Category archives for: Articles

” ናበይ ኢና ክንበጽሕ ንደሊ “

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 11 ሚያዝያ 2010 ቀዳማይ ክፋል ሃገራዊ ዋዕላ በዚ ሎሚ ተብተብ ክካየድ እንተዀይኑ፡ ብርእይቶይ ነዚ ከም’ዚ ዓይነት ትሕዝቶን ኣካይዳን ዘለዎ ምድላዋት፡ እተ በቲ እንተ በዚ ክሳብ ሕጂ ዘጽንሕን ዘደንጕን ኣይነበሮን። ግን ከኣ ስማዊ ሃገራዊ ዋዕላ’ምበር፡ እቲ ሓቐኛ ንድሌት ህዝቢ ዝውክልን ህዝቢ ዘዋስኤ ሃገራዊ ዋዕላ ኮይኑ ውጽኢት ከም ትጽቢቱ ከም ዘይርከቦ ርዱእን ፍሉጥን’ዩ።

Read about the mechanisms of democratic transformation:

By: Omer M Saleh Can you imagine the unity of thought and feeling and behavior of the community away from the natural mechanisms of fusion of its components.. Or in isolation from his attributes and qualities and motives, which are shared social, cultural and ethical lines similar?? .. Both The promotion of the values of […]

ብእሱ ስ ዕረቑኒ ይብል’ምበር፡ ክዓርቕ ኣይበል !!

መልሲ ንኽቡር ዶ/ር ፍስሓጽዮን መንግስቱ   ብመጀምሪያ እቲ ኣርእስቲ ቃል ብቃሉ ንኸይንበብ፡ ነቲ ተፈላልዩ ዝቃለስ ዘሎ ሓይልታት ዘሕብር ዘረባ ንተዓረቕ ክበሃል ኣለዎ ካብ ዝብል ሓሳብ’የ፡ ብእሱስ ዕረቍኒ’ምበር ክዓርቕ ኣይበል ዝብል ኣርእስቲ ሂበ ክጽሕፍ እንከለኹ። ባእሲ ማለተይ ተፈላሊና ከም ዘሎና ንምግላጽ ዝተጠቐምኩሉ ቃል ምዃኑ ከብርህፈቱ።   ዋዕላ ኣምስተርዳም ካብ 10-11 ሰነ 2005 ተቃወምቲ ውድባትን፡ ማሕበራትን ውልቀ […]

Guidelines for organizing national conference for democratic change in Eritrea

By Fesseha Nair 1. Introduction There are important principles where a national organizing committee should take in consideration. These principles constitute, “ code of conduct” framing and guiding political interaction where a common ground is created among the participants of the conference. Streaming the preparation activities into all assumed participants in all areas of involvement

ብዛዕባ ከመይነት መስርሕ ጉዕዞ ምስንዳእ ሰፊሕ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዝምልከት ትልሚ ሓሳባት

(Road Map) I. መእተዊ: ህዝብና ካብ ታሪኽ ተጋድሎ ጸረ-ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣትሒዙ ክሳብ መስርሕ ነጻን ልዑላዊትን ሃገር ምርግጋጽ ይኹን ድሕርኡ ናብ ከባቢ 19 ዓመታት ኣብ ትሕቲ ጸረ-ህዝቢ ዝዀነ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ወዲቑ ሓሳረ-መከርኡ ረኺቡ’ሎ፡፡ ኣብ መስርሕ ኣብ ጕዕዞ ንዝተኸስቱ ፍልላያት ሓድነቱ መሊኹ ውሽጣዊ ዓቕምታቱ ንምጥራናፍ ዝገበሮ ቃልሲ ማዕረ-ትን ክንድ’ትን ጸረ-ባዕዳዊ መግዛእትን ድሒሩ ዝቐጸለ ታሪኽን ዕድመ-ዘቑጸረ ኮይኑ

ኣገባብ ምቕርራብ ሃገራዊ ዋዕላ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 27 መጋቢት 2010 መወዳእታ ሳልሳይ ክፋል ሃገራዊ ዋዕላ ክሳብ ሕጂ ዘይተተግበረሉ ናይ ባዕሉ ምኽንያት ኣለዎ። ሃገራዊ ዋዕላ ክሳብ ሕጂ ኣይተገብረን’ሞ፡ ግዜ ስለ ዝሓለፎ ንሰማማዕ ኣይንሰማማዕ ግድነት ሎሚ ክኸውን ኣለዎ ማለት ከኣ ካብ’ቲ ሃገራዊ ዋዕላ ከይተገብረ ዝሓለፈ ዝሓሸ ሃለዋት ከምጽእ’ዩ ዝብል እምነትን ዘለዎ ከምኡ ክኣምኑ መሰሎም’ዩ። ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይ’ዚ ኣገባብ ኣቀራርባ ሃገራዊ ዋዕላ፡ […]

ኣገባብ ምቕርራብ ሃገራዊ ዋዕላ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 26 መጋቢት 2010 ቀዳማይ ክፋል ሃገራዊ ዋዕላ ፈላሚ’ምበር፡ መወዳእታ ናይ ኩሉ ኣብ ሃገርና ዝርከብ ነባርን ግዚያውን ሽግራት ፍታሕ ኣይኮነን። ሃገራዊ ዋዕላ ሓንሳብ ንሓዋሩን ተባሂሉ ዝግበር ጻልጣ ዋዕላ ኣይኮነን። ቀጻልነት ዘለዎ ዋዕላ’ውን እዩ።

ኣገባብ ምቕርራብ ሃገራዊ ዋዕላ

ብኣንቶንዮ ተስፋይ 26 መጋቢት 2010 ቀዳማይ ክፋል ሃገራዊ ዋዕላ ፈላሚ’ምበር፡ መወዳእታ ናይ ኩሉ ኣብ ሃገርና ዝርከብ ነባርን ግዚያውን ሽግራት ፍታሕ ኣይኮነን። ሃገራዊ ዋዕላ ሓንሳብ ንሓዋሩን ተባሂሉ ዝግበር ጻልጣ ዋዕላ ኣይኮነን። ቀጻልነት ዘለዎ ዋዕላ’ውን እዩ። ቅድሚ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ዋዕላ ምእታወይ ግን፡ ብዛዕባ ኤ.ዲ.ኪ ኣብ ቅዋሙን፡ ኣብ’ቲ ዝተሰማማዓሉ ቻርተር ዘስፈሮ ጉዳያት ጠቒሰ ነቲ ገገለ ሓሳባት ከም […]

National Conference – A Winning Concept

By Fesseha Nair The Idea of national conference came as a result 10 years’ discussion organized at seminar and conference level beginning in Sweden and continued later on the Festivals of Kassel. The first result of this discussion came with the manifesto of Kassel and later well studied by Professor Tesfatsion Medhanie from Bermen University.  The […]

Eritrea Recalibrates Somalia Policy

A new UN monitoring report gives fresh and detailed evidence of Eritrea’s support for Somali armed opposition groups. Eritrea says its intentions are misunderstood, but the country has found itself on a dead-end road and is now forced to recalibrate its policy, Georg-Sebastian Holzer writes for ISN Security Watch. By Georg-Sebastian Holzer for ISN Security […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net