ንመበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት 24 ግንቦት ምኽንያት ብምግባር ብኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) ዝተዋህበ ውድባዊ መግለጺ
ባሕቲ መስከረም 1961 ዝተተኮሰ ርችት ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ፡ ንባዕዳውያን ገዛእቲ ደርብታት ኢትዮጵያ ሓምሺሹ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ሉኡላዊ ኣኽሊል ናጽነት ዝደፍኡላ ክብርቲ ዕለት እያ፤24…
Section
News and analysis
ባሕቲ መስከረም 1961 ዝተተኮሰ ርችት ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝብታት ኤርትራ፡ ንባዕዳውያን ገዛእቲ ደርብታት ኢትዮጵያ ሓምሺሹ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ፡ ሉኡላዊ ኣኽሊል ናጽነት ዝደፍኡላ ክብርቲ ዕለት እያ፤24…
Cologn,17th May 17, 2015 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዕድመ ንጽምብል መዓልቲ ናጽነት፡- ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር! ምዉቕን ዕዙዝን ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብና፤ ንዝተጠቕሰ…
ብንምኽንያት ጽምብል መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ አንገብሮ ዝኽሪ ንክሉ ድላይ ፍትሒ ብኽብሪ ንዕድም ኣብ ዝኽሪ ናጽነት ፣ምእንቲ ክብሪ መሰል ኤርትራዊ ዜጋ ሓቢርና ንስራሕ ኣብ…
ኩላቶም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ኣህጉራውያን መሓዙቶምን ከም ዝፈልጥዎ፡ ናይ ስርዓት ህግደፍ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ካብ 2012 ጀሚሩ፡ ኣብ ጽዑቕ ምርመራ ከም ዝርከብ ፍሉጥ’ዩ። እቲ…
Eritrean dialogue forum Stockholm eridialogforum@gmial.com tell 00467373153992
ማሕበር ንሓድነትን፡ ፍትሕን፡ ድሕንነትን ኤርትራ ኣብ ከትማ ስያትልን ከባቢኣን፡ ካብ’ቲ ኣብ ኤርትራ ሃገርና ተፈጢሩ ዘሎ ዘስካሕክሕ ዕንወት ህገርን፡ ህልቂት ህዝብን ምኽንያት፡ ብምብጋስ፡ “ሕጂስ ይኣክል፡…
መሪሕነት ጨንፈር በይ ኤርያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ን ኣኼቡኡ ቅድሚ ዝኣገረ በቲ ኣብ ልብያ ስጉምቲ ኣርሚናዊ ፈጽሚ ኢሰባዊ ቅንጸላ ዝተፈጸመ ንኤርትራውያን ኢትዮጵያውያን…
TORONTO BRANCH ENCDC TORONTO BRANCH had a meeting on the 26th of April 2015 and elected the new branch committee. To facilitate and speed…
እቲ ብዮሱፍ ሳይቕን ሚኒስተር ኤኮኖሚን ዝምራሕ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ዝሓወሰ ልኡኽ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉዳይ የመን ዘለዎም መርገጽ ንመንግስቲ ሱዳን ንምብራህ ቅልጡፍ ዑደት…
Demonstration poster in San Francisco Bay Area on May 18 2015
