ሚያዝያ 2012 ህዝቢ ብጃምላ ናይ ምዕጣቕ በይናዊ መደብ ኣውጺኡ፡፡ በይናዊ መደብ ማለት እንተወሓደ እቲ ካብነ ሚኒስተራት፡ ኣማሓደርቲ ዞባታት፡…
ህዝቢ ኤርትራ ን30 ዓመታት ኣብ ጎድኒ ዝፈትዎም ደቁ ኮይኑ ብጉልበቱ ንብረቱን ገንዘቡን ደኺመ ከይበለ ተቓሊሱ ናጽነት ኣምጺኡ፡ ፤እንተኾነ ግን እንተ ብዕድሉ እንተ ብሕመቑ ሓደጋ ወዲቕዎ እቲ ዝበሃጎን ዝሓለሞን ሓርነትተመንጢሉ እንሆ ኣብ ባርነት ይነብር፡ ፤መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ናይ ሎሚ ህግደፍናይብሉጻትስዉኣት መብጽዓ ጠሊሙ እቲ ሓፋሽ ተጋዳላይን ህዝቢ ኤርትራን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ዘምጽኦ ናጽነትንብሕቱወኒኑብቀይዲበተኽኣካይዳክሃ
ቤት ትምህርቲ ስደተድኛታት ቈልዑ ኤርትራ ኣብ ወዲ ሸሪፈይ: ሓዲሽ ዓመተ ትምህርቲ 666 ተመሃሮ ብምምዝጋብ ብዕለት 15 ሰነ 2014 ስሩዕ ትምህርቲ ጀሚራ። እዚ ንመበል 31…
Wad-Sherifey Elementary School for Eritrean refugee children has registered 666 pupils for its 31st academic year that opened on 15 June 2014 and is…
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ጨንፈር ሆላንድ ዳግማይ ስርርዕ ድሕሪ ምክያድ፡ ህልዊ ኩነታት ሃገርናን ተቓውሞ ደምበን፡ ከምኡ’ውን ውድብ ዝሓለፎ ቅልውላው ንምብራህን፡ ንገለ ኣገደስቲ ሃገራውያን…
It is common knowledge that Dictator Isaias Afewerki Abraha is the founding father of the modern slave Eritrea state. The objective evidence for that…
ኣብ እዋን ውድቀት ስርዓት ህግደፍን መራሒኡ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ብዙሕ ተዋስኦ ክግበርን ክብሃልን ንሰምዕ ኣለና፡ ፡ ዛንታ ገድልን መሪሕነቱን ብፍላይ ከኣ ዛንታ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር…
ዒራዒሮን ቀይሕ ኮኮንን፡፡ እታ ሓንቲ ኣብ ከባቢ ፍልፍል ሰሎሙና እታ ካልአይቲ ኣብ ካባቢ ናቕፋ፡ ክልቲአን ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ኣብያተ ማእሰርቲ ’የን፡፡…
