By: A/Rahman Sayed Bohashem@Arkokabay.com The present world media coverage of the “Darfur conflict” in Western Sudan has once again put the country on the world agenda, indicating that the problems of this vast country are far from over. Many who thought of the Sudanese conflict as North/South or Arab/African or Muslim/Christian etc. may […]
May 16 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
By Dr. Salah Ibrahim, 16 May 2006 The logical step would be to deal with the current dilemma Eritreans are facing, which is, oppression of the worst kind. The focus, therefore, in the first place, should have been on how to remove the autocratic regime ruling Eritrea. Briefly, it can be said that one of […]
May 16 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ብ ገብሪሂይወት ኣቡዓሸራ ሓው ነጸረ ትወለመድህን ምስ ሓው ኣስመሮም በርሄ ንነብስኹም ኢልኩም ፍረዱ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድቨርታይዝ ህ.ግ.ደ.ፍ ብቕርንጫፍ መሓውሮም መስከረም ዳት ነጥ ኣቢሉ ተለጠፈ ብሓቂ ዲኹም ንጸጊዕነት ህግደፍ ምዃኑ ኣጣራጢሩኩም ኣነ ከም ዲቕ ዝበልኩም ኣካል ተቃወምቲ እየ ዝፈልጠኩም ብመስከረም ዳት ነጥ ኣለም ጎይቶም ሸታሕ ኢልኩም ናጻ ፕረስ ብዝብል ግርህና ዓቢ ቐዳድ ቡኮ […]
May 13 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
1 Eለት 6-7 ወርሒ 05 2006። 2 ቦታ pal talk Room Democracy for all። 3 21.15 – 04.18 (7,03 ሰዓት)። 4 ኣማሓደርቲ መደረ room Democracy for all። 5 @ 6 @Segem100 7 @Shumdahan 8 Ex_fbi ብዝሒ ህዝቢ ኣብ መስመር ዝራኣዩ ዝነበሩ 112 ነይሮም። 9 Invisible coded attendance ዝነበሩ 11 ድምር(112+11=123)። 10 ከሓቱ ኣብ ሪጋ […]
May 9 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
By Events Monitor When I was living in Eritrea (until four months ago), the issue of what I read in the Eritrean websites mattered to me immensely. Definitely in much more immediate and direct ways than it does now. Then, it was about access to information on issues affecting my daily life. Information that […]
May 8 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
www.paltalk.com by shumdahan ኤርትራውያን ካብ ውሽጥን ወጻእን ብሓልዮት pal talk ፖሊቲካዊ ግጥሚዮኦም ይቕጽሉ ኣሎዉ። ብዕለት 24-25ናይዚ ወርሒ ካብ ዝተፈላለያ ሃግራት ናይ ዓለም ብኩነት ህዝቦምን ሃገሮምን ተገዲሶም ዝተፈላለየ ናይ ሃገርና ዝምልከት ዛዕባ ኣልዒሎም መዲሮም።እቶም መብዛሕቶኦም ብሰናይ ድልየቶም ምኽርን ኣስተምህሮን ንምልጋስ ተዳልዮም ብምምጾኦም ብልቢ ክሙጎሱ ይግባኦም።እቶም ንናይ ሃገሮም ምኽርን ኣስተምህሮን ወይ ኩነት ብህድኣትን ኣተኩሮን ዘስተብህሉን ብልቦና ክሓቱን […]
Apr 27 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ልቢ የዕቢና ድነቐጸ ደም ረሲዕና ብመስከረም ዳት ነት ህጁም ኣብ ርእሴና እልትፋፍ ዝተሓዎሶ ጎናዊ መጥቃዕቲ ብኣንተንዮ ተስፋይ ብብሕሉፍ ተመኩሮ ክትማሃር እንተ ዘይ ካኣልካ ዝገበርካ እንተ ገብርካ ሎውጢ ክመጽእ ኣይክእልን ኩላቶም ውድባት ሃፍታም ተሞኩሮ ኣልዎም ኢለ እየ ዝኣምን ተሞክሮታትና ስለ ምንታይ ዘይንጥቀመሉ ምዓስ ተረሲዑ ከምዚ ሎሚ ኾነ ሓምለ ኾነ ዓባይ ተ.ሓ.ኤ (ጀብሃ ዓባይ) ሓንትን ስትምትን ዓባይ […]
Apr 24 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ካብ ማዕልታዊ ብጉዳይ ሃገሮምን ህዝቦምን ዝመያየጡ ግዱሳት ኤርትራውያን Amino305 (Eritrean Unity Room Paltalk) 2006-04-22 ብመጀመርያ ከመይ ቀኒኹም አብ ርሕቁን ቀረባን ትርከቡ ኩቡራት ኤርትራውያን ሰላምታይ ይብጻሕኩም ቅድሚ አብቲ ናይ ሎሚ አዳሊየኦ ዘለኮ ሓተታ ምእታወይ አቀዲመ ንሓው ተስፋይ ደጊጋ ወሃብ ቃል ተሓኤ ሰባ ተገዲሱ ንዘቅረበለይ መልሲ ከየመስገንኩዎ ክሓልፍ አይደሊን። ናይ ሓድነትን ዘተን መአድታት ቀጻሊ ኮይኑ ፍልልያትና አጻቢብና […]
Apr 22 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
ስራሕካስ ዋጋ ዓስብኻ እንበር፡ እዚ እንተዘይኮይኑ ደኣ ናይ ወሃብን ተቐባል ስራሕን ዝምድና ክብተኽ እንድዩ ዘየብል ኣይኮነን ነቲ ኩሉ መልእኽቲ መርበብ ሓበሬታ መስከረም-ኔት ዝከታተል። ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ውሽጢ ሃገር ቀንዲ ተተሓሒዙዎ ዘሎ ስራሕ ኣብ ውሽጢ ኣጣጢሑ ንኽነብር ኩሉ ክውሰድ ዝከኣል ኢ-ሰብኣዊ ተግባራት ካብ ምውሳድ ዝገትኦ ሓይሊ የለን። ቀንዲ ዕማሙ ግን ኣብቲ ካብ ቁጽጽሩ ወጻኢ ዘሎ ናይ […]
Apr 19 2006 | Posted in
Articles |
Read More »
Amino305 (Eritrean Unity Room Paltalk) 16-04-2006 ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግዲፍ ብተቃወምቲ አካላት ዘይአምን ሙካኑ ወትሩ ተቃወምቲ የብልናን ክብል ይስማዕ ብህልውና ናይ ተቃወምቲ ዘይአምን ስርዓት ብዛዕባ ተቃወምቲ ክዛረብ ወይ ዝኮነ ጸለመ አብ ልዕሌኦም ክዝርግሕ ስለዘጸግሞ እቲ ሓደ ክጥቀመሉ ዝክእል መላ ብተቃወምቲ ዝፍለጡ ብተግባር ግን ቀንዲ ናቱ ዕሱባት አብ ውሽጢ ተቃወምቲ ብምዝርጋሕ ነቲ ናይ ተቃውሞ ቃልሲ ክገቲእ ሓያል […]
Apr 16 2006 | Posted in
Articles |
Read More »