Category archives for: Articles

ተመሲሕካ ተደረር ናይ ህግደፍ ኣታላሊ ሜላ

ተኻታተልትን ተጣበቕትን ሃገርን ህዝብን ዝኾንኩም/ን ኩቡራት ከመይ ቀኒኹም/ኽን ክመለኹም ኣይ ትበሎ ክነታት ተኻታተሎ ድኣ ኮይንና እበር ክነታትኩምስ ኣብ ስክፍታ ሃገርኩምን ስክፍታ ህዝቡኽምን ክሳብ ክንደይ ኢዩ ክሳብ ምዓስዩ ህዝብናን ሃገርናን ብህግደፍ እና ተረገጸ ኣብ ደልሃመት ክነብር ካብ ዝብል ሓልዮት ሃገርን ህዝብን ተበጊስኩም ኣብ ኑሮ ሻቕሎት ስክፍታን ተዋሒጥኩም ከም ዘለኹምስ ኣይሳሓትኩዎን እናበልኩ ናብ ዋና ትሕዝቶ ኣርእስተይ ክሳጋግረኩም። […]

Yes to Reconciliation, No to Factionalism: A Call to Unity

By Salah Ibrahim, 18 June 2005 The creation of the Eritrean Democratic Alliance (EDC) was undoubtedly a huge step forward, but, in my opinion, that would have been preceded by the unification of the various Eritrean Liberation Front (ELF) political factions. Since its early history, the ELF has been known as a relatively democratic organisation […]

Roadmap for Eritrean Democracy

(Part I) As we struggle to remove the ruthless PFDJ regime, we should use this time to prepare the blueprint or roadmap for Eritrean Democracy.  This roadmap shouldn’t be imposed on Eritreans but will enable us to focus our future debates with those who can’t engage in our debates at this time. I will discuss […]

Important message from concerned Eritreans in Seattle, WA USA

Help needed from Eritrean websites to force debate about community national, cultural and holidays celebrations and their ideals. What started in the Gedli era and continued through the Euphoria of independence years the Dictatorial control is entrenched in the communities in Diaspora.  And those who oppose the control of the freedom of our people seem […]

ሰነድ መደረ Pal talk ብተስፋይ ደጊጋ ።

Reported by shumdehan 1       ዕለት 11-12  ወርሒ 05     2006።        2       ቦታ pal talk Room Democracy for all።        3       21.07 – 03.18  (6,51 ሰዓት)።        4       ኣማሓደርቲ መደረ room Democracy for all። 5       @Ex_fbi 6       @Segem100 7                     @Shumdehan 8                     @Hishum 9                     ብዝሒ ተኸታተልቲ 101 ነይሮም። 10                 ከሓቱ ኣብ መስርዕ ዝተመዝገቡ 28 ሰባት ነይሮም ። […]

ሰላም ንቋንቋ ሰላም ዝርድኦ፤ በትሪ ከአ ንበትሪ ዘስምዖ!

ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ከመይ ትዀኑ? ሎሚ ንሕሉፍ ተግባራት ዋህዮ ዘዛኻኽር ኣርእስቲ ሒዘ ቀሪበ ኣሎኹ፡፡ መቸም „ምስ ኣድጊ ዝኸደ ህላ’ኳ እንተዘይለመደስ ጥራት“  እንዶ አይተባህለን፤ ገለ ንክብረትኩም ዘይበቅዕ ቃላት እንተዘንዚረ ክትዕገሱኒ ብትሕትናን ብቐዳምነትን አማሕጽን፡፡ ድሕረባይታዊ ሓበሬታ፦ አብ ዝሐለፍናዮም ወርሐት መስከረምን ጥቅምትን መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት መጠነ ጽዑቕ ክፉት ኣኼባታት ንተቐማጦ ሃገር ጀርመን ዝዀኑ ኤርትራውያን አካይዶም፡፡ ብዕለት 23 መስከረም […]

ግርም ትውድስ

ክትውድስ ክትሙጉስ ካብ ዘይ ተባረኸልካ ስልጣን ኣልግስ ኩብራት ነበብትን ሰማዕትን ተዓዘብትን ብምኽንያት መበል 15 ዓመት ብዓል ናጽነት ባዕሉ ህዝቢ መሪጹን ባሪኹን ቆጽሊ ዘየንበረሉ ብምልኪ ባዕሉ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ውልቀ መላኺ ዲክታይተር ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከሞጉስን ክውድስን ከሎ ዝሰምዖ ምስ ናይ ሕጂ ሃገርናን ህዝብናን ከሕልፎ ዝጸንሔን ዘሕልፎ ዘሎን እሞ ኽኣ ምስቲ ንስለ  ልዕላውነት […]

On the memory of the twenty fourth of May:Eritrea: an independent state … an oppressed people

The extended and costly struggle for national independence has led to an independent state, however, the newly born state has fallen under the grip of a small political sect that has abducted the citizens’ of their rights to choose their rulers, change or even criticize them. The sect has striped the Eritrean citizens of their […]

ስለ መዓልቲ ነጻነት፡ ጒንበት 24 ብ ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ

ሎሚ ህዋሳት ኤርትራውያን ናበይ ከም ዝምቀላ ኣዚዩ ዘሸግረን ምዓልቲ ኢዩ። በቲ ሓደ መንገዲ ሎምስ እምበር ሎሚ ኢያ፡ ካብዞም ኩሎም ሰንሰለታውያን ገዛእቲ ሓይልታት ብመሪር ቃልስን ኣዚዩ ክቡር ጻማ ደምን ዝዓደግናያ ክብርቲ ዕለትዶ ከይኮነት፡ ከመይ ዘይንሰራሰር? ኩሉ እቲ ዝኸፈልናዮ’ኮ ጻማ ዝተኸፈልናላ ዕለት ኢያ፡  ሎሚ’ኮ ምህርቲ ዓውዲ ገድልና ዝተሓፍሰላ መዓለቲ ኢያ፡ ዘሪእና ዘፍረናላ፡ ሓበን ዝተጎናጸፍናላ ዕለት እንድያ! ኣእጋርና […]

ማርያም ዳዓሪት ኣብ ከተማ ሮተርዳም ብድምቀት ተኽቢራ ዊዒላ።

ነግዲ ማርያም ዳዓራት ኣብ ከተማ ሮትርዳም ብቀዳም ዕለት 20-05-2006 ብዓቢ ድምቀት ተኽቢራ ዊዒላ። ማርያም ደዓሪት ከረን ከምቲ ልሙድ ኩሎም ኤርትራውያን  ክርስትያንን ኣስላምን ሐቢሮም ተሐቓቕፎም ዘውዕልዎ ሃይማኖታው`ን ባህላው`ን ዕምቖት ዘለዋ ክብርቲ ዕለት እያ። ካብ ሰዓት ሐደ ድሕሪ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ማእከላይ ኣውሮጳ ኣትሒዙ ተሳተፍቲ በዓል ዓበይትን ንኣሽቱን  ካብ ርሑቅን ቀረባን  በብቅሩብ ኣብቲ ንግደት ማርያም ደዓሪት  ዝካየደሉ ቀጽሪ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net