Category archives for: Articles

Visionary Leadership for a Sustainable EDA

As we look closely around the EDA today, it’s clear that there is plenty of leadership—but we are sadly lacking in visionary leadership—-leadership with a clear picture of the future that works for everyone and for all in the oppositions camps and help unite the different factions with unison to topple the dictatorial regime residing […]

Damage Control

The latest PIA interview with PFDJ media raises more questions than it attempts to answer.  Before one even begins to analyze the content of the interview, one must try to determine why an interview was needed from a reclusive regime that believes the purpose of an interview isn’t to inform but to engage in stale […]

ኣብዘይ መንጠ’ቢትካ ዘእተ’ኻያ ኢድካ ሃገርና ክተጽንት ናይ ብሓቂ ደንጉያትካ

ብ ገብሪሂይወት (ኣቡዓሸራ)   ኩብራት ኢርትራውያን ብቐዳምነት ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2007 ዕመተ ፍትሕን ራህዋን ዓመተ ለውጥን     ይግበረልና።ብምቕጻል ንዲክታይተር ውልቀ መላኺ ተባዕ ጅግና ንዑኡ ዝኸውን ሰብ ዝሳኣነ ንሃገር ስማን ልምጽማጻን ዘር’ኣን ከጥፍእ ኣጽናቲ ዕላሙኡ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ይኹን ዂኖ ሃገርና ሰጊሩ ዝገብሮ ዘሎ ለካሚና ዝኾነ ዕላሙኡ ን’ኸዕውት ድቃስ ዝሳኣነ ውልቀ መላኺ ዲክታይተር ኢድ ኣታውነት ኣብ ግዳይ […]

ተቓውሞ በየናይ ቕዲ ቃልሲ

ኣብ,ዚ ሒዝናዮ ዘሎና መድረኽ ብፍላይ ካብ ድሒሮም ዝመጹ ኣካል ህግድፍ ዝነበሩ ገለገለ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዘይጎንጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ። 99% ካብቶም ነባራት ተቓወምቲ ድማ ከም ኣድላይነቱ ክልቲኡ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ይብሉ። ኩሎም ድማ ኣባላት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ኢዮም። ብተወሳኺ 90% ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ሱዳንን ድሕረ-ግንባር ክህልዎም ከሎ እቶም ዘይጎነጻዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም […]

Rallies of the Roaring Lions

It is very grieving to come across articles sent from inside Eritrea or written by Eritreans in the force-exile, discussing the awful condition in which the Eritrean people are living. In fact, it is an earnest appeal from our people inside Eritrea to their brothers and sisters in the force-exile to move collectively to create […]

ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን

ሳልሳይ/ ክፋል እንበኣር እቲ ኣምሲልካ መተዓረቒ ዝተጠቕመሉ ስልቲ ከመይ መጺኡ መን ደልዩዎ ንምፍላጥ ኣብ,ቲ መጀመርያ ናይ ዕርቂ ተበግሶ ምርኣይ ይከኣል,ዩ። ብዝኾነ ንግዜ ንግደፎ እንበር ከምቲ ባዕሉ ዘምጽኦ ቀንጠብጠብ ክብል ባዕሉ ከም ዘፍርሶ ዘማትእ ኣይኮነን። እቲ ኣጀንዳ፡ ኣጀንዳ፡ ናይ ውድባት ድሕረ-ግንባር ምዕጻው ኣይነበረን እዙይ ዘይምንባሩ ዘረድኣካ እታ ዕርቂ ኣብ ቆጸሮ ከላ ትተዓወት ኣይትተዓወት ኣብ ናይ ነዳዲ […]

Comrade Chairman’s Manual

In the past few weeks, this writer had written how PFDJ has backpedaled to the ideological wastelands of few decades ago.  Upon discussion with some friends over this issue, a friend suggested that I read the following book, “Mao, the Unknown Story” By Jung Chang and Jon Halliday 2005 Unfortunately, instead of reading books that […]

ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን

መቐጸልታ ናይ”ቲ ኣብ ቀዳመይቲ ሕታም ብዛዕባ ሓጽቢ፤ ጽርግያ፤ ህንጻ፡ ሎሚ ድማ ነቶም መንግስትና ተዓዊቱ  ንመንግስቲ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን ዓሪቕዎም ነተን ኣብኡ ዘለዋ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ኣብ ሱዳን ዝነበረ መደበረን ዳርጋ ዓጽዩዎን፤ መንግስትና ንኢትዮጵያ ብኹሉ ሸናኻት ዓጽዩዋ ሕጂ ድማ ንእስላማዊ ምንቅስቓስ ሶማል ሓገዝ እንዳሃበ ብሶማል ኣትዩ ንኢትዮጵያ ፋሕፋሕ የእትዩላ። ውግእ ኣብ ሃገርና ካብ ዝእጎድ […]

ህ.ግ.ደ.ፍ በቲ ኣረሚናዊ ግብሮም ማእለያ ዘይብሉ ዓቐን ሳዓብቶም ከሲሮም

ናይ ዓይኒ ምስክር ብ’ኣካል ዝካታተሎ ዘለኹ ዲቕ ዝበሉ ደገፍቲ ህግደፍ ዝነበሩ ሎሚ ከም ረድዮ ሞጃ ሾርት ወይቭ ተቐይሮም ኣዳዕዲዖም ንተግባራት ህ.ግ.ደ.ፍ ክቃወሙን ክራገሙን ይውዕሉ ኣለዉ። ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ ጨሪሶም ደገፎምን ርክቦምን ክባተኹሉ ዝኻኣሉ ምኽንያት ክ’ኣ ኣረሚናዊ ፈጽሚ ግፍዒ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ገዝ’ኦምን ኣብ የሕዋቶምን ስድራ ቤቶምን ምስ ወረደ እዚ መሪር ጓሂ ኣብ ዘለዎ ክንሱ ነቲ ንደገፍ ተባሂሉ […]

ካብ ዕንወት ህንጸት ኣይንጽበን

ኣብ ዓለም ካብ ዘሎ ዘመናዊ ምሕደራዊ ፖሊሲታት ወይ ዲታተርነት ወይ ዲሞክራሲያውነት ባህሪ ዝለበሰ ኮይኑ ኩሉ ተዛማዲ ድኣ እንበር ማዕረ እዩ ክበሃል ኣይከኣልን። ምኽንያቱ እቶም እዚ ክልተ ባህሪ ምምሕዳር ዝብገሰሎ -ም ሕገ ህንጻታት ዋላ በቲ ንገዛእቲ ዝጥዕሞም መንገዲዉን ዝተማልኤን ኣብ ባይታ ዘየሎን ገይሮም ከመሓድሩ ስለ ዝፍትኑ። ኣብ ኤርትራዉን ዲክታቶር የመሓድራ ኣሎ ካብ በልና ሓደ ባህሪ ካብ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net