Category archives for: Articles

ሃገራዊ ዋዕላ መ ማህራን ንቐባሮ መ ርድእ ምርዳእ ኒሩ ሚ/ሪ ትምህርቲ ካብ ሞት ናብ ካልኣይ ሞት ዝተሰጋገረሉ ህሞት

አብዚ ለንቅነ ህግደፍ ካብቲ አትይዎ ዘሎ ፖለቲካውን ቁጠባውን ባህላውን ቅልውላው አንፈት ህዝቢ ንምጥምዛዝ ብጉዳይ ሶማል ክጣላዕን ናይ ህዝቢ አንፈት ንምጥምዛዝን ክጥቀመ ሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሕጁ ድማ ካብቶም አብዚ እዋን ንገለ ቁሩብ መዓልትታት ድማ መ ጻንሒ እንተኾነኒ ኢሉ ነቲ ከም ሕሱም ዳግም ህይወት ከይረክብ ኢሉ ናብ ሞት ዘብጽሖን ሓመድ ድበ ዘልበሶን ሚ/ሪ ትምህርቲ ተመ ሊሱ “ […]

Uneducating Eritrea

PFDJ’s Education Policy:  “Every Child Left Behind” Chapter 280 of PFDJ drama consists of gathering traumatized teachers and pretending that it is engaged in developing the country.  The latest drama is a significant departure from its propaganda and realities of the last – lost count, just say – eternity.  For the last zillion years, PFDJ […]

ይኣክል ዝሓለፈ

እዋናዊ ሓተታ  GIC 7/2/2007 ህዝቢ ኤርትራ ከም ኩለን ኣብ ትሕቲ ባዕዳዊ ገዛእቲ  ዝነበራ ሃገራት ሕማቕ ናይ ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ኮይኑ ከም ካልኦት ሃገራት ናጽነቱ ብቐጥታ ክረክብ ኣይከኣለን ፣ ከም ውጽኢት ድማ ዝነወሐ ሰውራ ዝተባህለሉ ደማዊ ብረታዊ ቓልሲ ከካይድ ተቐሲቡ ። ድሕሪ መሪርን ዓሰርተታት ኣሽሓት ብሉጻት ኣሓትን ኣሕዋትን ዝወሰደ ኣድካሚ ቃልሲ እቲ ብሰላማዊ መንገዲ ዘይተረክበ ናጽነት […]

ውልቃዊ ትዕዝብተይ ሕዝባዊ ኣኼባ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት

ብኣብራሃም ተኽለ 05.02.2007   ኣቦ ወንበር ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንመጀመርያ ግዜ ቀዳም ዕለት 03.02.007 ኣብ ከተማ ፍራንክፈርት ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ።  ኣነ ብወገነይ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ክሳተፍ ዘገደደኒ ሃገርና ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ኣብ ዓቢይ ሓደገኛ ፖሊቲካውን፤ ቁጠባውን፤ ማሕበራውን ቅልውለው ስለ እትርከብ፤ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ከኣ ሓደ ካብቶም ብቐረባ ኩነታት ሃገርና ዝካታተል ዘሎ […]

Strategic Alliance

The purpose of this article is, as are all my other articles, to engage Eritreans in discussion over various issues.  Some opposition articles are written advocating or proposing certain solutions over delicate and complex issues without the benefits of comprehensive and wider discussions and debates among the wider community of Eritrean political activists and interested […]

ዘይእዉጅቲ፡ ርእሲ ከተማ ኤርትራ !!

ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ካብ 1994/95 ኤርትራ ክትመሓደሩ ዘለዋ ቅርጺ ንምቕያር፡ ካብ ዘካየድ ጻዕርታት ሓደ ነበረ። “ በይኑ ዝምጉት ዝረትዖ፡ በይኑ ዝጎይዪ ዝቅድሞ የብሉን” ከም ዝበሃል ምስላ ከኣ በቲ ዝቅረቦ ሓሳብ ተዓዊቱ፡ ነቲ ንነዊሕ ዓመታት ከም ማእከል ሃገራዊ ባህላዊ ኮይኑ ዝጸንሐ፡ ኣውራጃታት፡  ከም’ቲ ህጻናት ኣሻኻኻት ዓለም ኢሎም ዝሳሓቕሉን ጸወትሉን፡ ኣውራጃታት ብምብራቕ፡ ብሰሜን፡ ብደቡብ፡ ብምዕራብ፡ ክብል ምስ’ቲ ናይ  […]

Enabling Factors

With the much anticipated EDA Congress in few weeks, the dangers remain in our over-expectations and overemphasis on magically resolving sensitive and delicate issues – and in Diaspora at that.  There won’t be any single wording or position on any issue that will satisfy all political activists.   In our eager desires to tackle delicate and […]

ሞያ በረኸት መንግስታብ ኣብ ብረታዊ ቓልስን ኣብ ግሃጽሃጽ ዝበለ ጓህሪ ህግደፋዊ ጥብስን

ብ ገብሪሂወት (ኣቡዓሸራ) ኣቶ በረኸት መንግስትኣብ ኣብ ዘበነ  ብረታዊ ቓልሲ ዝደረፎ ሎሚ ኣብ ዘበነ ህግደፍ ዝደረፎን ከም ገዲም ናይ ደረፍቲ መጠን ሕማቕ ኣር’ኣያ ንድሒሮም ዝምዕቡሉን ድስልጡንን ደርፊ ብዘማሓላልፎ መልእኽቲ ኣብ ሃገራውን ፖለቲካውን ገልበጥበት ክብል ንታሪኹን ን’ኣሰሩ ዝኽተሉን ሕማቕ ሽም ካብ ምዃን ሓሊፉ ኣብ ሃገራውን ፖለቲካውን መዳይ ሃናጺ ታራ ክህልዎ ኣይክእልን። ኣቶ በረኸት መንግስትኣብ ሓደ ካብቲ […]

ሓዲሽ ሰልፊ ብሓዲሽ ኣተሓሳስባ

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን: ሓዲሽ ሰልፊ ብሓዲሽ ኣተሓሳስባ ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ: ኣብ ቅድመኹም ክቐርብ ከለኹ ዝስምዓኒ ሓጐስ ወሰን የብሉን፡ ምኽንያቱ ኣዞም ኣብዚ ፎርም ኣዚ ተሳቲፍኩም ዘለኹም፡ ነቲ ዘቕርቦ ዘሎኹ ሓሳባት ክትስምዕዎ ጥራይ ዘይኮንኩም ክትእርምዎ፡ ከተማሓይሽዎ፡ ከተማዕብልዎን ዓቕሚ ከምዘለኩም ብልቢ ስለ ዝኣምን እየ። ሓዲሽ ሰልፊ ብሓዲሽ ኣተሓሳስባ ዝብል ኣርእስቲ ፡ ንዘረባ ኣልበርቲ ኣንስታይን፡ የዘኻኽረኒ። ኣልበርቲ ኣንስታይን፡ ኣብ […]

ኣብ ህንጸት ዲሞክራሲያ ክዓቢ ዘለዎ ምክልኻልን ዕርድን፡ ንዲሞክራሲያ

ሀ/ ዕርዲ ዘይብሉ ስርዓት ዲሞክራሲያ ለ/ ምልኣት ዲሞክራሲያ ሐ/ መከላኸሊ ዕርዲ ዲሞክራሲያዊ ሕንጸት ኣብ ተራ ኣዘራርባና፡ ካብ ዝሓለፍናዮም ኣሰቀቕቲ መደረኻት፡ መዋእላት መግዛእቲ፡ ድሕሪ ነጻነት፡ ጻልጣ ስርዓት ዲሞክራሲያ ምትካል ሓደን መተካእታ ዘይብሉ ፍታሕ ተወሲዱ’ዩ። ኣብ ህንጸት ስርዓት ዲሞክራሲያ፡ ነቶም መሰረታውያን ዓንድታት መትከላት፡ መሰል፡ ነጻነት፡ ማዕርነት ብምግላጽ ከም ኣኻሊ ህንጸት ዲሞክራሲያ ይውሰድ። ልክዕ’ዩ መሰረታውያን ሕቶታት፡ መሰል፡ ነጻነት፡ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net