ክህሉ የብሉን !! እወ ፡ ብዘይድሌቱ ንኤርትራ ዝምለስ ሰብ ክህሉ የብሉን፡ ኤርትራ ሎሚ ፍጡር ሰብ ኮይኑ ክነብረላ ዘይክእል፡ ኣብ ኣዝዩ ዘይተመጣጠን፡ ማሕበራዊ ፍትሕቲ ዘይብሉ ትሕቱን ጽንኩርን ናብራ፡ ዝተሓላለኸ ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ምልካዊ ምምሕዳር ብምህላዉ። ዕለት 22 ጥሪ 2007 ቦታ ሽወደን ፈነወ ተለቪዝዮን መስመር 4 ሲሲልያ ቫግነር፡ ኣቕራቢት ጛዜጠኛ ብርጊታ ኦልሶን፡ ኣባል ሃገራዊ ባይቶ ሽወደን ( […]
Jan 24 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
2ይ ክፋል ብ ገብሪሂወት ኣቡዓሸራ ኩብራት ተኻተተልቲ ብዛዕባ መራሕ ህግደፍ ኣብ ምስሪ ዝገበሮ ቃለ መጠየቕ ኣብ ዝሓለፈ ኣቕሪበ ነይረ ብናይ ግዜ ምሕጻር ግን ክሉ ከቕርቦ ኣይካልኩን ይኽን ድ’ኣበር ክቕጽሎ ከም ምዃነይ ሓቢረ ነይረ እሞ ናይ ሎሚ ካላኣይ ክፋል ሓተታን መልስን ከቕርበልኩም ምስ ዘለኒ ግዜ ኣጻቢበ ተፈደሉ። ሓታቲ ጋዜጠኛ ምስሪ ሕቶ? ምስተር ፕረሲደንት […]
Jan 23 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ,ዚ ኪዳን,ዚ ዝኸይድ ዘይስጡምን ዘየተኣማምንን ኣገባብ መድብ ዕዮ እንተሪኢና ድማ ብመጠን ናይ,ቲ ኣብዚ ኪዳን ዝርኤ መስርሕ ምዕባሌ ክንበብ ይከኣል እዩ። ኪዳን ማዕቢሉ,ዶ ደኺሙ ወይ ኣብ ቀደሙ ኣሎ? ዝብሉ ሕቶታት እንተኣልዒልና ዋላ ዝርኤ ዝጭበጥ ውጽኢት ኣይረኣናን ግን ምግናን ከይከዉን እቲ ኣብ ደገ ውጺኡ ንህግደፍ ንጎኒ ገዲፉ ዝነበረ ኣብ ነንሕድሕድካ ምክሳስን፥ ምጽልላምን፥ ምትህርራምን ተሪፉ። ብዝተሓተ ነጥቢ ዝበሃል […]
Jan 20 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ዝኸበርኩም ክቡራትን ክቡራንን መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ተካፈልቲ ጉባኤን፡– ቅድሚ ኩሉን ልEሊ ኩሉን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፡ ከምU Eውን Aብ ስራሕኩም Aሳልጦን ዓወትን ብምምናይ፡ ግቡE ፍታሕን ንኹሉ ተስፋ ዝህብን ብተወሳኺ’ዉን ናይ’ዚ ዘሎ ውጡር ኩነታት ኤርትራ Aፈታትሓ ዝEንፍት ስራሕ ክትሰርሑ ተስፋ ንገብር። Eዚ Aብ ስራሕኩም ሓጋዚ ኮይኑ ዝርAየና መዘክር ከነቕርበልኩም ደስ ይብለና። Aባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባትን፡ […]
Jan 19 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ሳልሳይ ክፋል! ኣብቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት ብዛዕባ ጎነጻውን ሰላማውን ኣገባብ ቃልሲ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ ኣባላት ኪዳን ኣቕሪበ ኔረ። በዚ መሰረት እዚ ዘሎ ንኡስ ይኹን ዓብይ ነጥበ ፍልልይ ንመደባት ኪዳን ክሳብ ክንደይ ይጸልዎ ኣብ ዘሎ ከይዲ ናይ ቃልሲ ብመጠኑ ኣብሪሄዮ ሓሊፈ። ዝኾነ ኮይኑ ኣብ ኪዳን እቶም ብሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ዝብሉ ድልየቶም ንኢሳያስ ከም […]
Jan 18 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
VOA broadcasted a report on interviews conducted with two members of ‘Shebbab’ group of UIC in its Jan. 06, 2007 broadcast. These are one of those reports that put ordinary Eritreans to question the credibility of the VOA report and its Shebbab interviewees. According to this report, Eritrean and Somali trainers trained Shebbab members on […]
Jan 17 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ብ ገብሪሂወት ኣቡዓሸራ ቅድሚ ናብ ሕመረት ኣርእስተይ ምእታወይ መራሕ ሃገር ከይ ይብሎ ሃገር ክባሃል ከሎ ህዝብን ጥሪትን ዝነብረላ ከም ምዃና ተንተና ዘየድልዮ ንሳማማዓሉ ሓቂ’ዩ ንሃገር ብሙሉኡ ሰባን ጥሪታን ሓል’ዩን ሓብ’ሒቡን ብቕዋም ብሕጊ ዘየማሓድር መራሕ ሃገር ኤልና ክንገልጾ ኣይንኽእልን ኣቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩውንነት ኢሳያስ ነታ ናቱ ፓርቲ ህግደፍ ተባሂላ ትፍለጥ ትራሕ እዩ ዝውክልን ዝመርሕን ዘሎ […]
Jan 17 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
አብዚ ግዜ እዚ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዝኸነ ግዜ ንላዕሊ አብ ዝኸፍኣ ናይ ፖለቲካውን ማሕበራውን ቁጠባውን ጸገማት ወዲቑ ይርከብ። እዚ ድማ ካብ ባዶ ተበጊሱ ዝተፈጥረ ጸገም ዘይኮነስ ብመ ጀመ ርያ አብ እዋን ናጽነትና ዝረኸብናሉ እዋን ክዕመ ሙ ዝግብኦም ከም ቅዋምን፡ አብያተ ፍትሕን፡ ንመ ሰል ህዝቢ ክጣበቓ ዝኽእላ ሲቪካዊ ማሕበራት ዘይምህላውን ብሓፈሻ ቀይዲ አልቦ ዝኸነ መ ንግስቲ […]
Jan 16 2007 | Posted in
Articles |
Read More »
ሳልሳይ ክፋል! ኣብቲ ዝሓለፈ ክልተ ክፋላት ብዛዕባ ጎነጻውን ሰላማውን ኣገባብ ቃልሲ ዘሎ ፍልልይ ኣብ ውሽጢ ኣባላት ኪዳን ኣቕሪበ ኔረ። በዚ መሰረት እዚ ዘሎ ንኡስ ይኹን ዓብይ ነጥበ ፍልልይ ንመደባት ኪዳን ክሳብ ክንደይ ይጸልዎ ኣብ ዘሎ ከይዲ ናይ ቃልሲ ብመጠኑ ኣብሪሄዮ ሓሊፈ። ዝኾነ ኮይኑ ኣብ ኪዳን እቶም ብሰላማዊ ኣገባብ ቃልሲ ኢና ንጥቀም ዝብሉ ድልየቶም ንኢሳያስ ከም […]
Jan 15 2007 | Posted in