Section

News

News and analysis

News

መደባት ዝኽሪ ሰማእታት አብ ከተማ ለንደን

ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን ብቀዳምነት ድሕሪ ዝዓዘዘ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታ ምቕራብ፡ ንኩሉ’ቲ ዕለታዊ ዕማማትኩም ዓወትን ኣሳልጦን ክትጓናጸፉ ይምነየልኩም። ኣብ ኤርትራ እቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ተወጊዱ…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሲያትል

ጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽ ምዕብልናታትን: ከምኡ’ውን ጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲ ለውጢ ኣብ ከተማናን ከባቢናን: ኣልዒልና ኣብ ወርሒ ግንቦት ተኸታትሊ ኣኼባታት ክንገብር…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኡልም

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን…

By farajatPublished
News

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ

ንቐዳም ዕለት 23-06-2012 ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን መደባት ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ምትግባር ሓልፍነት እትስከም…

By farajatPublished
News

ምልክታ

ቀዋሚ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላትን ሓፈሻዊ ሓርነትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ዝርከብ ሓበሬታዊ ብሎግ ኣበጊሱ ከም ዘሎ ክንሕብር ደስ የብልና። http://encdchumanrightscommittee.blogg.se…

By farajatPublished

Search the site

Back to top