ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ፤
ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ ቀዳም 14 ሕዳር 2010 ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ብዘርኢ ጉዳያት ህዝባዊ ኣኼባ ተካይዱ። ኣባላት ኮሚሽን ኣሕዋት ተኽላይ ኣብራሃን ዳንኤል ተወልደን ነቲ…
Section
News and analysis
ኣብ ከተማ ኒው-ዮርክ ቀዳም 14 ሕዳር 2010 ዋዕላን መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ብዘርኢ ጉዳያት ህዝባዊ ኣኼባ ተካይዱ። ኣባላት ኮሚሽን ኣሕዋት ተኽላይ ኣብራሃን ዳንኤል ተወልደን ነቲ…
ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማታት ካልጋሪን (Calgary) ፣ ዊኒፐግን (Winnipeg) ካናዳ ንጽባሕ ቀዳምን ሰንበትን ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን፣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ…
By IBRAHIM NAFFEE | ARAB NEWS Published: Nov 25, 2010 00:20 Updated: Nov 25, 2010 00:20 JEDDAH: Many expatriate workers say they are being…
ጉባኤ ጨንፍር ስዊድን ንምክያድ ኣብ ዝግበር ዝሎ ምቅርራባት ብ ቀዳም 13/11/2010 ሓለፍትን ብዝሒ ህዝብን ዝተኻፈልዎ ዓቢ ኣኼባ ተኻይዱ ኣኼበኛታት ብህሉው ኩነታትን ናይ ዝሓለፈ ስራሕ…
ኣብ ካላኣይ ማዓልቲ፡ ዒድ-ኣል-ድሓ ሙባረክ ረቡዕ 17/11/2010 ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባን ፡ ካብ ማዓስከራት ስደተኛታት ሽማልባን ማይ-ነፍሕን ዝመጾ ኣባላትን፡ ዝተሳተፍዎ ዓቢ ኣኼባ…
ኣገዳሲ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ምስ ኩሎም ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንሰንበት ዕለት 28/11/2010 ንምርኻብ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ…
ንቀዳም 11 ታሕሳስ 2010 ብምኽንያት መበል 60 ዓመታት ኣዋጅ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል፡ ሰላማዊ ሰልፊ ክግበር ቆጺርና ኣሎና። ኵሎም ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ግዝኣት ህግደፍ ንናጽነት ሰባዊ…
ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለዉጢ፣ ክካየድ ምዃኑ ብምሕባር፣ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ሓላፍነቱ ተገንዚቡ ኣብ መስርሕ ምስንዳዉ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራስያዊ ለዉጢ ኣብ ሃገርና ንክረጋገጽ…
