Archive for: October, 2006

A message of Solidarity to Washington DC demonstrations

To the courageous demonstrators It was with great pride that we have followed your plans for conducting these courageous and blessed demonstrations against the dictatorial regime and what it represents from crimes and oppression of our innocent people. Your initiative is a huge moral boost and show of solidarity to the just cause of the […]

Fighting Oppression as Moral Obligation

By Dr Salah Ibrahim, 28 October 2006 There are limits to all kinds of human suffering. For Eritreans living under the rule of a ruthless dictator, those limits are well overdue. Foreign occupation and its adversity came to an end on May 24 1991 only to be replaced with home-grown extreme oppression by the liberation […]

ሰለማዊ ሰልፊ ዋሺንግቶን ዲሲ ኣንፈት መጻኢት ኤርትራዊት ደሞክራሲ !

ኣብዚ ግዜዚ ሃገርና ኤርትራ ትሓልፎ ዘላ  ብጣዕሚ ኣዋጣሪ ዝኾነ መድረኽ ኢዩ፤ ንሱ ከኣ በቲ ሓደ ወገን ነቲ ብመሪር ቃልሲ ዝመጸ  ናጽነት መብጽዓ ጠሊሞም ንውልቃዊ ስልጣኖምን ረብሕኦም ክጥቀምሉ ዝደልዩን፤ በቲ ካልእ ወገን ከኣ ኣብ ቃልሲ ዝተኣትወ መብጽዓ ይትሓሎ፤ ፍረ ቃልስና ንሕዝብና፤ ዝብል ክልተ ተጻራሪ ግርጭት ኢዩ። ኣብዘን ዝሓለፍ 15 ዓመታት፤ ጠላማት መብጽዓን ገበቲ ስልጣንን፤ ነቲ ብቃልሲ […]

Our Voices Will Liberate Our People!

A Call to Participate in a Peaceful Demonstration! Washington, DC, USA October 30, 2006 Dear Eritrean brothers and sisters in all corners of the world: Greetings and best wishes! Under normal circumstances, as foundations of mutual goodwill, best wishes and greetings would be used for rare occasions during New Year, Easter and Ramadan. We would […]

በየነን ባሻይን፡ ዝናውያን ቀነይቲ ኣብ ክልተ ጫፋት

ቀዳማይ ክፋል) ተጋድሎ ሓርነትን ህዝባዊ ግንባርን (ጀብሃን ሻዕብያን) ኣብ ዝጥቀሳሉ ግዜ፡ ብዙሕ ግዜ ዝደጋገም ዘረባታት ኣሎ። ገለ-ገለ ሰባት፡ ታሪኽ ክልቲኤን ውድባት ኣነጻጺሮም ክዛረቡ እንከለዉ፡ ሐሕማቑ ጥራይ ይዝክሩ። ኣብ ኩናት ሕድ-ሕድ ከም’ዚ ተገብረ፣ ጀብሃ ንሻዕብያ ከም’ዚ ጌራታ፣ ሻዕብያ ንጀብሃ ከም’ዚ ጌራ ኣጥፊኣታ፣ ወዘተ ዝብል ወረ እዩ ዝልዓል። ልክዕ’ዩ፡ ታሪኽ ሕማቕን ጽቡቕን ነገራት ዘጠቓለለ ጸጋ ስለ ዝኾነ፡ […]

Farewell Party for UN Secretary General

“Every revolution begins with the power of an idea,  and ends when the only idea left is clinging to power.”  Grudge politics has become the hallmarks of the regime.  The latest non-event of PFDJ moving its troops into the demilitarized zones reflects more on the collective mental state of the regime than its intended effect.  […]

ንመራራሕ

10-21-2006 ረ.ክ.(ባሻይ) ፍንጫሕ መሰንገልና ይቕበሩ ከይበደሉ ኣብ ጒድጓድ ይሰፍሩ ህግደፋውያን ሬሳታት ይቖጽሩ ክሳዕ ክንድዚ ወድ-ሰብ ሓሲሩ       ብህግደፍ ዘኽቲሙ እግሪ ተኽሊ       ኣርጊፎሞ መንእሰይ ከም ቆጽሊ       ርእሲ ጅግና ደኒኑ ከም ሓኽሊ       ከስዐ ሃገር መኺኑ ከም በቕሊ ሰብ ሓሲሩ ወሪዱ’ብ ዕዳጋ ንምጽወታ ተሰሪዑ ሪጋ ተበቲኑ ክቡር ዓጽመ-ስጋ ምዓንጣ መን’ያ ’ታ ተዘሪጋ?       ወላድ ኣደ […]

ኤርትራ ሰራዊታን ታንክታታን ካብ ጸጥታዊ ክሊ ክትስሕብ ኣመሪካ ጸዊዓ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 21.10.2006   ኤርትራ ሰራዊታ ካብ’ቲ ኣብ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ጸጥታዊ ክሊ ከተውጽእ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ብሓሙስ ዕለት 19.10.2006  ጸዊዓ። እዚ ተግባር’ዚ ነቲ ቅድሚ 6 ዓመታት ኣብ መንጐ ክልቲአን ሃገራት እተበጽሐ ስምምዕ ንሓደጋ ዘቃልዕ’ዩ ክትብል ውን ገሊጻቶ። “ኤርትራ፡ ነቲ ብ17 ጥቅምቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝተገብረላ ጻውዒት ኣኽቢራ፡ ሰራዊታን ታንክታታትን ካልእ […]

ብደም ደቃ ናጻ ዝወጸት ኤርትራ እኒሆ ኣቶ ኢሳያስ ከም ድላዩ ይገብራ

ብኣዕጽምቲ ደቃ ዝተሃንጸት ኤርትራ        ብደም ደቃ ናጻ ዝወጸት ኤርትራ        ብርሃጽ ደቃ ዝተሓጽበት ኤርትራ        እኒሆ ኣቶ ኢሳያስ ከምድሌቱ ይገብራ   እንተደሊዩ ምስ የመን የዋግኣ እነተደሊዩ ምስ ሱዳን የዋግኣ እንተደሊዩ ምስ ኢትዮጵያ የዋግኣ እንተደሊዩ ኣብ ዛየር፤ሶማል .… የዋግኣ እንተደልዩ ምስ ዓለም የጻልኣ ኣይምኣኸሎንዶ ደቃ ኣብ ውሽጢ ሃገር ምስውኣ          ዊን ከምዝበሎ ንደቃ ብዘይ […]

ዝምድና ኤርትራን ሱዳንን ድሕሪ ምፍታሕ ጕዳይ ምብራቕ ከመይ’ዩ ክኸውን?

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 18.10.2006   ምፍታሕ ጕዳይ ምብራቕ ሱዳን ኣብ ዶባት ናይ ክልቲአን ሃገራት ጸጥታዊ ቅሳነት ከሰፍን፡ እዚ ድማ ብተራኡ ንጠለባት ልምዓት ናይ ህዝቢ ምብራቕ ሱዳን ዘረጋግጽ ፖለቲካዊ ርግኣት ከስዕብን ትጽቢት ዝግበረሉ ጕዳይ ኢዩ። ስርዓት ኢሳያስ፡ ኣብ ውሽጢ መሬት ኤርትራ ወተሃደራዊ ንጥፈታት ናይ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን ክካየድ ብምፍቃድን፤ ኣብ ዝካየድ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net