Archive for: October, 2006

ተገራዚ

17-10-06 ረ.ክ.(ባሻይ) ቀባሕ-ባሕ ብሃሊ ሰነፍ ተገራዚ ኣፉ ዝኸፍተሎም ከስትይዎ መርዚ ኣራንሺ ንዕኦም ዕንጒለ ንዓኻ ታሪኽካ ፈሊጦም ኣለልዮምኻ       ብጊሓት ይንቁ ይብለካ ክተቱ       ምሸት ተራኣኻስ ጎሮሮ ላሕቲቱ       መሰል መቓቒሉ ጎደሎ ዝቕበል       ለካ ’ስኻ ኢኻ ጸኒሑካ አመል እንታይ ድኣ ኰይኑ ኣፍካ ተሓቲሙ ሱር ነቀል ዘይብል ከምቲ ናይ ቀደሙ ኣንጊህካ ክትጅምር ኣደራሽ ትገበሮ ድሕሪ ፋዱስ […]

ሰራዊት ኤርትራ፡ ኣብ’ቲ ካብ ወተሃደራዊ ህልውና ናጻ ዝዀነ መሬት ኣትዩ

ቤት ጽሕፈት ዜና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን 17.10.2006   1500 ወተሃደራትን 14 ታንክታትን ዝሓዘ ሰራዊት ኤርትራ፡ ብ16 ጥቅምቲ 2006፡ ናብ’ቲ ካብ ወተሃደራዊ ህልውና ናጻ ክኸውን ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ስምምዕ እተበጽሓሉ 25 ኪሎ ሚተር ብምእታው፡ ነቲ ኣብ’ቲ ቦታ ዝነበረ ክፋል ናይ ሰራዊት ዓቃቢ ሰላም ኣውጺኡ ባዕሉ ከም እተቘጻጸሮ ሰበ-ስልጣን ሕቡራት ሃገራት ሓቢሮም። ስፍሓት፡ ናይ’ቲ ሰራዊት ኤርትራ ተቘጻጺርዎ […]

ኣብርሃም ኣፍወርቂ „ፍሽኽታ ኣመሉ“

ሞትካ ብምስመዐይ  ብዙሕ ሓዚነ እንታይ እሞ ይገበር ካብ ኮነ ከም ሰብ እኳ ምእማኑ ሲኢነ ብደርፍኻ ብዙሕ ሚሂርካ ብደርፍኻ ብዙሕ ተሰፋ ሂብካ ብደርፍኻ ብዙሕ ተነቢኻ ብግብሪ እንደሞ ከይረኣኻዮ ከድካ ኣብርሃም (ሞክሲ) ብዙሕ  ተሃዊካ ባሕሪ “ዓለም”  ሓደገኛ ምኻኑ ሚሂርካ ሓንቢሱ ንዘይክእል እውን  ኣጠንቂቕካ ስለምንታይ ድኣ ንርእስኻ ዘይተጠንቀቕካ እንታይሞ ይገበር ካብ ኮነ ከም ሰብ እኳ  ምእማኑ ሲኢነ ስዒብካዮ […]

ምስጢር “ሰላማዊ ኣገባብ” ‘ዳ ቪንቺ ኮድ ኣይኮነን’

10-15-06 ሰ.ጒ.ኤ.(ስትራተጂ ዓዲ) ብሰንኪ ምኣዝኑ ዝሰሓተ ስርዓት ኣስመራ፡ ኤርትራ ናይ ባዕላ ፓርትታት ክንዲ ትምልምል ባህርያቶም ብዘየገድስ ናብ ድኾን ተቐይራ ግዳማውያን ተቓወምቲ ክትጫጭሕ ብይን ናይ መለኽቲ ኰይኑ ኣሎ። ንመለኽቲ ሽግር ኤርትራ ካብ ምፍታሕ ግዳማውያን ተቓወምቲ ብምርባሕ ንጎረባብቲ ቅሳነት ብምኽላእ ዕድሜኻ ምንዋሕ ዝብል ኣገዳስን ናይ መወዳእታን ጥበብ ኢዩ። እዚ ጥበብ’ዚ ንጽገናዊ ዘተታት መንገዲ ከፊቱ ንመንግስታት ጎረባብቲ ናብ […]

Why is national dialogue important?

By Fesseha Nair   The transition in Eritrea is still at the stage of the liberation period where the political organizations in the opposition camp see each other as major and minor.  A fundamental challenge to this attitude is to transform from the perspective of  past to the present perspective, “including all Eritreans struggling for […]

ልኡኽ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ ኣብ ሽወደን ንመንእሰያት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘጋጥም ዘሎ ጸገማት ኣብሪሁ

ወኪል ንሓርነት 13.10.2006   ላዕለዋይ ልኡኽ ተሓኤ ሰውራዊ ባይቶ፡ ካብ 6-12 ጥቅምቲ 2006 ኣብ ሽወደን ኣብ ዘካየዶ ዑደት፤ ምስ ሰበስልጣን መንግስትን ዘይመንግስታዊ ውድባትን ሽወደንን፤ ከምኡ ውን፡ ኣብ ህዝባዊ ኣኼባታት ናይ ኤርትራውያንን ምስ ማዕከናት ዜና ኤርትራውያን ብምርኻብ ንኵነታት ኤርትራውያን ስደተኛታትን ዝተመዛበሉ መንእሰያትን ዓቢ ኣገዳስነት ብምሃብ ተዘራሪብሉ። ኣቦ መንበር ፈጻሚ ሽማግለ፡ ብጻይ ወልደሱስ ዓማርን፥ ምኽትል ኣቦ መንበር […]

ኣሎ በርከት

1010-2006 ረ.ክ (ባሻይ) ኣሎ በርከት ሓፋሽ ተላዒሉ አዒሙ ዝጸንሐ ኣብ ጽላሉ ጩራታት ረኺቡ በሪሁሉ       ኣሎ በርከት ኣጆኹም ጀጋኑ       ይበራበር ኣሎ ዝጸንሐ ደኒኑ       ሰሚዑኩም ከፊቱወን እዝኑ ኣሎ በርከት ጒዳየን በሪሁ መሲሉወን ጀጋኑ ዝፈርሁ ደቂ ድኾን ቃቅ-ቃቕ ኢለን ደረሁ       ኲዒትካዮ ማይ ዘይብሉ ዒላ       ኣልቦ-ነገር እንታይ ክግልላ       ሻንኬሎ ትምለስ ጋው-ጋው ኢላ ኣሎ […]

ንኹሉ ግዜየ ኣለዎ ጽንዓት ጥራሕ

ክንደይ እንዲና የሕሊፍና ተመኩሮ ክንደይ ጎቦ ተሓኺሩ ተሰጊሩ ስንጭሮ ጣቓዒት ብኻላሽን ብቡባ ነይሩ ኮቦሮ ዝኹሉ ዕርድታትና ጀጋኑና ተቐብሮ ህዝበይ ተመሊስና ሕሉፍ ቃልሲ ንዘክሮ                   ነዚ ሕሉፍ ቃልሲ ኣሻሓት መስዋእቲ ተኸፈሎ                    ንዕላማ ናጽነት ሓርነት ቅኑዕ መንፈስ ዝዓሰሎ                   ብሓባር ኣንጻር ባዕዳዊ ገዛኢ ዕጠቕ ኮይኑ ድሎ                   ውጽ’ኢቱ ሕጂ ነዛምድ ወዮ’መስዋእቲ ተኽፈሎ                   ኣበይ ኣሎ እቲ […]

ካብ ኣዳላዊት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ዝወጸ ጋዜጣዊ መግለጺ

ኣዳላዊት ሽማግለ ሃገራዊ ዋዕላ ካብ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንዝተወሃባ ሓላፍነት ብዕለት 02/10/2006ዓ.ም ስራሓ ድሕሪ ምዝዛም፣ብዕለት 04/10/2006 ጸብጻብ ስራሓ ንኣቦ-መንበር ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣቶ ሑሴን ኸሊፋ ኣረኪባ። ሓበሬታታት ንምእካብን ጠርናፊ ሃገራዊ ዋዕላ ንምክያድ ባይታ ንምምጥጣሕን ኣብ ስራሓ ብዙሕ ጸገማት እካ እንተጋነፋ፣ ብዉሑድ ዓቕማን ትሕዝቶኣን መልእኽታታ ወላ’ውን ንኹሎም ኤርትራዊያን ዝርከብሉ ከተብጽሕ ኣይትኽኣል እምበር፣ […]

መዂባዕቲ ጥቅምቲ 05-06

ሰልፊ ጒባኤ ኤርትራ (ክ. ዜና)   ታሪኽ ምልስ ኢልና ብምዝካር ቅድሚ ሓደ ትውልዲ ብ 1978 ዓ.ም. ብትኽክል 28-29 ዓመት አቢሉ ይኸውን፡ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ኣስጋኢ ፖሊቲካዊ ሕልኽልኽ ኣትዩሉ ኣብ ዝነበረ መድረኽ፡ ብሓደ መንገዲ ናይ ጽንዓት፡ ብጎኒ-ጎኑ ድማ ናይ ዘለቕለቕን ቀልባዕባቕን ጒንብሕ-ጒንብሕ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ፡ መዂባዕቲ ሰውራና ዘይትብተኽ ጭራ ትብል መዝሙር ተወሊዳ ነይራ። እታ መዝሙር ገና […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net