Latest news

News

ጸብጻብ ኣኼባ ክ/ሰ 38

ካብ ምብራቓዊ እዝ ስዒቡ ዝቐርብ ጸብጻብ ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38 ንናይ 2012 ዓመታዊ ገምጋም ኣሃዱ ክ/ሰራዊት 38ን ድሕሪ 21 ጥሪ 2013 ምንቅስቓስ ፎርቶን ኣመልኪቱ ካብ…

By farajatPublished
News

ውዕሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊን ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናርን ኣብ ከተማ ስያትል

ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽን ተኣፋፊን ምዕብልናታት፡ ሰባት በብውልቆም ይኹኑ በብእኩባት ምዝርራብ ይካየድ ምንባሩን ምህላዉን ዝዝከር ኢዩ። ንሕና ኢርትራውያን ተቐማጦ ሰሜናዊ ምዕራብ ኣሜሪካ…

By farajatPublished
Articles

መጥፊኢኻ ይብርሃካ። 5ይ ክፋል

ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ፡ ብዝሒ ፖለቲካዊ ውድባት ምልክት ናይ ተስፋ መቝረጺ ክኸውን የብሉን። ምስ ምህናጽን ምዕባይን ናይ ዱልዱል ህዝባዊ ዲሞክራሲያዊ ግንባር፡ ውድብ፡ ሰልፊ፡ ምንቅስቓስ…ወዘተ ዝመዓራረ…

By farajatPublished
Articles

Justice

Idris Alisheik. Sweden Stockholm. Today I want to write simple and short. I hope you understand my generous letter. I’ve always thought of asking…

By farajatPublished
Articles

ቅልዕቲ ደብዳቤ፣-

ዕለት 15/02/2013 ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ።-   ንሕና መቦቀሊና ሳሕል ዝኾነ ኤርትራውያን ብሰንኪ ዘይፍትሓዊን ኣረመንያውን መግዛእትኻ ሃገርና ኤርትራ ገዲፍና ኣብ ምብራቅ ሱዳን ማለት…

By farajatPublished
Articles

ጸቢብ ፖለቲካዊ ሕሳባት ንምዕቃብን ንምዕዋትን ወትሩ ሃይማኖታዊ ከውሊ፡

ብፖለቲካዊ ንቕሓት  ከም’ቲ ዝድለ ቕድሚት  ዘይሰጎመ ሕብረተሰብ መጻወቲ ሜዳ ዘይደሞክራስያውያን ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ክኸውን ባህሪያዊ’ዩ።  ደሞክራስያዊ ባህሪ ዘይብሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ጉጅለታትን ኣብ ውሽጦም ኮነ…

By farajatPublished
Articles

ስቓይ ብዓድን በረኻን

ማይ ቤቱ ተሓሚሱ ብእምነት፡ ብሕግን ብተግባርን ናተይ ኢሉ ትጽቢት ዝገብረሉ መንግስቲ ዘይብሉ ህዝቢ፡ ኣብ ሃገሩ ይኹን ኣብ ስደት ወትሩ ነብሰ ምትእምማን ከም ዘጥፍእ እሙን’ዩ።…

By farajatPublished

Search the site

Back to top