Category archives for: Articles

ግልጺ ራእይ ንኹሉ ተቓዋሚ !!!!

ከም መእተዊ ናብ 1941 ዓ.ም — ክሳብ 1952 ዓ.ም ዘሎ ታሪኽ ንመልከት። እዚ እዋን እዚ ሓይሊ ሂትለር፤ መሶሊኒ፤ ጃፓን ሃጸይነት ተሳዒሮም ዓለም ካልእ ምምሕዳራዊ መርሆ ዝሓዘትሉ ጊዜ እዩ። ከም ውጽኢት ናይ,ዚ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ጣልያን ዝነበራ ( 3 ) ሃገራት ካብእን ሓንቲ ኤርትራ እያ ወይ ነጻነተን ክረኽባ ወይ ብመጒዚነት ናይ ካልኦት ሃገራት ክመሓደራ ዝብል ብሕቡራት […]

ዓመተ 2006 ብሚሔ

ካልኣይ ክፋል ደምበ ተቓውሞ ኣብ 2006 ደምበ ተቓውሞ ኣብ ሰለስተ ከፊልካ ክርአ ይካኣል። ብመጀመርታ ደረጃ፡ ዲሞክራሲ ኣብ ኤርትራ ንክህሉ፤ በቲ ሓደ ወገን ድማ በትረ-ስልጣን ንምጭባጥ ናተን ፕሮግራማት ሓንጺጸን ሰባት ዝጉስጉሳን ዝቃለሳን ዘለዋ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ውድባትን  እየን። ብኻልኣይ ደረጃ፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንምቅላዕን ኣብ ኤርትራ ልዕልና ሕጊ ንክህሉ፡ መሰል ኤርትራዊያን ስደተኛታት ንምርግጋጽ ዝቃለሳ […]

ዜናዊ ባህላዊ ፖለቲካዊ ብልሽውና

ህ.ግ.ዲ.ፍን፡ ሓዳስ ኤርትራን   ኣብ ሕጽኖት ህ.ግ.ዲ.ፍ 1991-1997፡ ንኤርትራውያን ዝመሓላለፍ ዜና ሓዳስ ኤርትራ፡ መበገስን መሰረትን ካብ ዘይብሉ መንቐሊ፡ ንጸሊም ሕብሪ፡ ጻዕዳ እዩ እንዳበሉ ንህዝቢ ዓለም ከእምኑ ዘይገብርዎን ዘይሰርሕዋን ኣይነበረን።   ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ ግዜ ሕጽኖት ብምንባሩ ከኣ፡ ከም’ቲ መርዑት ኣብ ውሽጠ ኣብ መደብ ኮፍ ኢሎም ብሕንቓቐ ዝበሉኻ እንዳሰማዕኻ ተሳስዮም። ህ.ግ.ዲ.ፍውያን ንህዝቢ ዝበልዎ ኩሉ ተሰማዕነት ይረክብ ነበረ። […]

ምዓልቲ ጉባኤ ኤ.ሃ.ዲ. ኪዳ ሕጂ’ኸ ከምይ

ብገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ) ዝኸብርኩም ናይ ኩለን ውድባትን ኣባላት ከም’ኡውን ኩሉኹም ተዳናገጽትን ሓፋሽ ህዝብናን ኣቐዲመ ክብ ዝበለ ልዑል ሃገራዊ ሰላምታ ይብጻሕኩም ብምቕጻል ነቲ ን 30 ዓመት ብሰፍ ዘይብል ከቢድን መሪርን መስዋእትን ስንክልናን ዝመጸት ናጽነት ሃገር ኤርትራ ማዕረቲ ዝተኸፈሎ መስውዋእትን ስንክልናን ኣዋዳዲርና ሎሚ ኤርትራዊ ብዲሞኩራሲያዊ ስርዓትን ፍትሕን ምዓርነትን ቅሳነትን ሰላምን ራህዋን ተሰንያ ሓድነታ ኣራጋጊጻ ዜጋታታ ብዘይ ገለ ስግ’ኣት […]

ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ ቃልዕ መንገዲ

“ ህ.ግ.ዲ.ፍ ንጓኖት መዓር ወለላ ሰዀልስ፡ ኣብ ለምለምን ሰቲ ዘደቕስ፡  ንህዝቡ ከኣ ዓንዴል ዕረ ዝምግብ፡ ኣብ ወትሩ እሾኽ ዘናብር ኮይኑ ኣሎ። ” ኣብ’ዛ ንነብረላ ዘሎና ዘይፍትሓዊት ዓለም፡ ካብ ዝረኣዩ ባህሪያዊ ይኹን ሰብኣዊ ዕንወታት ብቀዳምነት ግዳያት ዝዀኑ ኣህዛብ ስሉስ ዓለም እዮም። እዚ ከኣ ብሰንኪ እቶም ብዘይካ ስልጣኖም’ምበር፡ ስቓይን ቃንዛን ህዝቦም ዘይግድሶም ዲክታቶራውያን መራሕቲ ኣብ ልዕሊኡ ብዝፍጽምዎ […]

ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ ቃልዕ መንገዲ

ቀዳማይ ክፋል ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ ቃልዕ መንገዲ ፡   ህ.ግ.ዲ.ፋውያን በቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቦም ዝፍጽምዎን በደላት፡ ግፍዒ ጥራሕ ዘይኮነስ ነቲ ንሳቶም ንኣምነሉ ባዕሎም ዝብልዎ፡ ዝጽሕፍዎ ካብ ክውንነትን ሓቕነት ዝረሓቐ ናብ ቃልዕ ዘይገላበጡላ መንገዲ ኣብጺሓቶም ኣላ፡ ገገለ ናይ’ዚ እዋናዊ ተርኽቦ፡ ምስ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ዝተባህለ፡ ካብ ቃሎምን ጽሖፍምን ዝተረኽበ’ዩ። ብዕለት 5 መስከረም 2006 ኣብ ሓዳስ ኤርትራ ንህዝቢ ዝተዘርገሐ […]

AT CROSSROADS

The latest political developments in Somalia have put PIA at his last crossroad.  For PIA, the question is now, what next?  In order to analyze the current situation, we need to step back and look at the slippery journey towards this last crossroad.  Question 1:    What was the cause of the border conflict? Many Eritreans […]

ዓመተ 2006 ብሚሔ

ምትኽኻእ ካልኢታት ናብ ደቃይቅ፡ ደቃይቅ ናብ ሰዓታት፡ ሰዓታት ናብ ማዓልታት፡ ማዓልታት ናብ ኣዋርሕ፡ ኣዋርሕ ናብ ዓመታት ግድን እዩ። ኣብ ጉዕዞ ሂወት ውልቀ-ሰባት፡ ስድራቤታት፡ ሃገርን ኣህጉርን ናይ ጊዜ ሰሌዳ ዓቢ ተራ ይጻወት። ኣብ’ዚ ውሽጢ’ዚ ሕጊ ተፈጥሮ ኮንና ኢና፡ ዓወታትናን ድኽመታትናን እንግምግም። ሂወት፡ ናታ ኣካይዳን መስርሕን ስለዘለዋ ሰባት ኣብ ውሽጢ’ዚ እንዳ ሓንበስና ኢና እንነብር። ሂወት ጸገማት ትድርብየልካ፡ […]

ኣበይ ኣለና? እንታይከ ንግበር?

ሰ.ጒ.ኤ.(ስትራተጂ ዓዲ) ክ.ዜና ጥሪ 04-2007 ኩሉ ግዜ ተገዛእቲ ናይ ሓቅን ቅንዕናን ንምዃን ተወፋይነት እንተድኣ ክርከብ ተኻኢሉ፡ ዕንቅፋት ምዕባሌ እንዳተደምሰሰ ዝኸደሉ መስርሕ ይፍጠር። ብተወሳኺ ታሪኽ ዝመሃሮ መምህር ክትከውን እንተድኣ ተደልዩ ንተሞክሮኻ ብሓቅነትን ብቕንዕናን ከተንብብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ዕማም ክኸውን ስለዝግባእ ኩሉሳዕ ተመኩሮኻ ምምዛን ናይ ቀጻሊ ሂወት ኣድላይነት ይኸውን። ብሕቡእ ታሪኽ ክነባበር ዝደሊ ባእታ ኣማኒ የብሉን። ዝለዓለ ሓለቓ […]

ተቓውሞና በየናይ ቅዲ ቃልሲ

ካልኣይ ክፋል፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓንቀጽ ኣብ ውሽጢ ኪዳን ካብ ዘለዋ ውድባትን ሰልፍታትን ዘለወን መንቀሊ ኣገባብ ቃልሲ ኣብ ኪዳን ንቕድሚት ይኹን ንድሕሪት ኣብ ምድፋእ ጸላዊ ባህሪ ከም ዘለዎ ዝሰሓት ኣይኮነን። እቲ ካልኣይ ገጽ ናቱ ድማ ናብ ኢትዮጵያ ድሕረ-ግንባር ክህልወና ኣይንመር ጽን ዝብል,ዩ። ነዚ ዘቕርብዎ ምስምስ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲና ነቲ ጸጊዕ ህግድፍ ሒዙ ዝጸንሔ ሓይሊ ክንክስቦ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net