Category archives for: Articles

Command Economy as Failed Model of Development: Lessons Not Yet Learned

The Case of Eritrea         By     Desalegn Abraha, Ph.D. University of Skövde Department of Technology and Society 541 28 Skövde, SWEDEN E-mail: desalegn.abraha@his.se                  Paper presented at the Thirteenth World Business Congress, Maastricht School of Management, Maastricht, The Netherlands, July 14-18, 2004 Abstract: […]

An Open Letter to President George. W. Bush On the Humanitarian Crisis in Eritrea

The Honorable Geroge. W. Bush President of the United States                 Dear President, I am writing to you this open letter, being one of the thousands suffering under the tyranny of the one man rule in Eritrea. Eritrea is a tiny state in Eastern Africa got its independence in 1993 with a population of not […]

Multiculturalism and the challenge facing young Horn of African girls

by Ferial Glaidous. In the mid 90’s the first generation of Horn of African refugees escaped from the war torn countries of Eritrea, Ethiopia, Somalia and Sudan. For this first wave of females the difference in culture and values are overwhelming and many find it a challenge to assimilate to “the Australian way of life’, […]

ብረሃን እንተድኣ ደሊኻ ካብ ጸልማት ውጻእ

ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ ክፍሊ ዜና ሓምለ 13-2006 መእተዊ ተቓወምትን ወድዕነትን ፖሊሲን ዝምድናታቱን “ኪዳናዊ” ዋዕላ መደምደምታ 1፦ መእተዊ፡ ወድ-ሰብ ንመሰል ምቅላስ ምዓስ ከምዝጀመረኳ እዚ ክንበሎ እንተዘይክኣልና ንመሰል ምቅላስ ካብ መግዛእትን ምልክን ጭቆናን ከምዝነቅል ግን ኩላትና ንሰማምዓሉ ኢዩ ኢልና ንኣምን። ህዝቢ ኤርትራ ድማ ተርኡ በጺሑዎ ጸረ-ባዕዳዊ መግዛእታዊ ጭቆና ዛዚሙስ ካብ ወጽዓታት ውሽጣዊ ምልካዊ ስርዓት ክገላገል  ኣብ ምትሕንናቕ […]

ኣስገዳድ ኣገልግሎት ኣብ ኤርትራ መንእሰያት ናይ ምምልምል መደብ ወይስ ጃምላዊ መቕጻዕቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኤርትራ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 13.06.2006 ግዱድ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ወይ ሃገራዊ ኣገልግሎት ብኣጸዋውዓ ገለገለ መንግስታት፡ ኣብ መዳይ ስነ-ስርዓትን ምፍጻም ግቡኣት ብስሩዕ ኣገባብን ዘትኰረ መደብ  ምልመላ ናይ መንእሰያት ኰይኑ፤ ነዚ መደብ’ዚ ኣብ ምትግባር ንዓቕምታት ተመልመልቲ መንእሰያት፡ ኣብ’ቲ ሓፈሻዊ ናይ መንግስታዊ ትካላት ናይ ማእቶት መስርሕ ብምጽማድ፡ ተወሳኺ ዓቕሚ ኣብ ስራሕ ንምውዓል ዝዓለመ ኢዩ። ሃገራዊ ኣገልግሎት ምስ […]

ጠቕላላ ጕባኤ ኪዳን ንምንታይ ኣድለየ?

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 12.07.2006 ኣብ’ቲ ኣብ ሚያዝያ 2006 ዓ.ም እተኻየደ ዓመታዊ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት፡ ቅድሚ ምዝዛም ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ጠቕላላ ጕባኤ ኪዳን ክግበር ተወሲኑ። ዕላማኡ ድማ፡ ኣብ መንጐ ውድባት ኪዳን ዘሎ ደረጃ ናይ ስኒት ክብ ብምባል፡ ንዲክታቶርያዊ ስርዓት ኣስመራ ብብቕዓት ምምካት ኢዩ። ቅድሚ 6 ዓመት ኣትሒዙ ዝተመስረተን ስሩዕ ኣኼባታቱ ከካይድ ዝጸንሐን ምሕዝነት፡ ክሳዕ […]

Socceroos’ Success in FIFA World Cup: What Does the Future Hold for African-Australian Youth?

By Dr. Salah Ibrahim, 30 June 2006 Australia is a successful nation in sport. In swimming, cycling, hockey, tennis, and other athletics, Australia is highly competitive against big nations such as the US, China, Russia, Germany etc. Australia’s cricket, rugby union and rugby league national teams are also among the best in the world. Australian […]

ዝምድና ኤርትራን ሽወደንን

ሰነዳት ካልኣይ ምዕራፍ ሳልሳይ ክፋል Eritrean Gruppen i Sverige (ትርጕሙ መሓዙት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሽወደን)   ከም’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ዝተጠቕሰ ሕጅ’ውን ግደን ተራን ጋዜጠኛ ቡ በቨንስታም ንብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራን፡ ንሕቶ መሰል ርእሰ ውሳኔ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ኣብ ሕብረተ ሰብ ሽወደን ብዛዕባ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሓበሬታን ኣፍልጦን ንምዝርጋሕ ማዕረ ክንደይ ኣስተዋጽኦ ዝተገብረሉ ጻዕሪ […]

ተመሲሕካ ተደረር ናይ ህግደፍ ኣታላሊ ሜላ

ተኻታተልትን ተጣበቕትን ሃገርን ህዝብን ዝኾንኩም/ን ኩቡራት ከመይ ቀኒኹም/ኽን ክመለኹም ኣይ ትበሎ ክነታት ተኻታተሎ ድኣ ኮይንና እበር ክነታትኩምስ ኣብ ስክፍታ ሃገርኩምን ስክፍታ ህዝቡኽምን ክሳብ ክንደይ ኢዩ ክሳብ ምዓስዩ ህዝብናን ሃገርናን ብህግደፍ እና ተረገጸ ኣብ ደልሃመት ክነብር ካብ ዝብል ሓልዮት ሃገርን ህዝብን ተበጊስኩም ኣብ ኑሮ ሻቕሎት ስክፍታን ተዋሒጥኩም ከም ዘለኹምስ ኣይሳሓትኩዎን እናበልኩ ናብ ዋና ትሕዝቶ ኣርእስተይ ክሳጋግረኩም። […]

Yes to Reconciliation, No to Factionalism: A Call to Unity

By Salah Ibrahim, 18 June 2005 The creation of the Eritrean Democratic Alliance (EDC) was undoubtedly a huge step forward, but, in my opinion, that would have been preceded by the unification of the various Eritrean Liberation Front (ELF) political factions. Since its early history, the ELF has been known as a relatively democratic organisation […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net